Wednesday , May 15 2024
Credit: Fredrik Persson/TT

መንግስቲ ሽወደን ን ሕጊ ፍቓድ ትልሂት ክስርዝ እዩ።

ን ሕጊ ፍቓድ ትልሂት ክስርዝ ምዃኑ፡ መንግስቲ ሽወደን ኣፍሊጡ። እዚ ሕጊ ካብ 1950ታት ኣትሒዙ ኣብ ትግባረ ዝጸንሐ እዩ። ብመሰረት እዚ ሕጊ፡ ሰባት ኣብ ኣብያተ መግቢ ከምኡ’ውን ለይታዊ ትልሂታት ዓማዊል ንኽስዕስዑ ፍሉይ ፍቓድ ከውጽኡ ዝሓትት እዩ ኔሩ።

“ዓመት መጸ ናይ መስተን ትልሂት ፍቓድ ክንሓትት ሞኽታና ኢና ንበልዕ ኔርና” ክብል ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይቲ ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ሶድራ ቲያትረን ሳሙኤል ላውላያይኔን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com