Tuesday , May 21 2024

ውህደት

ግብጺ፡ 4500 ዓመታት ዝገብረ ህንጻ፡ ብዂዕታ ተረኺቡ

ሰብ ሞያ ስነዂዕታ ግብጺ፡ ሓደ ኣገዳሲ ኣርኪኦሎጂያዊ ዳህሳስ ምፍጻሞም ገሊጾም ኣለዉ። ሓንቲ ካብተን ብፎርኦናት ተሃኒጻ ዝነበረትን ጸሓይ ዝምለኸለንን ዝነበራ 4 ህንጻ ቤተ መቕደሳት ምዃና እተነገረላ ህንጻ፡ በዚ ዝተኻየደ ኲዕታ ተረኺባ’ላ። እዛ ህንጻ ካብ እትህነጽ 4500 ዓመታት ከም ዝገበረት እቶም ተመራመርቲ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓመታት ካብ ዝተገብሩ ዳህሳሳት እቲ ዝዓበየ እዩ ኣብ ዝተባህለሉ እዚ ኲዕታ ሰለስቲአን እተን ኣብያተ መቕደስ …

Read More »

ብጉዳይ ክታበት ኮቪድ-19 ዝቐረቡ ክስታት፡ ተረጋጊጾም

ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ተኸትቡ፡ ንዘጋጠሙ ኣሉታዊ ሳዕቤናት ብዝምልከት ዝቐረቡ ጥርዓናት፡ ድሕሪ ምጽራዮም፡ ሒደት ሰባት ጥራይ እቲ ዘቕረብዎ ጥርዓን ምስ ክታበት ከምዝተሓሓዝ ተረጋጊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ንጸብጻባት ሬድዮ P4 ዮቶቦሪ፡ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ካብቶም ናብ በዓል መዚ መድሃኒት ሽወደን ዝቐረቡ 1100 ጉዳያት፡ ክሳብ ሕጂ፡ ዓሰርተ ዝኾኑ ጉዳያት ጥራይ ተረጋጊጾም ከምዘለዉ ኣካያዲ ፋርማሳዊ መድሕን፡ ሮበርት ስትሩም፡ ምስታ ሬድዮ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ገሊጹ። …

Read More »

መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ፡ ካብ ትጽቢት ንላዕሊ ኮይኑ

መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ፡ ኣብ ወርሒ መስከረም 2.8% ከምዝነበረን ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ድማ 3.1% ከምዝበጽሐ ማዕከን CPIF ክሕብር እንከሎ፡ መጠን ወርሓዊ ለውጢ ገንዘባዊ ዝቕባበ ድማ 0.2% ምዃኑ ስታቲስቲክስ ሽወደን (SCB) ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝተራእየ መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ፡ ካብ ትጽቢት ንላዕሊ ከምዝነበረን፡ መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ፡ ክሳብ 2.9% ክበጽሕ ዝብል ትጽቢት ከምዝነበረ ሮይተርስ ገሊጹ። መጠን ሓይሊ …

Read More »

Harmony Media News 12/11/2021

Read More »

ሱዳን . . . ኣልቡርሃን፡ ንገዛእ ርእሱ መራሒ ግዜያዊ መንግስቲ ጌሩ ሸይሙ

ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ከም ዝመርሐ ዝንገረሉ ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ንባዕሉ መራሒ ዝገብር ሓድሽ ቆንስል መሪሕነት ኣቚሙ’ሎ። ኣቐዲሞም ዝነበሩ ሲቪላውያን ኣባላት፡ ካብዚ ሓድሽ መሪሕነት ክወጹ ተጌሮም ምህላዎም እውን ተሓቢሩ። ሓሚቲ እናተባህለ ብቕጽል ስሙ ዝጽዋዕ ምክትሉ፡ ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ፡ ሓዊስካ ካልኦት ላዕለዎት ወተሃደራውያን መራሕቲ 25 ጥቅምቲ ዕልዋ መንግስቲ ቅድሚ ምክያዱ ዝነብሮም ስልጣን ክዕቅቡ ጌሩ’ሎ። 14 ሰባት ዘለዉዎ መሰጋገሪ ቆንስል፡ እቶም …

Read More »

ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ናብ ኬንያን ናይጀርያን ክበጽሕ እዩ

ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኣህጒር ኣፍሪቃ ኣብ ዝገብሮ ዑደት፡ ንሃገራት ኬንያ፥ ናይጀርያን ሰነጋልን ክበጽሕ እዩ ተባሂሉ። ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ምስ ፕረዚደንታት እዘን ሰለስተ ሃገራት ብምርኻብ፡ ኣብ ጒዳይ ርክብ ኣፍሪቃን ኣመሪካን መደረ ከስምዕ ምዃኑ፡ ስቴት ዲፓርትመት፡ ሓቢሩ’ሎ። ፈላማይ እግሩ ናብ ኬንያ ከምርሕ ምዃኑ ዝገለጸ እቲ ክፍሊ፥ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ሱዳንን ሶማልያን ብዛዕባ ዘሎ ሽግራት ምስ መዘናኡ ኡሁሩ …

