ቲቪ
ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ን ፓስፖርት ዝምልከት ሓድሽ ሓበሬታ ኣውጺኡ
ካብ ሎሚ ዕለት 14 ጥሪ 2021 ዝኾነ ሰብ ፓስፖርት ማለት främlingspass ወይ resedokument ከመልክት ወይ ከሐድስ ምስዝደሉ ብቐጥታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ክፍሊ ኢመግረሽን ብምእታው ብ ቐጥታ ኦንላይን ብመንገዲ Bank Id ክሓትትን ከሔድስን ከምዝኽእል ሓቢሩ። ብተወሳኺ ኣብ ኦንላይን ብምእታው ናይ ሙሉእ ስድራቤት ምስ ትሕቲ ዕድሜ ህጻናት ብመንገዲ ባንክ ኣይ ዲ Bank Id ከመልክት ከምዝእክልን ኩሉ ክፍሊትን ኣሰር ኣጻብዕቲን ክገድፍ ከምዝኽእል ይሕብር። …
Read More »ዜናታት ሃርሞኒ 13/01/2021
ዕጫ ራብዓይ ዙር ኤፍ ኤ ካብ ኢንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይድ ምስ ሊቨርፑል የራኽብ
ኣማሲኡ ዕጫ ራብዓይ ዙርያ ዕጫ ኤፍ ኤ ካብ ኢንግሊዝ ኣብ ዝወደቀሉ ን ዓበይቲ ክለባት የርኽብ። በዚ መስረት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምስ ሊቨርፑል ክራኸባ ከለዋ፣ ክለብ ቸልሲ ድማ ን ሉቶን ታወን ብምእንጋድ ግጥም ከካይዳ እየን። እቲ ዝተረፈ ከምዝስዕብ እዩ FOURTH ROUND Draw – Jan. 23 and 24 Cheltenham Town vs. Manchester CityAFC Bournemouth vs. Crawley TownSwansea City vs. Nottingham ForestManchester …
Read More »Harmony News 11 January 2021
ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ
ብፈነወ ሃርሞኒ መዲያ ዝዳሎ መደብ ሶሊ ሾው ብምኽንያት በዓል ልደት ዝተዳለወ ፍሉይ ናይ ዕላል መደብ ምስ ኣባላት ሃርሞኒ መድያ ሓሙስ 7 ጥሪ 2021
Harmony News 06 ጥሪ 2021
ህጹጽ ናይ እዋን ለበዳ ሕጊ ካብ 10 ጥሪ ንደሓር ተግባራዊ ክኸውን እዩ ተባሂሉ።
ሰልፊታት ፖለቲካን ኣካላት ኣብ ቀረባ እዋን ሕጊ ለበዳ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2021 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ትግባረ ክውዕል እማመታት የቕርባ ምህላወን ተገሊጹ። እዚ ሕጊ ናይ ወሃብቲ ህዝባዊ ኣገልግሎት፣ ኣገልግሎት ሰዓታት ክቈጻጽር ናብ ሞላትን ዱካውንቲን ዝግበር ምብጻሕ ዓማዊል ክውስንን ብዝሒ ለበዳ ዘአንግዳ ንግዳዊ ትካላት ክዕጸዋን ክገብር እዩ። እዚ ማለት ነዚ ሕጊ ክስዕባ ዘይፈትዋ ናይ ብሕታውያንን ትካላትን ብገንዘብ ክቕጽዓ ምዃነን ዩኒቨርሲቲ …
Read More »