ሃርሞኒ ሬድዮ
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 25 መጋቢት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 19 መጋቢት 2024
ለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 14 መጋቢት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 12 መጋቢት 2024
March 8
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 05 መጋቢት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 05 መጋቢት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 27 ለካቲት 2024
ኣብ ኲናት ዩክሬይን ክዋግኡ ዘይደልዩ ሩስያውያን መንእስያት ኣብ ሽወደን ዕቚባ ይሓቱ
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ መንእሰያት ደቂ ተባዕትዮ ሩስያ ናብ ዩክሬን ክዋግኡ ንኸይለኣኹ ብምፍራህ ካብታ ሃገር ምህዳሞም ገለ ካብኣቶም ከኣ ኣብ ሽወደን ዕቚባ ምሕታቶም ተሓቢሩ። እዚ ይዂንምበር ዛጊት ብዙሓት ሩስያውያን ኣብ ሽወደን ዘቕረብዎ ናይ ዕቚባ ሕቶ እወታዊ መልሲ ኣይተዋህቦን ኣሎ። ሓደ ካብቶም ሕቶ ዕቚባኦም ተቐባልነት ዝረኸቡ መንእሰያት 33 ዝዕድሜኡ ኣንድሬይ ኮይኑ፡ ዝኾነ ይኹን ወተሃደራዊ ተመኩሮ የብሉን። ንሱ ምዕጾ ቤቱ ብልኡኻት ሰብመዚ ክዂሕኳሕ …
Read More »