Saturday , May 18 2024

ውህደት

ማዕርነት ኣብ ዕዳጋ-ዕዮ ኣብ ሽወደን

ማዕርነት ክብሃል እንከሎ፡ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኣብ ኣገደስቲ መዳያት ህይወት፡ ማዕረ መሰላት፡ ግቡኣትን ዕድላትን ኣሎዎም ማለት እዩ። ጥርዚ ምዕሩይነት ንምብጻሕ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ንጹር ሽቶታት ኣቐሚጡ ይርከብ።ዓቕምታትን መሃዝነትን ናይ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ብግቡእ ምጥቃም፡ ፍትሓውን ዕብየቱ ዘረጋገጸን ሕብረተሰብ ኣብ ምፍጣርን ወሳኒ እዩ። ሽወደን፡ ብብዙሕ መዳያት ማዕርነት ዘሎዋ ሃገር እያ። ዳርጋ 80% ኣብ መንጎ 20ን 64ን ዓመት ዝዕድሚአን ኣብ ሽወደን ዝርከባ ደቀንስትዮ፡ …

Read More »

ጸቕጢ , ድቃስን

ጸቕጢ ንብዙሓት ሰባት፡ ጸቕጢ ይስምዖም። ጸቕጢ፡ ግድን ሓደገኛ‘ዩ ማለት ኣይኮነን። ጸቕጢ፡ ጽንኩር ኩነታት ንኽትጻወር ሓይሊ ይህብ። ዓቐን ዘይብሉ ጸቕጢ ግን፡ ንጥዕና ሓደገኛ ክኸውን ይኽእል‘ዩ። ጸቕጢ ዝስምዓካ እንተ ኾይኑ፡ ምኽንያቱ ምፍላጥ ጽቡቕ‘ዩ። ሽዑ፡ ኲነታትካ ተኸታቲልካ ክትቅይር ክትፍትን ትኽእል ኢኻ።  ገለ ካብ ምልክታት ጸቕጢ፡ ድቃስ ምስኣንን ሕዙን ምዃንን‘ዮም። ኣተኵሮ ክትገብር የጸግመካ፡ ናይ ምዝካር ክእለትካ ይንኪ፡ ጸገማት ስቶማኮ ይመጸካ፡ ርእስኻ ትሓምም ወይ ኣካላትካ …

Read More »

ናብ ሽወደን ተሰዲድካ ምምጻእ

ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ሽወደን፡ ኣስታት 10 ሚልዮን ነበርቲ ኣሎዉዋ። ኣስታት 3.5 ሚልዮን ካብ’ዚኣቶም ኣብን ከባብን ናይ’ተን ሰለስተ ዓበይቲ ከተማታት፡ ማለት ስቶክሆልም፡ ዮተቦርን ማልመን ይነብሩ። 17% ወይ ከኣ ብቚጽሪ ኣስታት 1.7 ሚልዮን ዝኾኑ ካብ ነበርቲ ሽወደን፡ ኣብ ካልእ ሃገር ወይ ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ እዮም። ኣብ 20 ክፍለ ዘመን፡ ብዙሓት ሰባት ናብ ሽወደን ተሰዲዶም። ብዘይካ ገለ ገለ እዋናት ገዲፍካ፡ ሽወደን ካብ ካልኣይ …

Read More »

ኣገባብ ምጉሓፍ መድሃኒት

ፍልይ ዝበሉ ኣገባባት ወይ ሕግታት ምጉሓፍ መድሃኒት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ገዝኡ ዝተረፉ መድሃኒት ወይ መዓልቶም ዘሕለፉ መድሃኒት ክህልዎ ይኽእል።ድሕርዚ ድማ ነዞም መድሃኒታት ንመዋእል ክንዕቕቦም ኣይትኽእልን ።መዓልቶም ዝሕለፉ መድሃኒታት ምጉሓፎም እቲ ዝበለጸ እዩ ። እንተኾነ ግን ብኸመይ ኣገባብ ንጉሕፎም? ኣብ ናይ ጉሓፍ እንእክበሉ ጎማ ወይስ ኣብ ባዞ ናይ ሽንት ቤት? እቲ መልሲ ኣይፋልናን እዩ ስለዚ ፍልይ ዝበሉ ናይ ምጉሓፍ መድሃኒት …

Read More »

ብዛዕባ ኔልሰን ማንዴላ

ኔልሰን ማንዴላ ፀለምቲ ደቡብ ኣፍሪካዊያን ኣብ ዝነበሩላ ኣብ ትራንስከይ 18 ሓምለ 1918 ኣ/ፈ ተወሊዶም። ከም መንእሰይ ንቑሕ ተሳታፋይ ምንቅስቓስ ፀረ-ኣፓርታይድ ብምዃን ኣብ 1940ታት ናብ ናይ ኣፍሪካ ሃገራዊ ኮንግረስ /ANC/ ብምእታው መራሒ ክንፊ መናእሰይ እቲ ምንቅስቓስ ኮይኖም። ማንዴላ ምስ ናይ ANC ብፃዮም ኦሊቨር ታምቦ ናብ ኮሌጅ ብምእታው ብናይ ሕጊ ትምህርቲ ተመሪቖም፤ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ መጀመሪያ ዝኾነ ጥብቅና ሕጊ ኣጣይሾም።እዚ ኣብ ጆህናስበርግ …

