Friday , May 17 2024

ዜና

ፈይስ-ቡክ – ዲጂታላዊ ባጤራ ክዝርግሕ እዩ!!

ፈይስ-ቡክ፡ ‘ሊብራ’ ዝተባህለ ሓድሽ ዲጂታላዊ ባጤራ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክዝርግሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ነዚ ባጤራ ክዝርግሕ ዝመደበሉ ምኽንያት፡ ብቐንዱ – ንዓማዊል ክረዲት ካርድ ኰነ ቍጽሪ ሕሳብ ናይ ባንኪ ከይተጠቐሙ ብቐጥታ ኣቚሑ ንምግዛእ ክኽእሉ ምዃኑ እዩ ፈይስ-ቡክ ዝገልጽ። እዚ ከኣ፡ እቲ ዝዓበየ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መድያ ዘለውዎ ኩባንያ፡ ነቲ ክጥቀመሉ ዝጸንሐ ኣሰራርሓ ዝያዳ ንምምዕባሉ ዝደፍእ ምዃኑ ይሕበር። ሓደ ተጠቃሚ፡ ዲጂታላዊ ባጤራ …

Read More »

ፖሊስ ጀርመን ዕጸፋርስ ዝነግድ ዝዓበየ ናይ ኦንላይን መርበብ ይረኽቡ!!

ድሕሪ ናይ ብዙሕ ኣዋርሕ መርመራ ፖሊስ ጀርመን ነዚ ዝዓበየ ኦንላይን ናይ መድሃኒት መሸጣ ዝረኸቡ ኮይኖም ምስዚ ብዝተሓሓዘ 11 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። በዓልመዚ ፖሊስ ፈደራል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ብዓርቢ ነዚ ስርሒት ምክያዶምን ነቲ ቤትመድሃኒት ክዕጾ ምግባሮምን ገሊጾም። ኣብዚ እንዳ መድሃኒት ከምኒ ኮኬይንን ሄሮይንን ዝመሰሉ ከበድቲ ዕጸፋርስ ይሽየጡ ምንባሮም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ኣመልኪቱ።

Read More »

ፈረንሳ ን ሽወደን ተኸቲላ ሓዱሽ ሕጊ ቈልዑ ክትነድፍ ኢያ!!

ፈረንሳ ኣብነት ሽወደን ብምስዓብ ኣብ ልዕሊ ቈልዑ ዝወርድ ኩሉ ዓይነት ኣካላዊ መጥቃዕቲ ክትእግድ ምዃና ኣፍሊጣ። ፈረንሳ ምጽፋዕን ካልእ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝወርድ ኣካላዊ መጥቃዕትን ዝእግድ ሕጊ ከተሕልፍ ምዃና ኣፍሊጣ’ላ። በዚ ድማ ኣካላዊ መቕጻዕቲ ንዝእግዳ ብምጽንባር ፈረንሳ መበል 56 ሃገር ኮይና’ላ። እዚ ኣብ ለንደን ዝመደብሩ ምቊራጽ ኲሉ ዓይነት ኣካላዊ መቕጻዕቲ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ውድብ ብዓቢ ሓጊስ ከም እተቐበሎ ገሊጹ’ሎ። …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ሸወደን ደሚቅ ኣቀባብላ ተገሩላ!!

ታዓዋታቲ ነሓስ መዳልይ ውድድር ዋንጫ ዓለም 2019 ዝኾነት ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ሸወደን ሎሚ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ከተማ ዮተበሪ ኣብዝ ኣተወትሉ ደሚቅ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ኣብዚ ቡዙሓት ኣፍቀርቲ ሰፓርት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተረኺቦ ኣቀባብላ ከምዝገብሩላን ሓለቃ ጋንታ እዛ ሃገራዊት ጋንታ ካሮሊን ሰገር ብ ደሚቅ ደርፊን ሳዕሲዕትን ተሰንያ ቀይሕ ሪባን ቆሪጻ። ኣብዚ ቡዙሓት ደገፍቲ ዝተረኸቡሉ ኣጋጣሚ ጀጋኑና ኮርዕኽን ኣኹሪዕኽናና እኽን እሞ ተሓበኒና …

Read More »

ስተቬን ሎቨን ፍትው መራሒ ተባሂሉ ተረቒሑ!!

ብ መሰረት መጽናዕቲ ዲሞስኮፕ ሰንተር ኤክስፕረስ (Demoskops Center for Expressen) ኣብ መራሕቲ ሰለፍታት ሽወደን ዝተገብረ መጽናዕቲ መርሒ ስለፊ ሶሻል ዲምክራሲ  ስተቫን ሎቫን ዝበዝሔ ድምጺ ብምርካብ ፍትው መራሒ ተባሂሉ ክርቓሕ ከሎ መርሒት ክርስትያን ድሞክራት ዝኾነት ኢባ ድማ ካልይይ ክኽውን ከሎ መርሕቲ ሰልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተንሰንን መራሒ ጸጋሚይ ሰልፊ ዮናስ ዮስቲድ ድማ ብማዕረ ናይ ሳልሳይ ደርጃ ሒዞም። ብመስረት ዝተገብረ መጽናዕቲ ስተቬን ሎቨን …

Read More »

ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ሙቀት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ትጽቢት ይግበር!!

