Tuesday , May 14 2024
TT

ክፈሊ ኢመግረሸን ኣብ መርበባቱ ሓዲሽ መመልከቲ ፎርም ከፊቱ!!

በዓል መዚ ማይግሬሽን ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ንፍቓድ ስራሕ ዘመልክቱ ሓድሽ መመልከቲ ፎርም ከምዘዳለወ። እዚ ኣብ ነሓሰ 15 ዝተጀመረ መመልከቲ ፎርም ቀሊል ገጻት ዘለዎ ኮይኑ ን ኣመልከቲ ብዝቐለለ መገድን ዘደናግር ዘይብሉ ኮይኑ ቀሪቡ ከምዘሎን ንዋሕዲ ስራሕ ወረቓቕቲን ሰነዳትን ጌጋን ዘቃልል እዩ ተባሂሉ’ሎ።

እዚ ሓድሽ መመልከቲ ብሽወደንኛን እንግሊዝኛን ዝተዳለወ ኮይኑ ካብ ቛንቛ ናብ ቛንቛ ምልውዋጥ ኮነ ብሞባይል ምምላእ ከም ዝከኣልን ተገሊጹ። በዚ ኣገባብ ንቐዋሚ መንበሪን ምምላእ ከም ዝከኣል’ውን ተፈሊጡ’ሎ። ኤጀንሲ ማይግሬሽን ኣብ ጽድያ ዋሕዚ ኣፕሊኬሽን ክህሉ ምዃኑ ትንበያኡ ኣቐሚጡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com