Sunday , May 19 2024

ሃገራዊ ዜና

ሩስያውና ናይ ኮምፒተር ሰርሰርውቲ ንትካላት ዩንቨርሲታት ሽወደን ከምዘጥቅዕዎ ተሓቢሩ

ሩስያውና ሰርሰርውቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ተመሃሮን መማህርንን ትካላት ዩንቨርሲታት ሽወደን ሓበሬታ ምርሳዮም ተገሊጹ። እዚ ሓበሬታ ምስክር ወረቓቕቲ መማህራንን ተመሃሮን ከም ዘጠቓልል ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪት። ነዚ ራስያ ዘካየደ ቤትንባብ ዝምታ ሩስያ ምዃኑን ሕጊ ንብረት ብምግሃስ ኣብ ገጻት ሓበሬታኡ ክዝርግሑ ምግባሩን እታ ሬድዮ ወሲኻ ገሊጻ’ላ። ዩኒቨርሲቲ ማራልዳለን ኣብ ማሊን ጉናርሰን ተመሳሳሊ ናይ ራስያ ተመኲሮ ከም ዘጋጠሞን ፕረሲደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ “እዚ ሓበሬታ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ …

Read More »

ሕጊ ንግዚያዊ ቁጽሪ መለለይ መንነት ሽወደን ክተርር ከምዝተወሰነ ተሓቢሩ።

እቲ ብግዚያዊ መለለይ መንነት ቁጽሪ ወይ ኸኣ samordnings nummer ተባሂሉ ዝፍለጥ፣ ኣብ ሽወደን ከም ቀወምቲ ነበርቲ ኮይኖም ንዘይተመዝገቡ፣ ግን ክኣ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ብግዚያዉነት ኣብዚ ንዝነብሩ ሰባት ዝዋሃብ መለለይ ቁጽሪ ኣብ እጠቓቕምኡ ብዝምልከት ንዝነበረ ሕጊ ክተርርን ልዑል ቁጽጽር ክግበረሉን፣ ከምዝተወሰነ፣ ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ኣፍሊጣ። ንሳ ኣብ መግለጺኣ በዚ መሰል እዚ ተጠቂሞም ብዙሓት ሰባት ኣብ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ክሳተፉ ከምዝጸንሑን ብምግላጽ …

Read More »

ቆንስል ኣውሮጳ ብ ኣታሓሕዛ ሰደተኛታት ንዴንማርክ ወቒሱ።

ኮሚተ ቆንስል ኣውሮጳ ምክልኻል ስቓይ ዴንማርክ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዘሎ ኲነታት ጠመተ ብምግባር ከተመሓይሾ ጸዊዑ። እታ ኮሚተ እዞም ማእከላት ስደተኛታት ካብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝፍለዩ ከም ዘይኮኑን ኣታሕዛ ስደተኛታት ዝነኣድ ከም ዘይኰነን ኣመልኪታ። ብፍላይ ነቲ ስደተኛታት ሞባይል ከይጥቀሙን ክጥቀሙ እንተተረኺቦም ንክልተ ቕነ በይኖም ክሕየሩን ዝድንግግ ሕጊ እቲ ማእከል ስደተኛታት ብትሪ ነቒፍዎ።፡ ኣብ 2019 እታ ኮሚተ ኣብ ዴንማርክ ዝርከቡ ማእከላት ስደተኛታት ብምብጻሕ …

Read More »

ስምምዕ ጥሪ ፖሊሲ መራሒ መንግስ ብ ኣድመጽቲ ተቀባልነት ከምዘይረኸበ ተገሊጹ።

ብመሰረት ስምምዕ ጥሪ ፖሊሲ መንግስቲ ኣብ መንጐ መረጽቲ ብዙሕ ተቐባልነት የብሉን ክብል ተሌቪዥን ሽወደን ሓቢሩ። መረጽቲ መራሕቲ ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራሲን ኣከባቢን እዚ ዝሰዓብ ዘሎ ፖሊሲ ቅኑዕ እዩ ኢሎም ከም ዘይኣምኑ እቲ ዳህሳስ ኣመልኪቱ’ሎ። ካብ ሸውዓተ መረጽቲ እቶም ሽዱሽተ እዚ ፖሊሲ ሕማቕ ወይ ኣዝዩ ሕማቕ ኢሎም ከም ዝኣምኑ ድማ ተፈሊጡ።፡ 42 ሚእታዊት ካብዞም መረጽቲ ሰልፊታት መንግስቲ እዚ ፖሊሲ ሕማቕ እዩ ኢሎም …

Read More »

ሽወደን ካብ ኢራን ናይ ይቕሬታ መልእኽቲ ከምተቐበለትን መርማሪት ሽማግለ ከመትልእኽን ብ መንገዲ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ገሊጻ።

ኣብ ሴይሎን ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ዋዕላ-ምክልኻል፥ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ መንግስታ ነታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ዩክሬይን ኣመልኪቱ ናብ ኢራን መርማሪት ሽማግለ ክልእኽ ምዃኑን፥ እንተኾነ ኢራን እገዳ ክጸዓና ኣለዎዶ የብሉን ኣብ ዝብል ሕቶ ዛጊት መንግስታ መርገጺ ዘይምውሳዱ ኣመልኪታ። ንሳ ሚኒስትሪኣ ምስ ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ጤህራን ብሓባር ብምዃን ክኢላታት ቴክኒሻናት ክትልእኽ ምድላዋ ገሊጻ’ላ። “ሕጂ ብዝለዓለ ቀዳምነት እንዓዮ ዘሎና ኣብዚ መርማሪት ኮሚተ …