ብመስረት ትንበያ ብዓል መዚ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ሙቀት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ኣብ መላእ ሽወደን ከምዝህሉ ሙካኑ ይእምት ። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ፍርቂ ሰሙን ኣብ ሰሜናዊን ደቡባዊ ክፋላት ጸሓይ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ኣብ ማእከላ ክፋል ድማ ማይ ዝተሓወሶ ኩነታት ክህሉ ይጽበ ። ብመስረት ሕጂ ዘሎ ትንበያ ኣብ መብዝሕትኡ ክፋል ሽወደን 20 ዲግሪ ሰንቲግረድ ዝዕቀን ሙቀት ክህሉ ኣብ …

Read More »

ቱርኪ ቡዙሓት ስደተኛታት ትዓግት!!

ደርዘናት ስደተኛታት ናብ ግሪኽ ከይሓልፉ ቱርኪ ዓጊታ ሒዛ ተባሂሉ። ሰብመዚ ቱርኪ ኣብ ምዕራብ እታ ሃገር ብደርዘናት ዝቚጸሩ ስደተኛታት ናብ ግሪኽ እናሰገሩ ዓጊቶም ምሓዞም ገሊጾም። ብመሰረት እዚ ሓበሬታ እቶም ስደተኛታት ዜጋታት ኣፍጋኒስታን ሱዳንን ዒራቕን እዮም። ብዘይካዚ እዞም ሰብመዚ፡ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰብ ብዝተተሓሓዘ 8 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ገሊጾም ኣለዉ። ቱርኪ ኣብ 2016 ምስ ኣውሮጳዊ ሕብረት ብመሰረት ዝኣተወቶ ስምምዕ ኣብ ዶባታ …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ተዓዋታት ዋንጫ ብሙኻን ክብራ ዓቒባ!!

ትማሊ ኣብ ከተማ ሊዮን ፈረንሳ ዝተኻየደ ውድድር ፍጻሜ ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ብዓወት ሕ/መ/ኣሜሪካ ብምዝዛም ዳግማይ ክብራ ዓቂባ። ሕ/መ/ኣሜሪካ ነዚ ክብራ ዝዓቀበት ንመዘኔን ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ 2 ብ 0 ብምስዓር እየን ።ራፒኖይን ላቨለን ንክልተ ሸቶታት ኣሜሪካ ድሕሪ ዕረፍቲ ብምምዝጋብ ኾኸብ ኣመዝጋቢት ሸቶ ተሸላሚት ወርቂ ጫማ ክትከውን ከላ ሓልዊት ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ ሳሪ ቫንቨንዳል ድማ ዝበለጸት ሓላዊት ልዳት ብሙኻን ተዓዋቲት …

Read More »

ብራዚል ተዓዋቲት ኮፓ ኣመሪካ ኮይና!!

ኣእንጋዲት ሃገር ብራዚል ን ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ብምስዓር ምስ ንሃገራዊት ጋንታ ቺለ ስዕራ ናብ ግጥም ፍጻሜ ዝሰገረት ፔሩ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ 3 ብ 1 ብምዓር ድሕሪ 12 ዓመታት ንጽዋእ ኮፓ ኣሜሪካ ዓቲራታ። ሶኣረስ፡ ጀሱስን ሪቻርልሰንን ን3 ሸቶታት ብራዚል ን ዘመዝገቡ  ክኾኑ ከለዉ ጉሬሮ ድማ ነታ ብፍጹም ቅላዕ ን ፔሩ ዘመዝገበ እዩ። ኣብዚ ጸወታ ጋብሬል  ጀሱስ ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ኣብ 70 …

Read More »

ሽወደን ዓሌታውያን ውድባት ክትእግድ መደብ ከም ዘለዋ ገሊጻ!!

መንግስቲ ሽወደን ካብ ሓሙስ ሓምለ 4 ጀሚሩ ንዓሌታውያን ውድባት ዝእግድ ሓድሽ ኣዋጅ ንምጽዳቕ ኣብ ምሽብሻብ ከም ዝርከብ ተገሊጹ። ሓደስቲ ኣዋጃት ምስ ዝወጹ መንግስቲ ብመሰረት ቅዋማዊን ሕጋዊን ውድዓዊ ኲነታት ኮሚተ ብምምስራት ነቲ ጒዳት ከም ዘጽንዖን ንዝስዕብ ምርጫ ከም ዘቕርቦን ይፍለጥ። ካብ ዝሓለፈ ዓመታት ናዚን ካልኦት ዓሌታውያን ሰልፊታትን ኣብ ሽውደን ክነጥፉ ምጽንሖም ይንገር። እዞም ሰልፊታት ንናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ብምምዝማዝ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com