Tuesday , May 14 2024

መንግስቲ ሽውደን ዝያዳ ናይ ፕላስቲክ እገዳ ከቐምጥ እዩ!!

ኣውሮጳዊ ህብረት ላስቲክ ኣብ 2021 ጠቕላላ ንምእጋድ ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን መንግስቲ ሽወደን ተወሳኺ ስጒምቲታት ብምኻድ ኣብ ገምገም ባሕርን ኣብያተ መግብን ዝያዳ እገዳ ፕላስቲክ ክገብር እዩ ተባሂሉ።

እገዳ ኣውሮጳዊ ህብረት ከምኒ ናይ ፕላስቲክ ድስቲ ኲስኲስቲን ባሉናትን መዐሸጊ ኣቕሑን የጠቓልል። ኣብ ምእጋድ ፕላስቲክ ንኣውሮጳዊ ሕብረት መሪሕናያ ኢና ንግስግስ ዘሎና” ክትብል ሚኒስተር ኣከባቢ ሳቢላ ሎቪን ን ekot ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com