Sunday , May 5 2024

ምውቕ ኩነታት ኣየር ዝዓብለሎ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ከምዝህሉ ተሓቢሩ።

ምዉቕ ኲነታት ኣየር ኣብ ወርሒ ጥሪ ክህሉ እዩ። ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን ኣብዚ ግዜ ብ ማኣከላይ ገምጋም ስጋብ 6 ድግሪ ሰንትግሬድ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ ኦረብሮ ረቡዕ መዓልቲ ክሳብ 10 ዲግሪ ሰንትግሬድ ዝበጽሕ ሙቐት ምምዝጋቡን ኣብ 162 ዓመታት እታ ዝሞቐት መዓልቲ ምንባራን ተመዝጊቡ። ሕጂ ኣብ ሽውደን ልዝብ ዝበለ ኲነታት ኣየር ኣሎ ክብል ማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ገሊጹ። ብመሰረት ትንበያ እዚ ማእከል ናይ ወርሒ ጥሪ ጸብጻብ ልዕሊ 12 ዲግሪ ሰንትግሬድ ክመዝኸውን ይንበ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com