Wednesday , May 15 2024
Credit: Kristin Holmberg/Sveriges

ፖሊስን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ምስ ወለዲ ዝገብርዎ ውዕል ክፍትንዎ እዮም።

ናብ ገበን ክዋፈሩ ይኽእሉ እዮም ተባሂሎም ዘስግኡ ቖልዑ ኣመልኪቶም፡ ፖሊስን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ምስ ወለዲ ዝገብርዎ  ውዕል ክፍትንዎ ምዃኖም ይግለጽ ኣሎ። እዚ ሞዴል ኣብ ሃገረ ጀርመን ኣብ ጠቕሚ ዝወዓለ ኮይኑ ሕጂ ድማ ኣብ ሊንሾፒን፡ ሶደርታልየን ሰሜናዊ ዮተበሪን ክፍተን እዩ ተባሂሉ’ሎ።

ኣተኲሮ እዚ ፈተነ ዕድሜኦም 13ን ትሕቲኡን ዝኾኑ ቆልዑ እዮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com