Friday , July 12 2024

ፋሽታ. . . ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣቋሪጹ

ሎሚ ሰኑይ፡ ናይ ንግሆ፡ ኣብ ፋሽታ፡ ስቶክሆሎም፡ ዝርከቡ 3000 ዝኾኑ ህንጻታት፡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከም ዘቋረጸን ናይዚ ምቁራጽ ምኽንያት ድማ ብሰንኪ እቲ 10 ሽሕ ቮልት ዘመሓላልፍ ነሓስ ዝዓይነቱ ናይ ኤሌክትሪክ ስልኪ (ገመድ) ብሰረቕቲ ተቖሪጹ ተወሲዱ ክኸውን ከምዝኽእል ናይቲ ከባቢ ዜናዊት ጋዜጣ ሚት (Mitt) ሓቢራ ክብል፡ ማዕከን ዜና ተተ ኣብ ዓምድታቱ ኣስፊሩ።

ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ክጅምር ትጽቢት ይግበር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com