Read More »

ኣሕምልቲ

ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ 250 ግራም ኣሕምልቲ ክምገብ ይምከር። እዚ ድማ ዝተፈላለዩ ሕማማት ከም ናይ ልቢ ሕማም፡ ናይ ስብሒ ሕማማት፡መንሽሮ መዓንጣ፡ ከምኡ’ውን ሕማም ሽኮር ናይ ምሕማም ተኽእሎታትየትሕቶ።ሓደ ዝተወሰነ ዓይነት ሓምሊ ንኹሎም ካብ ኣሕምልቲ ዘድልዩና መኣዛታት ክህበና ኣይክእልን እዩ። ስለዚ ድማ ኣሕምልቲ እንዳቐያየርና ክንምገብ ይግበኣና። ብተወሳኺ ድም ኣሕምልቲ እንዳቐያየርና ምስ እንምገብ ክስልችወናኣይክእልን እዩ። ብብዝሒ ኣሕምልቲ ንኽንምገብ ዝሕግዙና ምኽርታት1 -ኣብ ምሉእ …

Read More »

ተበሃጊ ንኽትከውን ዝሕግዙ ባህርያት

በቲ ዘለና ኣወንታዊ ባህርያት፡ ብዙሓት ፈተውቲ ከነጥሪ ከም እንኽእል ክንዝንግዕ የብልናን። ገለ ካብ’ዞም ባህርያት – * ቃልካ ምኽባር- ንመቕርብና መሳርሕትና ቃል እንተኣቲናሎም ብዘይ ወዓል ሕደር ከነተግብሮ ይግባእ። ገለ ድኹማት ሰባት ግን፡ ንዘየተግብርዎ ብተደጋጋሚ ቃል ክኣትዉ ይረኣዩ። ስለዚ፡ ቃል ኣብ እንኣትወሉ እዋን፡ ክንፍጽሞ ምዃንና ምርግጋጽ የድሊ። * ሕጕስ ምዃን- ገለ ሰባት ብዘይጠቅም እናማረሩ ስለ ዝሽገሩ፡ ካብ ክትቀርቦም ክትርሕቆም ኢኻ እትመርጽ። ብኣንጻሩ …

Read More »

ፍትሕ , መጒዚትነት ቆልዓ ኣብ ሽወደን

ኣብ ሽወደን፡ ካብ ሰበይትኻ ወይ ካብ ሰብኣይኪ ክትፋትሑ ትኽእሉ ኢኹም። ዋላ እቲ ካልኣይካ ወይ ካልአይትኻ ፍትሕ ኣይድለ/ኣይትድለ፡ ምፍታሕ ይክኣል እዩ። ክፋታሕ ዝደሊ ሰብ፡ ኣብቲ ዝነብረሉ ኮምዩን ናብ ዝርከብ ከባብያዊ ቤት ፍርዲ (Tingsrätten) ብምኻድ፡ ብዛዕባ ፍትሕ ከመልክት ይኽእል’ዩ። ሰብ ሓዳር ክልቲኦም፡ ብሓደ ኮይኖም፡ መመልከቲ ቅጥዒ ፍትሕ ከእትዉ ይኽእሉ’ዮም። እንተዘይተሰማሚዖም ግን: ሓዲኦም ንበይኑ፡ መመልከቲ ቅጥዒ ፍትሕ ክመልእን ከመልክትን ይኽእል’ዩ። ቆልዑ ዘይብሎም ሰብሓዳር፡ …

Read More »

ሕማም ዓሶ ኣብ ዕድመ ሓደ ወለዶ ክጠፍእ ይኽእል እዩ

ንነዊሕ ዘበናት ምስ ደቂ ሰብ ዝተጉዓዘ፡ ምኽንያት ሞት ብዙሓት ሰባት ዝኾነ – ሕማም ዓሶ፡ ኣብ ዕድመ ሓደ ወለዶ ምጥፋእ ይከኣል እዩ ይብል ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ። በብዓመቱ ብሕማም ዓሶ ዝተጠቕዑ 200 ሚልዮን ሰባት ከምዘለዉ እዩ ዝግለጽ፡ እቲ ሕማም ድማ ዝያዳ ንህጻናት እዩ ዝቐትል። እቲ ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ከምዘርእዮ፡ ሕማም ዓሶ ካብ ዓለምና ዝጠፍኣሉ ግዜ ‘ርሑቕ ኣይኮነን’። ግን ድማ፡ ነዚ ንምግባር፡ ዓመታዊ …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 06 መስከረም 2019

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com