Monday , May 6 2024

ጸረ ፋሽሽታዊ ኣኼባ መጥቃዕቲ ይበጽሖ

Credit: Fredrik Sandberg/TT

ትማሊ ረቡዕ ምሸት ብጸጋማይ ሰልፊ፣ ሓምላይን ፋውንዴሽን ጸረ ዓሌታዊ ኤክስፖ ፋውንዴሽንን ኣብ ዝተዳለወ ህዝባዊ ኣኼባ ሓያሎ ማስክ ዝተኸድኑ ስባት መጥቃዕቲ ፈጺሞም። እቲ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ጉባንገን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዛዕባ እናዓበየ ዝመጽእ ዘሎ ተርእዮ ፋሲስትነት” ከምዝነበረ ካብ ጸጋማዊ ሰልፊ ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሾን ካልኦት መራሕቲ ሰልፍታትን ነቲ ፍጻመ ኣብ ልዕሊ መትከል ዲሞክራሲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ እዩ ክብሉ ኲነኔኦም ይገልጹ ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com