Read More »

ኢትዮጵያ … ውግእ ሕድሕድ፡ ኣዝዩ ሕማቕ ጽልዋታት ክህልዎ ይኽእል እዩ ተባሂሉ

እዚ ዘሎ ውግእ ሕድሕድ፡ ኣዝዩ ሕማቕ ጽልዋታት ክህልዎ ይኽእል እዩ ክብል፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ሓደ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ በዓልመዚ ኣመሪካ ኣጠንቂቑ። ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር ኣልሸባብ ዝቃለስን ንመንግስቲ ሶማል ዝሕግዝን ሰራዊት ኣብ ሶማል ኣዋፊራ ምህላዋ፡ ጀነራል ዊልያም፡ ምስ BBC ኣብ ዝገብሮ ጻንሒት ሓቢሩ። ኢትዮጵያ፡ ብዘለዋ ሽግራት ተደሪኻ እዚ ሰራዊት ካብቲ ቦታ ክወጽእ እንድሕሪ ጌራ፡ ኣልሸባብ ካብ ሶማል እናተበገሰ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት መጥቃዕቲ ንኸካይድ …

Read More »

ምያንማር …. ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ፡ ን 11 ዓመታት ተፈሪዱ

ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ምያንማር፡ ንኣመሪካዊ ጋዜጠኛ፡ ን 11 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እዚ ፌንስተር ዝተባህለ ኣሜሪካዊ፡ ሕጊ ኢሚግሬሽን ብምጥሓስ፡ ምስ ዘየድልዮ ኣካላት ሕብረተሰብ ብምርኻብን ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እታ ሃገር ናዕቢ ክለዓዓል ብምጒስጓስን እዩ ተኸሲሱ ጸኒሑ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብዚ ሰሙን፡ ተወሰኽቲ ክስታት ምንዕዓብን ግብረሽበራን ከም ዝቐረቡሉ ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ። እዞም ክስታት፡ ክሳብ ዕድመ ልክዕ ከፍርዱ ከም ዝኽእሉ ካብ ሃገረ ምያንማር ዝወጹ ጸብጻባት ይገልጹ። …

Read More »

ኣስታት 1000 ስደተኛታት፡ ናብ ብሪጣንያ ኣትዮም

ኣስታት 1000 ስደተኛታት፡ ንመትረብ እንግሊዝ ብጃልባ ብምስንጣቕ፡ ናብ ብሪጣንያ ምእታዎም ይግለጽ ኣሎ። እዞም ስደተኛታት ካብ ንፋስን ማዕበልን ናጻ ዝኾነ ማያት እንግሊዝ ተበሊጾም እዮም ናብ ገማግም ብሪጣንያ በጺሖም ዘለዉ ክብል ጸብጻብ ቢቢሲ ወሲኹ ሓቢሩ። ኣብ ዶባት ብሪጣንያ ምስ በጽሓ እተን ጀላቡ ብኣርባዕተ መራኽብ ሓለዋ ዶብ ከም እተታሕዛን ናብ ዶቨር ክስነያ ከም እተገብረን ተፈሊጡ’ሎ። ሰለስተ ናይ መድሕን ጃኬት ጥቓ ካላይ ኣብ ባሕሪ …

Read More »

ህንዲ፥ ፈስቲቫል ዲዋሊ ኣኽቢራ

ህንዲ፡ ብለበዳ ኮሮና ብኸቢድ ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት እኳ እንተኾነት፡ ዓመታዊ ብተኸተልቲ ሃይማኖት ሂንዱ ዝጽንበል ፈስቲቫል ብርሃናት (ዲዋሊ) ኣብ ህንዲ ብድሙቕ ብርሃናት ተኸቢሩ ከም ዝወዓለ ተገሊጹ። ብጸሎት፥ ድግስን ርችትን ዝጽንበል፡ ኣውደኣመት ዲዋሊ፡ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ዝኽበሩ በዓላት ተኸተልቲ እምነት ሂንዱ እዮም። ኣመንቲ ሂንዱ፡ ብርሃን ኣብ ልዕሊ ጸልማት፡ ጽድቂ ኣብ ልዕሊ እከይ ዝተጎናጸፎ ዓወት ንምጽንባል፡ ሽምዓ ወይ ቀንዴል ብምሓዝ ከም ዘብዕልዎ ይፍለጥ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com