Wednesday , May 15 2024

ኣብ ሽወደን ዓቐን ዘይሕጋዊ ዝውዉር ገንዘብ ብቑጽርን ዓቐንን እንዳዓበየ ከምዝመጸ ተሓቢሩ።

እቲ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ ከምዘመልከቶ ድሕሪ እቲ ኣብ 2015 ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ኣንጻር ዘይሕጋዊ
ዝዉዉር ገንዘብ ነቲ ናህሪ ዘይሕጋዉነት ክዓግቶ ከምዘካኣለን ብኣንጻኡ ስጋብ 2017 ዓመተ ምህረት
እቲ ተመዝጊቡ ዝነበረ 200 ጉዳያት ናብ 100 ጉዳያት ኣብ ዓመት እንዳዛየደ ከምዝመጸን። እዚ ኸኣ
እቲ ዘሕጋዊ ዝውዉር ገንዘብ ብ400 ሚእታዊት ከምዝዓበየ እቲ ሽማግለ ኣመልኪቱ።


ዘይሕጋዊ ዝዉዉር ገንዘብ ንምቁጽጻሩ እቲ ዝቐለል እኳ እንተኾነ፣ ቀንዲ ምንጩ ንምድራቕ ግን ሰፊሕ ስራሕ ዝሓትት ምዃኑ ሽማግለ ምክልኻል ገበን ሽወደን ሓቢሩ። ዝበዝሐ ዝዉዉር ዘይሕጋዊ ገንዘብ ምንጩ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝታኣከበ ናይ ጥርኑፍ ገበናት ገንዘብ
ከምዝኾነን፣ ነቲ ዘይሕጋዊ ገንዘብ ሕጋዊ ንምግባር ኣብ ገበን ብዝተዋፈሩ ጉጅለታትን ዉልቀሰባትን። ነቲ ገንዘብ ሕጋዊ ንምግባሩ ዝግበር ፈተን ምኻኑ ይንገር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com