Sunday , May 19 2024
(AP Photo/Petros Giannakouris) XPG107

UN: ቊጽሪ ስደተኛታት ዩክሬይን 4.5 ሚልዮን በጺሑ

ኣብ 24 ለካቲት ወራር ሩስያ ድሕሪ ምጅማሩ ብውሕዱ 4.5 ሚልዮን ዩክሬናውያን ከም እተሰደዱ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ኡራት ሃገራት UNHCR ሓቢሩ። “ኲናት ዩክሬይን ናብ እናበርትዐ ምምጽኡ ሞት ሲቪላውያንን ትሕተ ቅርጺን ክበጽሕ ከም ዝገበረ UNHCR ወሲኩ ገሊጹ’ሎ።

“እዚ ኲነታት ሰባት ዓኦም ገዲፎም መጽለሊ፡ ዕቚባን ሓገዝን ንምድላይ ክስደዱን ጌሩ እዩ” ክብል CNN ነቲ ውድብ ብምጥቃስ ጸብጺቡ፡ሎ። ዛጊት ፖላንድ ዝበዝሑ ካብዞም ስደተኛታት ማለት 2.6 ሚልዮን ወሲዳ ምህላዋን ዝገለጸ እቲ ውድብ ሃገራት ሮማንያ፡ ሃንጋሪን ሞልዶቫን ብድምር 2 ሚልዮን ስደተኛታት ተቐቢለን ኣለዋ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com