Friday , May 17 2024

ፖሎቲካ

ፕረሲደንት ሱዳን ነበር ኣልበሽር ብጒዳይ ብልሽውና ንክልተ ዕመት ክእሰር ተፈሪዱ ።

ፕረሲደንት ሱዳን ነበር ኣልበሽር ኣብ ቤቱ ክልተ ሚልዮን ዶላር ከም እተረኽቦን ሎሚ ቀዳም ብጒዳይ ብልሽውና ናብ ቤትፍርዲ ቀሪቡ ምውዓሉን ተገሊጹ። በዚ ድማ ኣብ ተሃድሶ ክልተ ዓመት ክጸንሕን ገንዘቡ ክውረስን ተወሲኑ’ሎ። ብመሰረት ሕጊ ሱዳን ኣልበሽር እተኸሰን ክልተ ጒዳያት እንተበዝሐ ክሳብ 13 ዓመት ከፍርዳኦ ይኽእላ እየን። እንተኾነ ግና ኣልበሽር ዕድሚኡ ልዕሊ 70 ምዃኑ ብምምልካት ነቲ ፍርዲ ክፎኲስ ከም እተገብረ እዩ ተገሊጹ። ኣብቲ …

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ሉቨን ኣብ ዓወት መራሒ ብሪጣንያ ጆንሶን ዘለዎ ርእይቶ ገሊጹ።

መዘናኡ ቀዳማይ ሚኒስተር ጆንሰን ድሕሪ ኣብ ምርጫ ምዕዋቱ ሉፈን ነቲ ” ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክንወጽእ ኢና” ዝብል መደረኡ ኣመልኪቱ ርእይቶኡ ሂቡ’ሎ። ንሱ” ብሪጣንያ ካብዚ ሕብረት ትወጽእ ምህላዋ ዘሕዝነና እኳ እንተኾነ ከነኽብሮ እዩ ዝግባኣና” ክብል ድማ ድሕሪቲ ኣብ ብራስለስ ዝተገብረ ምዝዛም ኣውሮጳዊ ዋዕላ ገሊጹ። ንሱ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ጒዳይ ናይ መጻኢ ርክባት ንምውሳን ዓሰርተው ሓደ ኣዋርሕ ከም ዘለዎ …

Read More »

ስቶኮልም ተዓወቲ ዝተፈላልየ ሽልማት ኖበል ዝኾኑ ኣጋይሽ ኣብተኤንግደሉ ንተዓዋቲ ኖበል ስላም ኣብይ ኣሕመድ ተቛውሞ የጋጥሞ ።

እዚ ሒዝናዮ ዘሎና ሰሙን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣብዚ ኣብ ሽወደንን ነርወይን ብዓለም ለኸ ደረጃ ኣብ ዝተፈላለየ ሞያታት ዓበይቲ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሰባት ዝዋሃብ ሽልማት ኖቤል ከምዝተዋህበን፣ በዚ ኸኣ ከተማታት ኦስሎን ስቶክሆልምን ብብዝሒ ኣጋይሽ ኖበል ከምዘታኣናገዳ ተፈሊጡ። ብፍላይ ኣብቲ ኣብ ኦስሎ ነርወይ ዝተኻየደ ናይ ሎሚ ዘመን ሽልማት ሰላም ዝተሸለመ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ኣብ ሃገሩን ምስጎረቤት ሃገሩን …

Read More »

ካብ ምጅማር ዓመተ ትምህርቲ ኣትሒዙ 146 ቆልዑ ሽወደን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዘይምስታፎም ተገሊጹ።

ብውሑዱ 146 ተመሃሮ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ከተማ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ቦኺሮም ከም እተረኽቡ ዳገንስ ንሂተር ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ሓቢሩ። ደቀንስትዮ ሽውደን ካብ ምጅማር እዚ ዓመት እዚ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዘይተረኽባሉ ምኽንያት ምናልባት ስድረአን ናብ ካልእ ከተማ ስለዝገዓዙ ክኸውን ከም ዝኽእል ተገሚቱ’ሎ። ካብተን ተመሃሮ ዝቦኸሩለን 30 ምምሕዳር ከተማታት እተን 23 ዛጊት ምኽንያት እዚ ኲነት ኣርጊጸን ከም ዘይፈልጣ ድማ ተመልኪቱ። ብመሰረት እቲ ዳህሳስ …

Read More »

ኣብዚ እዋን ኣብ ሽወደን ምርጫ እንተ ተዝኻየድ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ምዓብለለ ይብሉ ሓድሽ መጽናዕቲ።

ዲሞስኮፕ ፋውንዴሽን ዝተባህለ ትካል ብመሰረት ዝገበሮ ሓድሽ ዳህሳስ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ኣብ ሽወደን እቲ ዝዓበየ ሰልፊ እዩ ክብል ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ገጻቱ ኣስፊሩ። እዚ ሰልፊ 25.4 ሚእታዊት ድምጺ መራጻይ ዘለዎ ኮይና ካብ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ብ 1.4 ሚእታዊት ወሰኽ ኣርእዩ ምህላዋ ተገሊጹ። ምስ ናይ ዓሚ ባይቶእዊ ምርጫ እንክነጻጸር ድማ ብ 8 ሚእታዊት ዕቤት ምርኣያ ተመልኪቱ’ሎ። ብመሰረት ዳይረክተር ዲሞስኮፕ ፒተር ሳንተሰን …

Read More »

ናይ ጊዜ ገደብ ኣብ ምቕይያራት ኣሰራርሓ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ተናዊሑ።።

ናይ ጊዜ ገደብ ኣብ ምቕይያራት ኣሰራርሓ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ተናዊሑ። ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስትን መሻርክቱ ሰልፍታትን ዝኮና ሰልፊ ሰንተርን ሊበራልን ን ናይ ግዜ ገደብ ምምሕያሻት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ካብ 2021 ናብ 2022 ከምዝተናወሓ ሚኒስትር ዕዮ ኤፋ ኖርድማክ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። እዚ ድማ ነቲ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ኣብ ምዕማም ለውጥታቱን ኣብ ኣሰራርሑን ሓጋዚ ሙካኑ ትሕብር። ብተወሳክውን ለውጥታት ኣብ ቤት …

Read More »

ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ኣብ ወርሒ ሕዳር ጥራይ ብስራሕ ምኽንያት ን ኣስታት 4186 ሰባት መንበሪ ፍቓድ ከምዝሃበ ሓቢሩ።

ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ሕዳር ጥራይ ን 3066 ሰባት ብምኽንያት ናይ ስራሕ ፍቓድ ዝተረፉ ኣስታት 646 ሰባት ድማ ናብ ኣቀዲሞም ብስርሕ ምክንያት ፍቃድ ዝረኸቡ ቤተሰብ ዝተጸንበሩ ፍቓድ መንበሪ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ካምዚኣቶም ድማ ናይ ኣስታት 1,490 ኣባላት ስድራቤት ዘዕረፉሉ ቦታ ዉሑስ ኮይኑ እቶም ዝተርፉ 1245 ስባት ብምኽንያት ስራሕ ዝመጹ ግን ምስ ቤተሰቦም ብግሎም ወይ ምስ መቅርቦም ዘጽለሉ ከምዝኾኑ እዛ …

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ሎቨን ተሪር ወቐሳ ኣብ ልዕሊ መራሒ መዶራትና ኣቅሪቡ።

መራሒ መዶራትና ክሪስተርሰን ምስ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ብምርኻቡ ሉፈን ወቒስዎ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ኣኼባ ሓላፊ ዓቃባዊ ሰልፊ መዶራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን ከምኡ’ውን መራሒ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ጂሚ ኦክሰን ምርኻቦም ይፍለጥ። “ዓቃባዊ ኣብ ሽወደን ሳልሳይ ዝዓበየ ሰልፊ ካብ ዝኸውን ሳልስቲ ድሕሪ ምግባሩ ሓላፊ እዚ ሰልፊ ነዚ ዕድል ናብ ተቓዋሚ ሰልፊ ጂሚ ኦክሰን ኣሕሊፉ ምሃቡ ዘይግቡእ እዩ” ክብል ኣብ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ …

Read More »

መራሕቲ ሰልፍታት ሞደራትናን ስቫርያ ደሞክራትን ተራኺቦም ዘትዮም።

መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ንነዊሕ ግዜ ምስ መርሕቲ ናይ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ክነጽግዎ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ግን መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን ምስ መራሒ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራሲት ጂሚ ኣኪሰን ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ተራኺቦም ምዝታዮም ኣብ ናይ ፌይስቡክ መዝገቡ ኣስፊሩ። “ብዛዕባ ብርክት ዝበሉ ኣገደስቲ ጒዳያት እታ ሃገር ተዛቲና። ክልቲኣተን ሰልፊታትና ኣብ ገለ ጒዳያት ተመሳሳሊ መርገጺ ኣሎና” ክብል ክሪስተርሰን ይገልጽ። ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ …

Read More »

ሓደ ፖለቲከኛ ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራት ኣብ መዳለዊ ትምህርቲ ሓደስቲ መጻእተኛታት ተፈልዮም ክመሃሩ ይግባእ ይብል።

ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽውደን ዘሎ ጽሬት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ዘኽእል እማመ ኣቕሪቡ ተባሂሉ። እዚ እማመ ፍሉይ ሽግራት ንዘለዎም ተመሃሮ ብፍላይ ድማ ነቶም ኣብ ገበን ዝዋፈሩ ተመሃሮ ንኻልኦት ተመሃሮ ሓደጋ ስለዝዀኑ መንግስቲ ፍሉይ ሓላፍነት ክወስድ ጸዊዑ። ጸሓፊ እቲ ሰልፊ ካርልስክሮና ሪቻርድ ጋምሾፍ ንጋዜጣ ስቨንስካ ዳግብላዴት ኣብ ዝሃቦ ምጒታዊ ዓንቀጽ እዩ እዚ ሽግር ንምእላይ መንግስቲ ንጡፍ ስጒምቲ ክወስድ ጻውዒት ዝገብረ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com