Sunday , May 5 2024

ቲቪ

ሽወደን ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ዘበሉ መርመራ ኮቪድ-19 ክገብሩ ጠሊባ።

ካብ ባሕቲ ጥ ሪ ንደሓር ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ካብ ሕማም ኮሮና ናጻ ምዃኖም ዘርኢ መርመራ ክገብሩ r ከገድድ oምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። Tእዚ መርመራ ቅድሚ 72 ሰዓትት ምስንባት ዝተገብረ ክኸውን ከም ዘለዎ ዘመልከተ እቲ ጸብጻብ hብዘይካዚ እቲ ተጓዓዛይ ናይ ሸውዓተ መዓልቲ ምፍላይ ከም ዝገበረ ከመልክት ከም ዝግባእ ብንጹር ኣመልኪቱ’ሎ። እዚ ሕጊ ንዜጋታት ሽወደን ዘይምልከት ኮይኑ ንሳቶም ካብ ብሪጣንያ እትው እንክብሉ እቲ …

Read More »

ሊቨርፑል ኣብዚ ቅነ ቦክሲን ማች ደጊማ ነጥቢ ኣጥፊኣ

ኣብዚ ቅነ ቦክሲን ማች ብተደጋጋሚ ነጥቢ ክትድርቢ ትርኤ ዘላ ክለብ ሊቨርፑል ድሕሪ ኣብ ገዛእ ሜዳኣ ምስ ዌትብሮሚች 1ብ1 ድሕሪ ምፍልላያ ነጥቢ ዘጥፍእት ሊቨርፑል።ሎሚ`ውን ተኮነ ምስ ኒውካስትል ኣብ ዝገበረቶ ግጥም።0ብ0 ብምፍልላያ ደጊማ ክልተነጥቢ ክተጥፍእ ተገዲዳ ኣላ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ግጥም ሊቨርፑል ተዓዊታ ከይትወጽእ  ሓላዊ ልዳት ኒውካስትል ዳርለው ዓቢ ኣበርክቶ ክገብር ኪኢሉ እዩ።እዚ ናይ ሎሚ ናይ ሊቨርፑል ነጥቢ ምጥፋእ ንማንችስተር ዩናይትድ ዓቢ …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrinya 30 December 2020

አርእስተ ዜና 1. ብሓድሽ ሕጊ ለበዳ ሽወደን፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዝለዓለ ስልጣን ረኺቡ። 2. ኣብ ሽወደንን ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ክታበት ኣንጻር ክሮና ቫይረስ ከምዝተኸተብካ ዘረጋግጽ ሰነድ ኣብ ናይ ምገሻ ቅጥዒ ከም ቅድመ ኩነት ክጠቓለል ከምዝኽእል ሰብ መዚ ጥዕና ኤውሮጳ መደብ ኣውጺኦም ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ጸብጻባት ኣረጋጊጾም። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ

Read More »

ኣብ ተንስታ ስቶክሆልም ብቶክሲ ሓደ ሰብ ክመውት ከሎ ክልተ ቆሲሎም

ኣብ ከባቢ ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆም ትርከብ ተንስታ ሎሚ ኣብ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ ብመንነቶም ዘይተፈልጡ ሰባት ዝተከፍተ ቶክሲ ሓደ ሰብ ክመውት ከሎ ካልእ ክለተ ሰባት ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቒቦም ከምዘለዉ  ፖሊስ ከተማ ስቶክሆልም ኣፍሊጡ። ብመስረት ሓበሬታ ፖሊስ ናይ ሓደጋ ደዊል ልክዕ ሰዓት 21፡46 ኣብ ዝበጽሖም  ኣብ ከባቢ ተንስታ ሰንትሩም ክልተ ሰባት ብጥይት ዝቆሰሉ ክረኽቡ ከለው እቲ ሳልሳይ ግን ድሕሪ ሓደ ሰዓት ኣብ …

Read More »

ማእከል ቛንቛታት ሽወደን ሓደሽቲ ቃላት ኣብ መዘገበ ቃላት ከምዘስፈረ ገሊጹ::

