Friday , May 17 2024

ፖሎቲካ

ምንዋሕ ግዜያዊ ሕጊ ዑቕባ ዘይንዓቕ ሽግራት ከስዕብ እዩ ክብል ዳይረክተር ጀነራል ኢመግረሽን ገሊጹ።

ዳይረክተር ጀነራል በዓል መዚ ኢመግረሽን Mikael Ribbenvik ምንዋሕ ግዜያዊ ሕጊ ኣብ ኣመልከትቲ ዘይንዓቕ ሽግራት ከስዕብ ይኽእል እዩ ክብል ገሊጹ። እዚ ሽግራት ኣመልከትቲ ብዛዕባ ሕግታት ሓፈሻዊ ስእሊ ከም ዘይህልዎም ብምግባር ብፍላይ ድማ ቦርድ ስደተኛታት ናብ ሕሉፋት ጒዳያት እንክዝምብል ናብ ኣዝዮም ዝተሓላለኹ በደላታት (ምልውዋጣት) ከእቱ ዝኽእል ብምዃኑ እዩ። መንግስቲ ንዘቕረቦ እማመ ምንዋሕ ግዜያዊ ሕጊ ቦርድ ማይግሬሽን ዝሃቦ ግብረመልሲ ነዚ የረጋግጾ እዩ። እዚ …

Read More »

ሓላፊ Säbo ንፖለቲከኛታት የጠንቅቅ።

ሓላፊ Säbo ፖለቲከኛታት ካብ ግብረሽበራ ክመጽእ ይኽእል ብዛዕባ ዝበሃል ጸጥታዊ ስግኣት ኣዝዩ ዝተጋነነ ስእሊ ካብ ምሃብን ናብ ደረጃ ሕሉፋት ብምውራድ ብቋንቋ እዞም ባእታታት ካብ ምዝራብ ክቚጠቡን ጸዊዑ። ሓላፊ ስቱር ፖሊስ ሽወደን(Säbo) ዝኾነ Klass Freiberg ብሰንበት ኣብ ዝሃቦ መጠንቀቕታ ዝተጋነነ ስእሊ ጸጥታዊ ስግኣት ግብረሽበራውያን ካብ ምሃብ ክቚጠቡን ቅድሚ ናብ ትንተና ምእታዎም ኣጸቢቖም ክሓስቡን ተላብዩ’ሎ። ንሱ ምስ ተሌቪዥን ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ …

Read More »

Swedish News on Tigrigna ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 2019 03 18

Read More »

ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ መንግስቲ ኣብ ጒዳይ ተመለስቲ ዳዕሽ ንዘውጽኦ እማመ ነቒፍዎ።

ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ መንግስቲ ኣብ ጒዳይ ተመለስቲ ዳዕሽ ንዘውጽኦ እማመ እኹል ኣይኮነን፥ ኣዝዩ ዝደንጎየ እዩ ብምባል ነቒፍዎ። ወኪል እቲ ሰልፊ Andreas Karlsson ኣባል ወይ ተደናጋጺ ደቀንስትዮ ዝዕምጽ ጒጅለ ዝኾነ ሰብ ብኽሕደት ክፍረድ ይግብኦ እዩ ኢሉ’ሎ። ሊበራላውያን ብወገኖም ነቲ እማመ ብምድጋፍ ንግብረሽበራውያን ዝዳኒ ኣህጒራዊ ቤትፍርዲ ክቐውም ኣተሓሳሲቦም ኣለዉ። ሓምላይ ሰልፊ ምምላስ እዞም ወተሃደራት ተቓዊማ “ቆልዑ ግና ብገበን ኣቦኦም ክሕተቱ ኣይክእሉን እዮም” …

Read More »

