Tuesday , May 14 2024

ሆስፒታል ካሮሊኒስካ፡ 600 ሓካይምን ነርሳትን ዝርከብዎም ስራሕተኛታት ከፋኑ እዩ።

ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ካሮሊንስካ ሓካይም፡ ነርሳትን ኣብ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና ናይቲ ዩኒቨርስቲ ዝነጥፉን 600 ሰራሕተኛታት ከፋኑ መደብ ከምዘለዎ ሎም ረቡዕ ኣብ ጋዜጣዊ ምግለጺ ኣቃሊሑ። እዚ ውሳኔ ከም ሓደ ክፋል ናይቲ ብሆስፒታል ዝካየድ ዘሎ ዳግማይ ምቛም ቅርጺ ምዃኑ እዩ።

ጋዜጣዊ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ዋጋ 950 ሚልዮን ክሮነር ዝግመት ናይ ጥዕና ትካላት ካብ ሆስፒታል ካሮሊኒስካ ናብ ካልእ ናይ ጥዕና ወገናት ተሰጋጊሩ። ኣብ ዓመተ 2019 ናይ 1.6 ቢልዮን ክሮነር ዝኣክል ክስራን ከጋጥም ከምዝኽእል እቲ መግለጺ ይእምት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com