ብመሰረት ማእከል ቛንቛታት ሽወደን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዘውጽኦ መግለጺ ምኽንያት ብምግባር ኣብዚ ንውድኦ ዘለና ዓመት ብብዝሒ ኣብ ማሕበራዊ ህዝባውን ንጥፈታት ከምኡ’ውን ማዕከናት ዜና ብብዝሒ ኣብጥቅሚ ዝውዓሉን ንድሕር ሒጂ ኣብ ጥቅሚ ቛንቛ ሽወደን ዝውዕሉ 40 ሓደሽቲ ቃላት ኣብ ዝርዝር ቃላት ቛንቛ ሽወደን ተመዝጊቦም ከም ዘለው እቲ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ መግለጺ ዳርጋ መብዛሕትኡ ናይቶም ቃላት ዓብላሊ ተራ …

Read More »

ናይ 2020 ዝሃብተሙ ዓሰርተ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና

ኣብዛ ንክትውዳእ ውሑዳት መዓልታት ዝተረፉ ዓመት 2020 ብዙሕ ኣታዊ ካብ ዝገበሩ ገላ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና እዞም ዝስዕቡ እዩም። ልዮነል ሜሲ መጠን ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 126 ሚልዮን ዶላርክርስትያኖ ሮናልዶ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 117 ሚልዮን ዶላርነይማር ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 96 ሚልዮን ዶላርኪልያን ምባፔ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 42 ሚልዮን ዶላርመሓመድ ሳላሕ ብዝሒ መጠን ሃብቲ = 37 ሚልዮን ዶላርፖል …

Read More »

ደወላት ካቴድራል ንኽብሪ ግዳያት ኮቪድ-19 ክድውላ እየን።

ኣብያተ ክርስትያን ሽወደን ንግዳያት ለበዳ ኮሮና ዝዝክር ምድዋል ክግበራ ምዃነን ተገሊጹ። ኣብ ዱሮ ሓድሽ ዓመት ሰዓት ሽዱሽተ ድሕሪ ቀትሪ ደወላት 13 ካቴድራላት ንዝኽሪ ግዳያት ለበዳ ኮሮና ንዓሰርተ ደቓይቕ ብዘይ ምቊራጽ ደወል ከስምዓ እየን። “ፍልይቲ ዓመት ኢና ንዛዝም ዘሎና” ክብል ጳጳስ ኣንትየ ጃክሌን says Archbishop Antje Jackelén in a ካብ ቤተክርስትያን ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ’ሎ።

Read More »

ክብረ ወሰን ፔሌ ኣይተሰብረን ትሙጉት ብራዚላዊት ክለብ ሳንቶስ

ብራዚላዊት ክለብ ሳንቶስ ኣብዚ ሓለፈ ሰሙን ብ ኣርጀንቲናዊ ለዮነል መሲ ብ 644 ዝተስብረ ብዝሒ ሸቶታት ኣብ ሓንቲ ክለብ ዝብል መጎተ ፍጹም ከምዝይተቅበሎ ተፍልጥ። ብመስረት ሓበሬታ እዛ ክለብ ፔሌ ዘቑጸሮም ብዝሒ ሸቶታት እዛ ክለብ 1,091 ሙኻኑን መሲ ነዚ ሪከርድ ንምስባር ተወሳኺ 448 ሸቶታ ከምዝተርፎ ትገልጽ። እዛ ክለብ ብምውሳኽ ፔሌ ኣብ ግዜ ውድድር ብዝሒ ሸቶታት ዘቑጸሮም 448 ሙኻኖምን ተወሳኺ ኣብ ናይ ምሕዝነት …

Read More »

ሰብ መዚ ጥዕና ሓበሬታ ክታበት ኣዳልዮም።

ሰብ መዚ ጥዕና ነቶም ቋንቋ ሽወደን ዘይመልኩ ሰብት ሓበሬታ ክታበት ጸረ ኮሮና ንምብጻሕ ፍልይ ዝበለ ጻዕሪታት የካይዱ ምህላዎም ተገሊጹ። እዚ ክትባታት ድሕሪ ልደት The vaccinations are set to ዝጅመር ኮይኑ ዞባታት ሓደ ድሕሪ ሓደ ብዝተወሰነለን ፕሮግራም እቲ መስርሕ ክጅመር ምዃኑ ድማ ተመልኪቱ። እዚ ክትባት ብኽልተ ዶዛት ዝወሃብ ምዃኑ ነቲ ብዛዕባዚ ዘሎ ሓበሬታ ቊሩብ ሕልኽልኽ ክብል ጌርዎ ምህላዉ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com