Wednesday , May 15 2024

ኣብ ዝመጺእ ሰመን ማእከላይ ኩነታት ኣየር ክህሉ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ይትንበ!!

ኣብዚ ቕጽል ሰሙን ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን መጠን ዝናብን መቐትን ክውስኽ ትጽቢት ይግበር ክትብል ኪኢላ እዚ ዓውዲ ቻርሎታ ኤሪክሰን ሓቢራ።

ብመስረት ትንበያ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ማለት SMHI ትጽቢት ዝግበረሉ ኩነታት ኣየር ካብ 15 ስጋብ 20 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ካብ 10 ስጋብ 15 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ኣብ ሰሜናዊ ክፈላ ክህሉ ትጽቢት ይግብር።

ብተወሳኪ ተቀያያራይ ዝናብን ንፋስን ክህሉ ሙኻኑን ዝመጽእ ሰሙን እውን እቲ ዝነውሔ ግዜ ጽሓይ ትጸንሓሉ ሙኻኑ እዚ በዓል መዚ ይሕብር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com