Sunday , May 5 2024
Scientists at the Africa Health Research Institute in Durban, South Africa, work on the omicron variant of the COVID-19 virus Wednesday Dec. 15, 2021. An analysis of data from South Africa, where the new variant is driving a surge in infections, suggests the Pfizer vaccine offers less defense against infection from omicron and reduced, but still good, protection from hospitalization. (AP Photo/Jerome Delay) XJD108

ደቡብ ኣፍሪቃ፥ ማዕበል ኦሚክሮን ጠርዙ ምሕላፉ ተገሊጹ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ: ራብዓይ ማዕበል ኦሚክሮን ካብ ጠርዚ ብምሕላፉ ናይ እቶ እቶ ሕጊታት ክለዓል ከም እትገብረ ሰብመዚ እታ ሃገር ገሊጾም። እዚ ጅር ኦሚክሮን ናይ ምልባድ ተኽእሎኡ ዝለዓለ እኳ እንተኾነ ካብ ናይ ዝሓለፈ ለበዳ ብዝወሓደ ምጭንናቕ ሆስፒታል ከም እተራእዮ ብተወሳኺ ተሓቢሩ። ብዘይካዚ መጠነ ሞት እውን ጸቢብ ምውሳኽ ጥራይ ምርኣዩ ተመልኪቱ።

 

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እተረኽበ ጅር ኦሚክሮን መላእ ዓለም ብዘሰንብድ ናህሪ ይላባዕ ምህላዉ ጸብጻባት የመልክቱ። ብዘይካዚ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ቀረባ መዓልታት ጥሙር ማዕበል ደልታን ኦሚክሮንን ኣብ ስርዓተ ጥዕና ዓለምና ብዙሕ ምጭንናቕ ክፈጥር ከም ዝኽእል ምጥንቃቑ ዝዝከር እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com