Wednesday , May 1 2024

ውህደት

Harmony Media News Magazine 30/12/2021

Read More »

ሩስያ: ንኣመሪካ ኣጠንቂቓ

ኣመሪካ ብምኽንያት ቅልውላው ዩክሬይን ኣብ ልዕሊ ሩስያ እንድሕሪ ተወሳኺ እገዳታት ጌራ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ጨሪሱ ክብተኽ ከም ዝኽእል ፕረሲደንት ሩስያ ቪላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቑ። ፑቲን ትማል ሓሙስ ምስ መዘናኡ ጆ ባይደን ኣብ ዝገብሮ 50 ደቓይቅ ዝወድአ ናይ ተሌፎን ርክብ ኣመሪካ እገዳታት ብምጽዓን ዓብዪ ጌጋ ከይትፍጽም ኣጠንቂቑ’ሎ። ይዂንምበር ዩክሬይን እንድሕሪ ተወሪራ ኣመሪካን መሻርኽታን ወሳኒን ጽንኲርን ዝበላኦ ስጒምቲ ንምውሳድ ድሕር ከም ዘይብላ ጆ …

Read More »

ደቡብ ኣፍሪቃ፥ ማዕበል ኦሚክሮን ጠርዙ ምሕላፉ ተገሊጹ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ: ራብዓይ ማዕበል ኦሚክሮን ካብ ጠርዚ ብምሕላፉ ናይ እቶ እቶ ሕጊታት ክለዓል ከም እትገብረ ሰብመዚ እታ ሃገር ገሊጾም። እዚ ጅር ኦሚክሮን ናይ ምልባድ ተኽእሎኡ ዝለዓለ እኳ እንተኾነ ካብ ናይ ዝሓለፈ ለበዳ ብዝወሓደ ምጭንናቕ ሆስፒታል ከም እተራእዮ ብተወሳኺ ተሓቢሩ። ብዘይካዚ መጠነ ሞት እውን ጸቢብ ምውሳኽ ጥራይ ምርኣዩ ተመልኪቱ።   ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እተረኽበ ጅር ኦሚክሮን መላእ ዓለም ብዘሰንብድ ናህሪ …

Read More »

ኣመሪካ: ብሰንኪ ባርዕ ኮሎራዶ: ዓሰርተታት ኣሽሓት ይግዕዙ

ኣብ ስቴት ኮሎራዶ ብሰንኪ ዘጋጠመ ባርዕ: ኣማኢት ኣባይቲ ክቃጸል እንከሎ: ዓሰርተታት ኣሽሓት ተቐማጦ ድማ ናብ ካልእ ከባቢ ከም ዝግዕዙ ይግበ ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ብፍጥነት ዝሳወር ዘሎ እሳት ብፍላይ ካብ ደንቨር ንሰሜን ቦልደር ካንትሪ ኣበርቲዑ ይቃጸል ምህላዉ ቢቢሲ ሓቢራ። እዚ እሳት እናተላብዐ ምስ ምኻዱ ሞትን መጒዳእቲ ኣካልን ክስዕብ ከም ዝኽእል ሰብመዚ ይገልጹ ኣለዉ። ከም ኣካል ናይዚ ምግዓዝ ትማል ሓሙስ 3000 ተቐማጦ …

Read More »

Harmony Media… Jul i Sverige… Svenska-Tigrinja…with Hager Teklay

Read More »

ጀርመን: ተወሳኺ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዘድሊ ተመላኽት

ጀርመን ተወሳኺ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዘድሊ ተመላኽት ሚኒስተር ጥዕና ጀርመን: ካርል ላውተርባኽ: (Karl Lauterbach) እቶም ንለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንኽንክዩ ተባሂሎም ኣብ ተግባር ውዒሎም ዘለው መምርሒታት ነቲ ሓድሽ ማዕበል ኦሚክሮን ጅር ንምክልኻል እኹል ከምዘይኮኑ ኣጠንቂቑ። “እዞም ሕጂ ብዝተወሰነ መልክዕ ኣንጻር እዚ ማዕበል ናይ ለበዳ ንዕወተሎም ዘለና መከላኸሊታት፡ ነቲ ዕዙዝ ዝኾነ ምውሳኽ ናይ ቁጽሪ ዘርእይ ዘሎ ናይ ኦሞክሮናዊ ጅር መልከፍቲታት ንምዕጋት እኹል ከምዘይኮነ …

