Friday , May 17 2024

ዜና

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 11 ሰነ 2019

Read More »

ኣዝዩ ብዙሕ ዕሹግ ኣቕሑ ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ይኣቱ!!

ምስ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝነበረ ዝወዳደር እኳ እንተዘይኮነ ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ዝኣቱ ኣቕሑ ምውሳኹ ተገሊጹ። ሓላፊ ኣገልግሎት ዓማዊል ምስ ሬድዮ Ekot ኣብ ዝገበሮ ዕላል”ካብ ቻይና ዝኣቱ ኣቕሑ ወሲኹ” ኢሉ’ሎ።  ካብ ቻይና ዝኣቱ ኣቕሑ ብዝሕ ዝበለ ቀረጽ ስለዝጸዓኑ ብተዛማዲ ክብር ዝበሉ ምዃኖም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ይገልጽ።

Read More »

53 ሚእታዊት ስደተኛታት ሽወደናዊ ዜግነት ምሓዞም ሕቡናት ምኻኖም ገሊጾም!!

 ዎርልድ ቫልዩ ሰርቨይ ዝገበሮ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ 53 ሚእታዊት ስደተኛታት ሽወደናዊ ