Monday , May 20 2024

ሃገራዊ ዜና

ኣብ ከተማ ኤስኪልስቱና ሓደ ሰባኣይ ተቐቲሉ

ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ኺፍቲንገ (Skiftinge) ዝተባህለ ኣከባቢ ሓደ ወዲ 35 ዓመት ሰብኣይ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ፖሊስ ከተማ ኤስኪልስቱና ሓቢሩ። ከባቢ ሰዓት 2፡40 ናይ ንግሆ፡ ሓደ ኣብቲ ከባቢ ዝነብር ሰብ፡ ቶኽሲ ከም ዝሰመዐ ናይ ተሌፎን ሓበሬታ ምስ ሃበና ብቕጽበት ናብቲ ዝተባህለ ከባቢ ኣሃዱ ፖሊስ ሰዲድና። ኣባላት ፖሊስ ናብቲ ክፍሊ ምስ ኣተዉ ሓደ ብጥይት ተሃሪሙ ዝሞተ ሰብ ረኺቦም ክብል ሓላፊ ፖሊስ’ቲ …

Read More »

ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ኩነታት ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ዝተረጋገአ እዩ ዘሎ ክብል መግሊጹኡ ኣሪሙ

ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ነቲ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ብዛዕባ ሽወደን ዘውጸኦ መግለጺ መአረምታ ገይርሉ ኣሎ። ኩነታት ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ይውስኽ ኣሎ ክብል ንዘውጸኦ መግለጺ፡ ኩነታት ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ዝተረጋገአ እዩ ዘሎ ክብል ከምዝኣረሞ ሬድዮ ሽውደን ሓቢሩ። ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ንሽወደን ሓንቲ ካብተን “ዝበኣሰ ኩነታት ለበዳ ኮሮና” ዘለውን 11 ኤውሮፓውያን ሃገራት ኢላ ከምዝመደበታን ኣሃዱ ጥዕና ሽወደን ንለበዳ ኮሮና ክቆጻጸሮ ከምዘይከኣለ …

Read More »

ተቐማጦ ስኮና ( Skåne) ናብ ዴንማርክ ንኽበጽሑ ግድነት ካብ ኮሮና ናጻ ምዃኖም መረጋግጺ ከቕርቡ ይግባኦም ተባሂሉ

ዴንማርክ ብ ቀዳም ዶባታ እኳ እንተኸፈተት ዛጊት ሒደት ሽወደናውያን በጻሕቲ ጥራይ ክትቅበል ፍቓደኛ ምዃና ተገሊጹ ክትብል ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። ብመሰረት በዓልመዚ ምቁጽጻር ለበዳታት ዴንማርክ ኣብ ሽወደን ብዘይካ ኣብ ዞባታት Vesterbotten ኣብ ዝተረፋ ኣውራጃታት እቲ ለበዳ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምህላዉ እንተኾነ ግና ተቐማጦ ስኮና (Skåna)፡ ሶርምላንድ (Särmland)፡ ቬስተርቦትን (Westerbotten)፡ ሃላንድ (Halland) ን ብሌኪንያ (Blekinge) ካብዚ ለበዳ ናጻ ምዃኖም ዘርኢ ውጽኢት መርምራ …

Read More »

ዜና መጽሄት 26 06 2020 – News Magazine 26 June 2020

Read More »

ብዙሓት ሽማግለታት “ትርጉም ህይወት እናጠፍኦም ምምጽኡ ገሊጾም” ተባሂሉ

ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ እንዳ ዓበይቲ ዝርከቡ ሽማግለታት ብሕታውነት ብዘስዓቦ ስነ ኣእምሮእዊ ጽልዋ የሕድረሎም ምህላዉ ተሓቢሩ። ብርክት ዝበሉ ሽማግለታት ናብቲ ማይንድ ዝበሃል መኽሰብ ዘይብሉ ትካል ብምድዋል ትርጉም ሂወት ጠፊእዎም ምህላዉ ገሊጾም ተባሂሉ። ኣብ ዘረባ እዞም ሰባት ርኡይ ለውጢ እዩ ዝረአ። ንሳቶም ኣዝማዶም ክረኽቡ ብዘይምኽኣሎምን ብምሕላሎምን ብህይወት ምቕጻል ትርጉም ክህቦም ከም ዘይከእለን እዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ክትብል ኣብዚ ትካል ብወለንታ እትሰርሕ ማርጋሬታ …

Read More »

