Friday , May 17 2024

ፖሎቲካ

99 ሓደሽቲ ሕግታት ኣብዚ ዓመት እዚ ክትግበሩ ኣብ መስርሕ ምጽዳቕ ከምዘሎዉ ይሕበር።

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ኣብ መስርሕ ምጽዳቕን ምምሕያሽን ዝጸንሑ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓዉድታት ዘተኮሩ 99 ሓደሽቲ ሕግታት ኣብ ተግባር ክዉዕሉ ምድላዋት ከምዝተወደአ፣ መንግስቲ ገሊጹ። እዚ ብመሰረት ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ እዋን ሃገራዊ ምርጫ ሰልፍታት ዝኣተወኦ ቃልን፣ ድሒሩ ኸኣ ብናይ ወርሒ ጥሪ ፖለቲካዊ ስምምዕ ኣርባዕተ ሰልፍታት ሽወደን ተደሪኹ ዝተገብረ ምዃኑ ተፈሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ገለ ካብቲ ሓደሽቲ ሕግታት፣- ምንዋሕ ግዚያዊ ሕጊ ዑቕባ …

Read More »

ጸጋማዊ ሰልፊ ሽወደን ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትወጽእ ከም ዘይጒስጒስ ኣፍሊጡ።

ጸጋማዊ ሰልፊ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዝግበር ባይቶኣዊ ምርጫ ሽወደን ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትወጽእ ከም ዘይጒስጒስ ኣፍሊጡ። ሰንበት መዓልቲ ንሓያሎ ሰዓታት ኣብ ዝተገብረ ጽዑቚ ክትዕ ሽወደን ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ጨሪሳ ክትወጽእ ኣለዋ ዝብል እማመ 41-30 ብዝኾነ ድምጺ ከም እተሳዕረ ይፍለጥ። እዚ መሪሕነት እቲ ሰልፊ ዝደልዮ ምዃኑ መራሒኡ Jonas Sjöstedt ብሓጎስ ገሊጹ’ሎ። ምስ ተሌቪዥን ሽወደን ኣጀንዳ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቅ Sjöstedt ብደረጃ ኣውሮጳዊ …

Read More »

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን ኣብ ኣጽዋር ሶርያ ፍርዲ ክግበር ይጽውዕ።

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን Mikhail Damberg ሽወደናዊ ዜግነት ዘለዎም ወተሃደራት ዳዕሽ ኣብ ዝተማረዂሉ ቦታ ክፍረዱን ናብ ሽወደን ከይምለሱን ጸዊዑ። እዚ ዝበሃል ዘሎ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብሰንበት ድሕሪ ዘውጽኦ መጠንቀቕታ እዩ። ንሱ ሃገራት ኣውሮጳ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ንእተማረኹ ወተሃደራት ዳዕሽ እንድሕር ክፈርዳ ድሉዋት ዘይኮና ናጻ ክለቆም ምዃኑ ምጥንቃቑ ይዝከር። እዚ ሚኒስተር እዞም ምሩኻት ናብ ሽወደን ክምለሱ ድሌት ከም ዘይብሉ ገሊጹ’ሎ። …

Read More »

ፖለቲካን ፍልስፍናን ቀዳማይ ክፋል ብናስሮቪች

ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ እዩ ክበሃል ብተደጋጋሚ ሰሚዕና ኣሎና፡፡ እዚ ማለት ሰብ ንበይኑ ተነጺሉ ህላዌኡ ከውሕስን ክሰርርን ኣይክእልን እዩ ማለት እዩ፡፡ እንተኾነ ግና ሰብ ስሱዕን ንውልቀይ ብሃሊን እውን እዩ፡፡ ነዚ ክልተ ተጻራሪ ባህርያት ጸይሩ እዩ ዝነብር፡፡ብዘይ ካልኦት ሰባት ክነብር ኣይኽእልን፤ ይኹን”ምበር ንስለ ካልኦት ብምባል ውልቃዊ ባህጉን ሸውሃቱን ክጥንጥን እውን ፍቓደኛ ኣይኸውንን፡፡ እዚ መስረታዊ ባህሪ ወዲሰብ እዩ፡፡ ኣድላይነት ፖለቲካ ካብዚ እዩ ዝብገስ፡፡ …

Read More »

