Tuesday , May 14 2024
Credit: Maya Naylor/Sveriges Radio/Jonas Ekströmer/TT

ሽወደን ሓድሽ ወተሃደራዊ ሓገዝ ናብ ዩክሬይን ክትልእኽ እያ።

ሽወደን፡ ሓድሽ ወተሃደራዊ ሓገዝ ናብ ዩክሬይን ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ሽወደን ትማል ሓሙስ ንግሆ ኣፍሊጡ። እዚ ሓገዝ መካይን ኲናት፡ ጸረ-ታንክ ሚሳይላት፡ ከምኡ’ውን ዝተራቐቐ ስርዓተ መድፍዕ “ኣርቸር” ዘጠቓልል እዩ ተባሂሉ’ሎ።

“ዩክሬይን ግዝኣታዊ ሓድነታ፡ ነጻነታን ሓርነታን ከተውሕስ ኲሉ ዝከኣለና ጻዕርታት ከነካይድ ኢና” ክብል ሚኒስተር ምክልኻል ፓል ጆንሰን ን ሬድዮ ሽወደን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com