Wednesday , May 15 2024
Defrocked American priest Richard Daschbach, center right, sits on the defendant's chair during his trial hearing at a court in Oecusse, East Timor, Tuesday, Dec. 21, 2021. Daschbach, who was accused of sexually abusing orphaned and disadvantaged young girls under his care in East Timor was found guilty Tuesday and sentenced to 12 years in prison, in the first case of its kind in the staunchly Catholic nation. (AP Photo/David dos Santos Gusmao) XJAK101

ምብራቕ ቲሞር … ሓደ ቀሺ: ህጻን ብምድፋር ተኸሲሱ

ኣብ ምብራቕ ቲሞር ሪቻርድ ዳሽባኽ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ቀሺ ኣብ ትሕቲ ሓላፍነቱ ዝነበራ ዘኻትም ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሙ ን 12 ዓመታት ማእሰርቲ ከም እተፈርደ ኣልጀዚራ ሓቢራ።

ዝበዝሐ ካብ ህዝባ ተኸታሊ እምነት ካቶሊክ ዝኾነ ምብራቕ ቲሞር ን 84 ዓመት ዝዕድሜኡ ቀሺ ብ ምኽንያት ጾታዊ ምድፋር ክትከስስን ናብ ቤት ፍርዲ ክትወስድን እዚ ንፈለማ ግዜኣ ምዃኑ ተገሊጹ።

ኣብ 1990ታት ን ዘኽታማት ዝኸውን መዕቆቢ ዝሃነጸ ዳሽባች ብ 14 ክሲታት ጾታዊ ዓመጽ እዩ ተኸሲሱ ዘሎ።

ብዘይካዚ ኣብ ኣመሪካውን ብዝተፈላለየ ክሲታት ከም ዝሕተት እቲ ዜና ወሲኹ ኣረዲኡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com