Tuesday , May 14 2024

መጠን ሓተትቲ ዕቚባ ብዘለዎ መጠን ክቕጽል እዩ ክብል ሃገራዊ ቦርድ ማይግሬሽን ሓቢሩ።

ክሳብ 2020 መጠን ኣሃዝ ሓተትቲ ዕቚባ ብዘለዎ ክቕጽል እዩ ክብል ሃገራዊ ቦርድ ማይግሬሽን ሓቢሩ’ሎ። ዳይረክተር ሃገራዊ ቦርድ ማይግሬሽን ሚካኤል ራበንቪክ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ባጀት እቲ በዓልመዚ ናይ 1.5 ቢልዮን ክሮነር ምጒዳልን ናይ 2300 ሰራሕተኛታት ስራሕ ክስእኑ እንተተገብረ ሓተትቲ ዕቚባ ኣብ ምጽባይ ዘጥፍእዎ ግዜ ግና እናጐደለ ምምጽኡ ን Ekot ሓቢሩ። ብዛዕባ ንመጻንሒን መአንገዲን ዝኸውን ባጀት መጠንቀቕታ ድሕሪ ምትሕልላፍ እቲ ዘሎ ባጀት በዚ ክሽፍን ከም ዘይክእል ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com