Tuesday , May 14 2024

ስቶክሆልም፡ ትማል ረቡዕ ለይቲ ሓድሽ ምፍንጃር ተኸሲቱ።

ኣብ ኪስታ (ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም) ዝርከብ ህንጻ ኲባንያ፡ ትማል ረቡዕ ለይቲ ብእተኸስተ ሓድሽ ምፍንጃር ከም ዝዓነወ ተገሊጹ። ከምዚኦም ዝመሰሉ መርመራታት ምፍንጃር፡ ናብ ምትሓዝ ፈጸምቱ ከም ዘይበጽሑ ስታቲስቲክስ የመልክት። ክልተ ሲሲ ካብዞም መርመራታት፡ መወዳእትኡ ብፍሽለት እዮም ዝዕጸዉ።

እዚ ንኸይከውን፡ ፖሊስ መርትዖታት ቅድሚ ምጥፍኡ ናብ ቦታ ፍጻመ ከርክቡ ከም ዝግባእ ኣኽባር ሕጊ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com