ኣባል ባይቶ ሽወደን ዝኾነት Emma Carlsson 300 ሽሕ ክሮነር ክትመልስ ምኻና ተፈሊጡ።

ኣባል ባይቶ ሽወደን ዝኾነት Emma Carlsson ካብ ከፈልቲ ቀረጽ እተረኽበ 300 ሽሕ ክሮነር ክትመልሶ እያ ተባሂሉ። ኣባል ባይቶ ዝኾነት Emma Carlsson ኣባል ሊበራላዊ ሰልፊ ሽወደንን ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ናይ ዝርከብ ወርሓዊ እትረኽቦ ዝነበረት ኣበል መንበሪ ብድምር 300 ሽሕ ክሮነር ክትመልስ እያ። Carlsson ተወካሊት ከተማ Jönköping ኮይና ናይቲ ተኻርየዮ ዝበለቶ ላዕለዋይ ቤት ናይ መንበሪ ኣበል ትወስድ ምንባራን ጸኒሑ ዋንነቱ ናይ በዓል …

Read More »

ሽወደናውያን ኣብ ቀዳማይ ሚኒስተር ዘለዎም እምነት ብናህሪ ጐዲሉ ይበሃል ኣሎ።

እዚ ዝተባህለ ተፈታውነት ፖከቲከኛታት ሽወደን ዝዕቅን መጽናዕቲ ዳህሳስ ድሕሪ ምክያዱ እዩ። ምስ ካላኦት ኣዋርሕ ብምውድዳር ኣብ ወርሒ መጋቢት ኣዝዩ ዝጐደለ ተፈታውነት ምህላዉ ድማ ተመዝጊቡ። Stefan Löfven ብኣርባዕተ ንጥቢ ተፈታውነቱ ጐዲሉ’ሎ። ምውሳኽ ቀረጽን ትንበያታት ክብሪ ናብራን Löfven ተፈታውነቱ ክንኪ ዝገበሩ ምኽንያታት ምዃኖም Peter Sanson ሓቢሩ’ሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መበል ሳልሳይ ደረጃ ዝሓዘ ኮይኑ ኣብ እዋን ቅልውላው መሪሕነት ዝለዓል መጠን ድጋፍ …

Read More »

ሽወደን ልዕሊ 100 ኣብያተ ጽሕፈታት መራኸብቲ ስራሓት ትዓጹ ኣላ።

ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሓት Arbetsförmedlingen ፖለቲከኛታት ባጀት ክቖርጹ ምኻኖም ድሕሪ ምፍላጦም ኣብ ውሽጢ ሃገር ካብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ማእከላቱ ካብ ፍርቆም ንላዕሊ ክዓጽዎም ምዃኑ ኣፍሊጡ’ሎ። እቲ ትካል ብሰኑይ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ካብተን ዘለዋኦ 242 ናይ ውሽጢ ሃገር ስርሓት ነተን 130 ክዓጽወን ምዃኑ ኣፍሊጡ’ሎ። እዚ ውሳነ ኣብ ገጠር ንዝርከባ ንኡሳንን ማእከሎትን ማእከላት ክሃሲ እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ዜና እቲ ትካል 4500 ካብ …

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብቛንቋ ትግርኛ 20190301

Read More »

ፍልስፍናን ፖለቲካን ካልኣይን መውዳእታን ክፋል

ሕራይ…! ሕጂኸ እቲ ዝያዳ ኣጠቓላሊ ትርጉም ፖለቲካ እንታይ እዩ ምበልና? ኣብ መንጎ መንግሰትን ውልቀሰብን ዝህሉ ርክብ ውጥረት ዝመልኦ እዩ፡፡ እታ መንግስቲ ነቲ ውልቀሰብ ክትመልኮ ትደሊ፤ ንሱ ኸኣ ብግዴኡ ልጓማ ክሕዝ ይብህግ፡፡ ሰልጣን በኸመይ ትጭብጥ? ምስ ጨበጥካዮኸ ብኸመይ ትዕቅቦ? እቲ ኣከራኻርን ምስ ስነ-ምግባርን ዝያዳ ተኣሳሲሩ ዝለዓልን ገጽ ፖለቲካ እዚ እዩ፡፡ ፖለቲካ ካልኣዊን ዝነዓቕን ንጥፈት ጌርካ ምእማን ጌጋ ጥራይ ዘይኮነ ኣዝዩ ሓደገኛ …

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 2019 02 22

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com