Read More »

ኣብ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን ዝግበረ ካብን ካብን ጒዕዞ ብቊጽሪ ምጒዳሉ ተገሊጹ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብን ናብን ጒዕዞ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን ብቊጽሪ ምጒዳሉ ተገሊጹ። ናይ ውሽጢ ሃገር ቊጽሪ በረራ ምንቊልቋል ሓደ ካብቶም ቀንዲ ምኽንያታት እዩ ተባሂሉ ተጠቒሱ’ሎ። እዘን መዓርፎ ነፈርቲ መንግስቲ ብዝውንኖ ክፍሊ ስታቲስቲክስ ዝመሓደራ ምዃነን ይፍለጥ። ብመሰረት እዞም ኣሃዛት ናይ ውሽጢ ሃገር በረራ ብ 4 ሚእታዊት፥ ኣህጒራዊ በረራ ኸኣ ብ 2 % ጐዲሉ’ሎ። 40 ሚልዮን ዝኾኑ ተጓዓዝቲ ካብን ናብን እዘን …

Read More »

ምውቕ ኩነታት ኣየር ዝዓብለሎ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ከምዝህሉ ተሓቢሩ።

ምዉቕ ኲነታት ኣየር ኣብ ወርሒ ጥሪ ክህሉ እዩ። ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን ኣብዚ ግዜ ብ ማኣከላይ ገምጋም ስጋብ 6 ድግሪ ሰንትግሬድ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ ኦረብሮ ረቡዕ መዓልቲ ክሳብ 10 ዲግሪ ሰንትግሬድ ዝበጽሕ ሙቐት ምምዝጋቡን ኣብ 162 ዓመታት እታ ዝሞቐት መዓልቲ ምንባራን ተመዝጊቡ። ሕጂ ኣብ ሽውደን ልዝብ ዝበለ ኲነታት ኣየር ኣሎ ክብል ማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ገሊጹ። ብመሰረት ትንበያ እዚ …

Read More »

በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን ኣብ ዓመተ 2019 ብዙሓት ጒዳያት ምርኣዩን ምውሳኑን ተገሊጹ።

በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን ኣብዛ ዝተፋነናያ ዓመት 21,958 ናይ ዕቚባ ሕቶታት ምቕባሉ ተገሊጹ። ዝበዝሑ ሓተትቲ ዕቚባ ዝመጹለን ሃገራት ሶርይ፥ ዒራቕ፥ ዑዝበኪስታንን ጆርጂያን እየን።፡ ገለ ሓቂታት ብዛዕባ ዓመተ 2019: • ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እዚ ኤጀንሲ 24,569 ናይ ዕቚባ ሕቶታት መልሲ ዝሃበ ኮይኑ 6,540 ተቐባልነት ረኾቦም ኣለዉ። እዚ ካብቲ ዝቐረበ ጠቕላላ ቊጽሪ 27 % ጥራይ እዩ። . ናይ መጻረዪ ግዜ ብማእከላይ ገምጋም …

Read More »

ሽወደን ኣብ ሓባራዊ ፖሊሲ ኣውሮጳዊ ኢሚግሬሽን ዝነበራ መርገጺ ክትሓድግ ትኽእል እያ ተባሂሉ።

ሽወደን ነቲ ሃገራት ኣውሮጳ ብጽሒት ስደተኛታት ክማቐላ ዝድንግግ ረቛሒ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትጥንጥኖ ትኽእል እያ ክብል ሬድዮ ኤኮት ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ንብዙሓት ዓመታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ጒዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዝምልከት ሓባራዊ ራእይ ከቐምጥ ዝገበሮ ፈተነ ዘይምዕዋቱ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ኣመልኪቱ። መርገጺ ሽወደን ኲለን ሃገራት ብጽሒተን ኣብ ምውሳድ ምትሕብብር ከርእያ ኣለወን ዝብል እዩ ኔሩ። እዚ መርገጺ ሃንጋሪ እትመርሐን ብዙሓት ሃገራት ከም ዝነጸጋኦ ድማ …

Read More »

መስመር ትራንስፖርት ባቡር ሽወደን ኣዝዩ ከምዝተምሓየሸ ተገሊጹ።

ምምሕዳር ትራንስፖርት ሽወደን ኣብ ዓመተ 2019፡ 91% ኲሎም ናይ ባቡር መስመራት ኣብ ግዚኦም ይበጽሑ ኔሮም፥ እዚ ድማ ካብ ዓመተ 2018 ምምሕያሽ ኣርእዩ ኣሎ ኢሉ። “ኣብ ዓመተ 2019 ምስ 2019 ብምውድዳር ብ 3 ሚእታዊት ዕቤት ኣብ ግዜ ብርክት ዝበለ ምምሕያሽ ጌርና ኣሎና” ክብል ዳይረክተር ስርሒታት ክፍሊ መጓዓዝያ ሮበርቶ ማዩራና ንኤኮት ሬድዮ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬት ገሊጹ። ዓመተ 2018 ባቡራት ካብ ግዜአን 12% …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com