Friday , May 17 2024

ፖሎቲካ

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ንኣመሪካ ብትሪ ወቒሱ።

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣመሪካ ኣብ ኣርክቲክ ብዘለዋ ፖሊሲ ብትሪ ወቒሱዋ። ኣቐድም ኣቢሉ ኣብዚ ዓመት ምልዋጥ ክሊማ ምኽንያት ብምግባር ንዝተኸተመ ሰነድ ምፍራም ምእባያ ይዝከር። ምስ ጋዜጣ ፋይናንሻል ታይምስ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ዎልስትሮም ብዛዕባ ቅዋም ኣመሪካ ኣብዚ ጒዳይ ከም ዘሻቐሎን፥ ተገዳስነት ኣመሪካ ኣብ ጥዕና ኣከባቢ ዘይኮነ ኣብ ጸጥታዊ ጒዳያት ጥራይ ዝተደረተ ምዃኑ ምስትውዓሉ እውን ገሊጹ’ሎ። እተን ቆንስል ኣርክቲክ ተባሂለን ዝፍለጣ ሸሞንተ …

Read More »

ንነበርቲ ሰሜናውን ምዕራባውን ሽወደን ካብ ዝመጽዕ ዓመት ምጒዳል ግብሪ (skatt) ክግበረሎም ምዃኑ ተገሊጹ ።

ብኣግኡ ዝግበር ምጒዳል ቀረጽ ኣብ ሰሜናዊ ጫፍን ምዕራብን ዝርከባ ምምሕዳራት ከተማ ንዝቕመጡ ሰባት ኣርባሒ ስጒምቲ እዩ ተባሂሉ። ኣማኢት ኣሽሓት ተቐማጦ ሰሜናዊ ጫፍን ምዕራባዊ ዞባን ሽወደን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሮም ምጒዳል ቀረጽ ክግበረሎም ምዃኑ ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል ቀረጽ መንግስቲ ማእከላይን ሊበራልን ሰልፊታት ኣብ ዘተ ባጀት ኣብ ስምምዕ ምስ በጽሑ እዩ ኣብ ትግባረ ክውዕል። እዚ ናይ ቀረጽ ምጒዳል 1650 ክሮና ኣብ ዓመት …

Read More »

ሰልፊ ማእከል(centerpartiet) ን እማመ ሉፈን ኣብ ምሕጋዝ ድኻታት ምምሕዳራት ደገፉ ይህብ!

ሰልፊ ማእከል ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፈን ዘቕረቦ ሃብታማት ምምሕዳራት ከተማ ንድኽይ ዝበላ ምምሕዳራት ክሕግዛ ዝብል እማመ ብምድጋፍ ከድምጻ ምዃነን ገሊጻ። ኣፈኛ ቊጠባን ፖከቲካን ኣል ኤሚል ካልስትሮም ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፈን ዘቕረቦ ሃብታማት ምምሕዳራት ከተማ ንድኽይ ዝበላ ምምሕዳራት ክሕግዛን ምምዕራይን ምምዝዛንን ክግበር ንዝብል እማመ ብምድጋፍ ከድምጻ ምዃነን ገሊጻ። “እዚ እማመ ክትግበር እንተ ዘይተጀሚሩ ኣብ ንእስ ዝበላ ምምሕዳራት ከተማ ሽግር ኣባይቲን ምዕጻው …

Read More »

መራሒ ሰልፊ ሞደራት ን ሰልፊ ዲሞክራት ሽወደን(SD) ኣብ ኣንጻር ገበናት ዘርኣይዎ ስቕታ ብ ከቢድ ይወቕሶም!!

መራሒ ሰልፊ ሞደራት ክሪስተርሰን ኣብ ዘተ ወፍሪ ኣንጻር ገበን ብዘይ ምስታፎም ን ሰልፊ ዲሞክርትስ ሽወደን ወቒሱ። ሓላፊ ዓቃባዊ ሰልፊ ኡልፍ ክሪስተርሰን ምክልኻል ገበን ዛዕባ ጌሩ መንግስቲ ኣብ ዝጸውዖ ዘተ የማናይ ሰልፊ ዲሞክራትስ ብዘይምስታፎም ወቒሱ። እዚ ዘተ ብዙሓት ዜጋታት ብምኽንያት ጎነጽ ገበናውያን ጒጅለታት ኣብ ብዙሓት ከተማታት ሽወደን ድሕሪ ምሟቶም እዩ ተጸዊዑ። ሰንበት ድሕሪ ቀትሪ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን ሚካኤል ዳምፔሪ ብዘይካ …

Read More »

ባጀት ሚንስትሪ ምኽልኻል ሸወደን ብ 20 ቢልዮን ክሮነር ይውስኽ!!

ባጀት ምክልኻል ሃገር ሽወደን ክብ ንምባል ኣብ ዝቕጽል ዓመት ብ 20 ቢልዮን ክሮነር ክውስኽ ምኻኑ ይሕበር። መንግስቲ ሽወደን ብዓርቢ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ምስ ሰልፊታት ማእከል ሊበራልን ብዝገበሮ ስምምዕ ናይ 20 ቢልዮን ተወሳኺ ባጀት ናብ ምክልኻል ክስልዕ ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ስምምዕ ካብ 2022-2025 ኣብ ዘሎ ዓመታት ወከፍ ዓመት ሓሓደ ቢልዮን ክሮነር ወሰኽ እናተገብረ ክቕጽል እዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፈን ምስዘን …

Read More »

ክፍሊ ኢመግሬሽን ሽወደን ኣብ ጒዳይ ሶርያ ሓድሽ ሕጋዊ መርገጺ ይወስድ!!

ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ነቲ ዝጸንሖ መርገጺ ብምቕያር ኣብ መብዛሕትኡ ቦታታት ሶርያ ግርጭት የብሉን ኢሉ’ሎ። በዚ ድማ ኣብ ጒዳይ ጸጥታ ሶርያ ሓድሽ መርገጺ ምሓዙ ዳይረክተር ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ፍረድሪክ ፔፐር ንሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ’ሎ። “ኣብዚ ሕጂ እዋን ከምቲ ናይ 2013 ዝመስል ናይ ጸጥታ ሽግር ኣብ ሶርያ የለን ዝብል እምነት ሒዝና’ለና” ድሕሪ ምባል ኣብ ሶርያ ገዚፍ ናይ ጎነጽን ግርጭትን …

Read More »

ሓንቲ ኣባል ሽወደን ኣብ ስራሕ ዘየላ ክንሳ ገንዘብ ከምዝወሰደት ትእመን!!

ኣባል ባይቶ ሽወደን ካብ ስርሓ እኳ እንተተገለፈት ገንዘብ ምውሳዳ ተገሊጹ። ኣቐዲማ ኣባል ባይቶ ሊበራላዊ ሰልፊ ዝነበረት ካርልሰን ላቭዴል ክሳብቲ ዝተኸሰትሉ መርመራ ምጥፍፋእ ዝውዳእ ባይቶ ናይ ገዛኽራይን መናበሪን ገንዘብ ይድጒማ ኣሎ ክብል ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢራ። ብመሰረት እታ ጋዜጣ ካርልሰን ዛጊት ልዕሊ 400 ሽሕ ክሮና ተቐቢላ’ላ። እዛ ኣባል ባይቶ ነበር ብምክንያት እቲ ክሲ ክሳብ ሕጂ ኣብ ትሕቲ መርመራ ምህላዋን በዓል ቤታ ዝቕመጦ …

Read More »

ሰልፊ ሞደራትና ኣብ ዓመታዊ ቊጽሪ ሓተትቲ ዕቚባ ምጒዳል ክግበር ጠለብ ኣቕሪቦም።

ሰልፊታት ባይቶ ሽወደን ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ቀዋሚ ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪተን ክዛተያ እየን ተባሂሉ’ሎ። እዚ ዘተ ነቲ ከገልግለ ዝጸንሐ ናይ ክልተ ዓመት ግዜያዊ ሕጊ ንምትካእ እዩ። ሓደ ካብቶም ማዕከናት ዜና ኣተኲሮ ዝገበሩሎም ኣከራኸርቲ እማመታት ዓቃባውያን ኣብ ዓመታዊ ቊጽሪ ሓተትቲ ዕቚባ ምጒዳል ክግበር ዘቕረብዎ ጠለብ እዩ። እዚ ቊጽሪ ሓተትቲ ዕቚባ ኣብ ዓመት ካብ 5 ሽሕ ክሳብ 8 ሽሕ ጥራይ ክግደብ ኣለዎ በሃልቲ …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ብሪጣንያ ዝርከቡ ዜጋታቱ መንበሪ ፍቃድ ክሓቱ ይጽውዕ!!

ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ለንደን ዜጋታት ሽወደን ኣብ ብሪጣንያ ናይ መንበሪ ጠለብ ከቕርቡ ዓዲሙ። ብምኽንያት ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክሳብ 100 ሽሕ ዝበጽሑ ኣብ ብሪጣንያ ዝነብሩ ዜጋታት ሽወደን ናይ መንበሪ ፍቓድ ከቕርቡ ብኤምባሲ ሽወደን ጻውዒት እኳ እንትተገብረሎን ዛጊት ኣዝዮም ውሑዳት ጥራይ ምምልካቶም ተገሊጹ’ሎ። “ኣብ ብሪጣንያ ትነብሩ እንተሊኹም መሰልኩም ተሓልዩልኩም መታን ክቕጽል ናይ መንበሪ ፍቓድ ክወሃበኩም ክትሓቱ ኣለኩም” ክብል ኣምባሳደር ሽወደን …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን ኣብ መንጎ ርኹባትን ዘይርኹባትን ከባብታት እዚ ሃገር ዘሎ ጋግ ንምጽባብ ይሰርሕ።

መንግስቲ ሽወደን ኣብ መንጎ ንኣሽቱን ዓበይትን ከተማታት ዘሎ ፍልልይ ቁጠባዊ ጸጋታት ንምምዕርራይ፣ ብዘንቀሎ ሓሳባት ተመርኩሱ ንዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ መጽናዕቲ ሙሉእ ደገፍ ሂቡ ይሰርሓሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እዚ ዝተነግረ ኣብቲ መራሕ መንግስቲ ስቴፋንሎቨን ከም ባህሊ ኣበየ ከተማታቱ ዝግበር ናይ ሓጋይ መደረ ወይ ከኣ SOMMARTAL ንተቐማጦ ክሪስተንሃምን ኣብ ዘስምዖ መደረ ተኸቲሉን፣ ብመገዲ ሚኒስተራት ማሕበራዊ ጉዳያት ሌና ሃለንግረን ከምኡ እዉን ሚኒስተር ሲቪላዊ ጉዳያት ኣርዳላን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com