ኢንግሊዛውያን ኣብ ስዊድን ሻቅሎት ይኣትዎም።

ብሪጣንያዊ ዜጋ ማሊ ማክሌን ብሪጣንያ ብዘይውዕል ካብ ኣባልነት ኣውሮጳዊ ሕብረት እንተስሒባ ንእኡን ካልኦት 28 ሽሕ ብሪጣንያውያን እንታይ ክገንፎም ከም ዝኽእል ካብ መንግስቲ ሽወደን ግልጺ መልእኽቲ ከም ዝጽበ ኣፍሊጡ። ባይቶ ብሪጣንያ ናይ ምስሓብ ስምምዕ ከውጽእ በዚ ድማ ናይ ክልተ ዓመት ናይ መሰጋገሪ እዋን ክህሉ እዩ ዝብል ተስፋ ከም ዘለዎ መንግስቲ ሽወደን ገሊጹ’ሎ። እንተኾነ ሽወደን ኣብ መጋቢት ህጹጽ ለውጢ ክህሉ እዩ፥ ወይ’ውን …

Read More »

ስዊድን ጉዳይ ስደተኛታት

Read More »

መንግስቲ ሽወደን መጻኢ ንድፊ ፖሊሲ ጒዳያት ወጻኢኡ ዕላዊ ጌሩ።

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ Margot Wallström ኣብ ቅድሚ ባይቶ ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሰለስተ ጽማቚ ቀዳምነታት ኣቐሚጣ’ላ። – ዴሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትም – ዓለማዊ ሰላምን ጸጥታን – ዲፕሎማሲን ዘተን ወፍሪ ምዕቃብ ዴሞክራሲን ንባይቶ ብምጽዋዕ ኣብ ኣውሮጳን ዓለምን ዴሞክራሲ ንምዕቃብ ብፍላይ ድማ ካብቶም ኣብ ዴሞክራሲ ዘይኣምኑ ሕሉፋት የማናውያን ንምዕቃብ ክንቀሳቐስ ጸዊዓ’ላ። “ኩለን ኣባል ሃገራት ኣብ ምትሕግጋዝ ሃገራት ተወፋይነት እምነት ኣለወን ዝብል እምነት የብልናን” …

Read More »

ወነንቲ ንኣሽቱ ትካላት ናይ ቀረጽ ድጎማ ክረኽቡ እዮም።

ብመሰረት ኣብ መንጐ ኣርባዕቲኦም ሰልፊታት እተገብረ ስምምዕ ናእሽቱ ቢዝነሳት ናይ ቀረጽ ድጎማ ክረኽባ እየን። ብመሰረት እዚ ኣብ መንጐ ሶሻል ዲሞክራትስ (S)፡ ከባብያዊ(MP)፡ ማእከላይን(C) ሊበራላውን (L) ሰልፊታት እትበጽሐ ስምምዕ ኣስራሒ ሰራሕተኛኡ እንክቖጽር ገለ ካብ ኣታዊ ዝገብሮ ቀረጽ ክጐድለሉ እዩ። ኣስራሕቲ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዝቘጽርዎ ሰራሕተኛ ቀረጽ ይኽፍልሉ እዮም። እቲ ካልእ ናይ ኣስራሕቲ ቀረጽ ዝበሃል እዩ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ መንግስቲ እዚ እማመ …

Read More »

ዜናታት ኣልኮምፒስ 08 Februari 2019

ኣርእስተ ዜናታት 1. ሩስያ መጠነ-ሰፊሕ ልምምድ ስርሒት ኲናት ተካይድ። 2 ፖሊስ ሽወደን ንዝተነቐፈሉ ቁጽጽር ዶባት ከማሓይሽ እየ ኢሉ።

Read More »

ብሰንኪ ምድንጓይ ብረክሲት ብሪጣንያ ኣብ ምርጫ ኣውሮጳዊ ባይቶ ተኽእሎ ኣሎ ።

ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ጠቕሊላ ንምፍናው ሰለስተ ወርሒ ወይ ልዕሊኡ ምድንጓይ እንተጌራ ኣብ ምርጫ ኣውሮጳዊ ባይቶ ክትሳተፍ ምዃና ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። ንሕጋዊ ጒዳይ ኣውሮጳዊ ሕብረት ዝትንትን ሓደ በዓል ሞያ ” ብሪጣንያ ኣባል እዚ ሕብረት ክሳብ ዝኾነት ኣብ ምርጫ ኣውሮጳዊ ባይቶ ክትሳተፍ ትግደድ እያ” ኢሉ። ብመሰረት ኣገልግሎት ሕጊ ኣውሮጳዊ ሕብረት እዚ ማለት ብሪጣንያ ካብ ኣባልነት ክትወጽእ ኣብ ቀረባ ትሃሉ’ምበር ኣባልነታ ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com