Wednesday , May 15 2024

ቊጽሪ ህዝቢ ቻይና ምጒዳል የርኢ’ሎ።

ቊጽሪ ህዝቢ ቻይና ኣብ ዝሓለፋ 60 ዓመታት ንፈለማ ግዜ ምንቊልቋል ከም ዘርኣየ ተገሊጹ። ካብ 1000 ደቀንስትዮ 6.77 ጥራይ ምውላደን እዚ ኸኣ ዝለዓለ ምጒዳል ምዃኑ ተመልኪቱ’ሎ። ቊጽሪ ህዝቢ ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 1.4118 ቢልዮን እዩ ኔሩ። ምስ 2021 ብምውድዳር ከኣ ብ 850,000 ምጒዳል ኣርእዩ’ሎ። ቻይና ነቲ “ሓደ ቆልዓ ጥራይ ምውላድ” ዝብል ፖሊሲኣ ካብ እትስርዞ ሾብዓተ ዓመታት እኳ እንተገበረት፡ ኣብ ዝሓለፋ ዓመታት ቊጽሪ ህዝቢ ቻይና ምጒዳል ከርኢ ምጽንሑ ጸብጻባት ይሕብሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com