Wednesday , May 15 2024

ኣብ ዶባት ሽወደን ዘለዉ ፖሊስ ሓለዋ መካይን ንኽቈጻጸሩ ዘኽእሎም ዝለዓለ ስልጣን ተዋሂብዎም።

ሓለዋ ድብ ፖሊስ ንዝኾነ መኪና ብ ዶም ትስግር ናይ ሙቑጽጻር ስልጣን ተዋሂብዎም። ነዚ ዝገለጸ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሚካኤል ዱምበርግ ብዘይካዚ ነዚ ዘሳልጣን ስርቂ ንምቊጽጻር ዝሕግዛን ካሜራታት ኣበየ ገዛእቲ ቦታታት ዶባት ክቕመጥ ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። ንሱ ነዚ ጒዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ ዋዕላ”ፖሊስ ብዘመናዊ መሳለጥያ ክሕገዙ ይግባእ፥ እዚ ኣህጒራዊ ስርቂ ንምንካይ ሓጋዚ እዩ” ኢሉ። በዚ ካሜራ ተሓጊዞም ፖሊስ ንታርጋ መካይንን ዓይነታት መካይንን ብምክትታል ንመርበብ ስርቂን ክትራንን ለጒድሉ ይኽእል እዮም ኢሉ። ብመሰረት ጸብጻብ ስርሒታት ፖሊስ ሽወደን ኣብ ከባቢ ዶባት ብዙሕ ከምኒ ሞተረ ጃልባን ሕርሻን ዝበለ ራስያ ከም ዝፍጸም ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com