ንምምራቕ ተመሃሮ ዚምልከት ሽወደናዊ ቃል : UTSPRING ከምቲ እቲ ቃል ዘመልክቶ፡ ኣብ ሽወደን እቲ ንኻልኣይ-ደረጃ ትምህርቲ ዚምልከት ምረቓ ከም ዓቢ ፍጻመ ኢዩ ዚቝጸር። UTSPRING ኡትስፕሪንግ ካብ ut (ንደገ) + springa (ምጉያይ) ዝመንጨወ እዩ። “ምጉያይ” ወይ “ናይ ምረቓ ሸበድበድ” ኢልካ ክትትርጉሞ ይከኣል ኢዩ። ኣብ መዓልቲ ምረቓ፡ ተማሃሮ ብተለምዶ ክፍሊ ብኽፍሊ ካብ ህንጻ ቤት-ትምህርቲ ወጺኦም ይጎዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ድማ ናይቲ ተመሃራይ ቆልዓ …
Read More »ውህደት
ሓድሽ ሕጊ ኢመግረሽን ካብ 1 ጥቅምቲ 2023 ክጅምር እዩ።
ሚኒስተር ኢመግረሽን ማርያ ማልመር ከምዝሓበረቶ ካብ 1 ጥቅምቲ 2023 ጀሚሩ ብናይ ስራሕ ፍቓድ ናብ ስዊድን ምምጻእ ዝምልከት ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮ ድሞዝ ናይ 13000 ክሮነር ብዕጽፊ ብምውሳኽ ዝኾነ መንበሪ ፍቃድ ብምኽንያት ስራሕ ዘመልክት ሰብ ደሞዙ 26650 ክኽውን ከምዝተወሰነ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጣ። እዚ ማለት ነቶም ትሑት እቶት ዘለዎ ስራሕ ዝሰርሑ ከም ናይ ጽሬት ስራሕተኛታትን ናይ ቤት መግቢ ሰራሕተኛታትን ዝጸልው …
Read More »Aktuellt ኩነተ ህላወ no.2 ማሕበራዊ ሽግራትናን መፍትሒኡን
ሓደ ሰዓት ንቕድሚት ብምምዕርራይ ሰዓትና ምቕያር ኣይንረስዕ።
ሎሚ ለይቲ ዕለት 25 ናብ ዕለት 26 መጋቢት ዘዉግሕ፣ ሰዓታት ክረምቲ ( ዊንተር ) ፣ ናብ ሰዓታት ሓጋይ ( ሳመር ) ክቕየር ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። በዚ መሰረት ሰዓት ክልተ ናይ ለይቲ ሓደ ሰዓት ንቕድሚት ናብ ሰዓት ሰለስተ ሰዓትካ ብምምዕርራይ ምቕያር ይካኣል። ኣብ ሞባይል ተሊፎናት ይኹን ኤሊክትሮኒካዊ መሳርሕታት እንተኾይኑ ኸኣ፣ ኩሎም መስርሕታት ባዕላቶም ክቕየሩ እዩም።
Read More »ሰዓትኩም ሓደ ሰዓት ንድሕሪት ምምላስ ኣይትረስዑ።
ካብ ጽባሕ ንግሆ ሰዓት 02:00 ወጋሕታ ጀሚሩ ናይ vintertid ኣቆጻጽራ ስለዝጅምር ሰዓትኩም ሓደ ሰዓት ንድሕሪት ምምላስ ኣይትረስዑ። ልክዕ ሰዓት ሰለስተ ወጋሕታ ምስኮነ ናብ ሰዓት ክልተ ክትቅይርዎ ነዘኻኽር።
Read More »ሓንቲ ዓለም…. ብ ኣማኑኤል ሳህለ…. ጻጸን ንህብን ስራሕን (Organized Force) …. (ክፋል 1 Part 1) . . .
ሓንቲ ዓለም …. ብ ኣማኑኤል ሳህለ …. መሰል ወድሰብ ….ካልኣይ ክፋል
ዮሃና ንሃገራዊ መዓልቲ ነጻነት ስዊድን 6 juni 2022
ተመልከትቲ ሲነማ ዝብላዕ ሒዝካ ምእታው ክኽልከሉ እዮም።
ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ናብ ሲነማ ፊልምስታደን ናይ ባዕልኻ መግቢ ጥዕሞት መግቢ ሒዝካ ምምጻእ ከም እተከልከለ ጋዜጣ ፎክብላዴት ሓቢራ። ኣብ ክንዳኡ ዓማዊል ኣብቲ ሲነማ ዝቐርቡ ቅልል ዝበሉ ዝብልዑን ዝስተዩን ነገራት ክገዝኡ ከም ዝኽእሉ ክግበር እዩ። ምስ ጥዕና እተኣሳሰሩ ፍሉያት ምኽንያታት ዘለዎም ገዲፍካ ኲሎም ዓማዊል ናይ ባዕልኻ መግቢ ሒዝካ ምምጻእ ኲልኲል ክኸውን እዩ–ብመሰረት እዚ ሓድሽ ሕጊ።
Read More »ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ኣብ ብሪጣንያ ሓድሽ ጅር ኮቪድ ተረኺቡ።
ኣብ ብሪጣንያ ‘XE’ ዝተሰምየ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮቪድ-19 ከም እተረኽበን እዚ ጅር ቫይረስ ካብቲ BA.2 ዝተባህለ ዓሌት ብዝያዳ ፍጥነት ናይ ምልባዕ ዓቕሚ ከም ዘለዎን ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኣመልኪቱ። እዚ ጅር ናይ (XE) ናይ BA.1 ከምኡውን BA.2 ንኡስ ዓሌታት ኮቪድ ምውሳብ ዝፈጠሮ እዩ ክብል ፊንላንድ እንግሊሽ ኒውዝ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ኣመልኪቱ። “እዚ ሓድሽ ጅር ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ጥሪ 19 ናይዚ …
Read More »