Read More »

ሩስያ፡ መስመር መተሓላለፊ ጋዝ: ስራሕ ክጅምር ድሉው ኮይኑ

ኖርድ ስትሪም 2 (Nord Stream 2) ተባሂሉ ዝፍለጥ ኩባንያ፡ እቲ ኣከራኻሪ ዝኾነ ካብ ሩስያ ናብ ጀርመን ዝዝርጋሕ መተሓላለፊ መስመር ናይ ጋዝ ፡ ስራሕ ክጅምር ምዃኑ ገሊጹ። “ብሰንኪ እቲ ዘሎ ጸቕጢታት እቲ ናይ ጋዝ ቀረብ ስርሑ ንኽጅምር ድሉው ምዃኑ” እቲ ኩባንያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ነዚ ኣመልኪቱ ብሮቡዕ ከምዘረጋገጾ፡ ሰብ መዚ ጀርመን እንድሕር ፍቓደኛታት ምዃኖም ኣፍሊጦም፡ እቲ ቀረብ …

Read More »

ባይደንን ፑቲንን እንደገና ብቴሌፎን ክዛራርረቡ ትጽቢት ይግበር  

ፕረዚደንት ሃገረ ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ፕረስዚደንት ሃገረ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን ከም ብሓድሽ ብቴሌፎን ክዛራረቡ ምዃኖም፡ ካብ ቤተ መንግስቲ ኣሜሪካ ዝወጸ ጸብጻብ የመልክት። እዚ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ፕረዚደንትታት ዝግበር ዘሎ ናይ ቴሌፎን ዝርርብ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ፡ ንካልኣይ ግዜ ምዃኑ እዩ። ናይ መንግስቲ ኣሜሪካ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ጸጥታ (National Security Council) ወሃብ ቃል ከምዝሓበሮ፡ እቲ ዝርርብ “ብዛዕባ ንመጻኢ ክግበሩ ተተሊሞም ዘለው …

Read More »

ኣብ ስጳኛ፡ ኣዚዩ  ልዑል ዝኾነ መጠን መልከፍቲ ተመዝጊቡ

ካብ ዓርቢ ክሳብ ሶኑይ ኣብ ዝነበረ ግዜ፡ ኣብ ስፓኛ፡ ልዕሊ 200 ሽሕ ዝኾኑ ሓደስቲ ግዳያት መልከፍቲ ኮቪድ ከምዝተመዝገቡ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡ ቁጽሪ መልከፍቲ ኣብ ስጳኛ ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት፡ ካብ 100.000 ነበርቲ ልዕሊ 1.200  በጺሑ። እዚ ድማ፡ ድሕሪ መጋቢት 2020፡ እቲ ዝለዓለ ኣሃዝ ከምዝኾነ ጋዜጣ ኤል- ፓሪስ ጸብጺባ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋን፡ እቲ ዝለዓለ …

Read More »

ሽወደን፡ መጠን ዝርጋሐ ኦሚክሮን፡ ከምዝፈላለ ገሊጻ

ምስፍሕፋሕ ናይ መልከፍቲ እንዳወሰኸ ይመጽእ ከምዘሎን – ኣብ ናይ በዓላት ልደት ዘሎ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይ ሓድሽ መልከፍቲ ከምዝወሰኸን መብዛሕትኦም ድማ ክትባት ዘይወሰዱ ሰባት ምዃኖም ተፈሊጡ ኣሎ። መጠን መልከፍቲ ኮቪድ፡ ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን፡ ብ14% ከምዝወሰኸን ተገሊጹ። ቁጽሪ ናይቶም ብሓድሽ ጅር ኦሚክሮን ዝተለኽፉ ሰባት ውን ወሲኹ ምህላው ጸብጻብ በዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። መጠን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com