ቲግኒል፡ ዓለም ብሃንደበት ዝተጸለለ ኮይኑ ተስሚዑኒ

ቲግኔል ካብ ብዙሕ ዘይፍለጥ በዓል ሞያ ናብ ዋና ተጸዋዒ ሕማምት ለበዳ ሽወደን ክብ ዝበለ ሰብ እዩ። ንሱ ብዛዕባ ኮሮናን ኣተሓሕዝኡን ዝምልከት ንዝና ሽወደን ዘዕዘዘ ተራ ኣመልኪቱ ምስ Summer P1 ዕላል ጌሩ ኔሩ።  ለበዳ ኮሮና ገና ከም ዘይጠፍአ ደጋጊሙ ኣዘኻኺሩ ክብል SVT ሓቢሩ። ነቲ ሽወደን ንለበዳ ኮሮና ናብ ዶባታ ከይኣቱ ምኽልካልን ጸኒሓ ድማ ከየስፋሕፍሕ ኣብ ምዕጋት ንእተጻወተቶ ተራ ከም ኣብነታዊት ክብል …

Read More »

ሓንቲ ዓለም፡ተፈጥሮን ሰብኣዊ ጣልቃነትን

ኣማኑኤል ሳህለ ፍጥረት ምስ ንጥፈታቱን ምዕባለኡን ኣብ ጕዕዞኡ ዚኽተሎ ፍሉይ ዝኾነ ናቱ መገዲ ኣለዎ። ወድሰብ ድሒሩ እተፈጥረ ኣካል ብምዃኑ፡ ቅድሚ ሰብ ምፍጣሩ መንግስቲ ማዕድንን መንግስቲ ቡቕልን መንግስቲ እንስሳን ነዛ ዓለምና ብሒቶምዋ ነይሮም እዮም። እቲ ማዕድን በቲ ናቱ መገዲ ይምዕብል ነይሩ፡ ማለት ገለ ማዕድን ብብዝሒ መሬታዊ ጸቕጥን ረስንን ናብ ካልእ ማዕድን ይቕየር ነይሩ። ገለ ኣልከሚስት ከም ዚብሉዎ ድማ ነሓሲ ብተመሳሳሊ መገዲ …

Read More »

ኣብ ማእከል ኦሬብሮ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ህንጻ ሓደጋ ባርዕ ተኸሲቱ

ኣብ ማእከል ከተማ ኦሬብሮ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ህንጻ፡ ሓደጋ ባርዕ ድሕሪ ምኽሳቱ፡ ኣባላት ፖሊስ መጺኦም ነቶም ነበርቲ ናይቲ ከባቢ ካብቲ ቦታ ከምዝርሕቑ ገይሮም። ብሰንኪ ሓደጋ ባርዕ ዘስዓቦ ትኪ፡ ሓደ ሰብ ናይ ምስትንፋስ ሽግር ስለዘስዓበሉ ናብ ሆስፒታል ከምተወስደ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣገልግሎት መጥፋእቲ ሓዊ፡ ሓበሬታ ናይ ሓደጋ ባርዕ ሰዓት 2፡14 ድ.ቐ. ከምዝበጽሖን ነቲ ባርዕ ናብ ካልኦት ህንጻታት ከይላባዕ ክጽዕር ከም ዘምሰየ SVT …

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 26 ሰነ 2020

Read More »

ኣውሮጳ፡ ብሰንኪ ልዑል መጠን ሙቐት ጻዕርታት ጸረ ኮሮና ዕንቅፋት ይገጥሞ ምህላዉ ተፈሊጡ

ምስ ምውሳኽ መጠን ሙቐት ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ኣውሮጳ ዘለዉ ሰባት ነቲ ጸረ ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ዝወጸ ሕግታት ክጥሕስዎ ይኽእሉ እዮም ዝብል ስክፍታ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ መጠን ሙቐት ንተኸታታሊ ሰለስተ መዓልታት ልዕሊ 30°c ምዃኑ፡ ኣብ ደቡባዊ ስፔይንን ፖርቱጋልን ድማ 35°C በጺሑ። ኣብ ብሪጣንያ ድሕሪ’ቲ ኣብ ዓመተ 1976 ዝተመዝገበ፡ ዝለዓለ መጠን ሙቐት 35.9°C ተመዝጊቡ’ሎ። ሕጊ ማሕበራዊ ምፍንታት ገና ከይተላዕለ ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com