Wednesday , May 15 2024

ሕማም ኮሮና ንምቅላስ መንግስቲ ሽወደን ዝያዳ ፋይናንሳዊ ወፍሪ ይገብር።

መንግስቲ ሽወደን ዛጊት ቊጽሩ ዘይተፈልጠ ሕማም ኮሮና ንምቅላስ ከም ዘዋፈረ ተገሊጹ። ” ኣብ ምቅላስ እዚ ሕማም ዝኾነ ሕጽረት ገንዘብ ዝብል ምስምስ ክቐርብ የብሉን” ክትብክ ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊን ኣንደርሰን ንኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሓቢራ’ላ። እዚ ዘሎ መንግስቲ ምስ ማእከላይን ሊበራላውን ሰልፊታት ብምዃን ዝመጽእ ጽድያ ኣብ ዝጸድቕ ባጀት ንጽላት ጥዕና ዝያዳ ገንዘብ ክስላዕ ተሰማሚዖም ኣለዉ።

” ንኲባንያትን ሰብመዚን ክንክን ጥዕና ዝያዳ ገንዘብ ክስላዓሎም ኣለዎ” ክብል ኣንደርሰን ኣሃዝ ከይጠቐሰ ተዛሪቡ። ንሱ ኣርባዕቲአን ሰልፊታት ንፋይናንሳዊ ወቕዒ ኲባንያታት ንምንካይ ምስምምዐንን እዚ ድማ ኣብ ዕዳጋ ሽቅለት እታ ሃገር ክረአ ከም ዝግባእን ድማ ኣስሚሩሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com