Friday , March 29 2024

ፖሊስ ሽወደን ብዛዕባ ከረሜላታት ወይ ጉዲስ ዝመስል ናርኮቲን ንስድራቤት ህጻናት የጠንቕቕ!!

ፖሊስ ሽወደን ኣብ ዝገብሮ ዳህሳስ ናርኮቲን ዝተባህለ ባእታ n ጉዲስ ወይ ከሬሜላታት ዝመስሉ ናርኮቲን ዝተብሃለ ሓሺሽ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። በዚ መሰረት ኣብ ኩሉ ናይ ፌስቡክ ገጻት ብምልጣፍ  ስድራቤታት ንህጻናት ነዚ ኣወላፊ ነገራት ከይገዝእሎም የጠንቕቕ።

ስድራቤታት ን ደቕም ከረሜላታት ኣብ ዝገዝእሉ እዋን ካብ ሙቑራት ዝመስሉ ግን ብ ናርኮቲን ዝተባእለ ኣደንዛዚ ባእታ ዝተሸፈኑ ከስተብህሉሎምን ካብ ምግዝኦም ክቑጠቡ ብምምካር ብፍላይ ኣለይቲ ቖልዑን፣ መምሃራን ናይ ህጻናት ዝያዳ ጥንቓቔ ክገብሩ ይጽውዕ።

ፖሊስ ሽወደን ኣብዚ ቀርባ ግዜያት ብዛዕባ ን ከርሜላ ዝመስል ሓሺሽን ኣደንዘዝቲ ነገራት ቡዙሕ ሓበሬታ ከምዝበጽሖን ካብ ምክትታሉ ከምዘሎን ሓቢሮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com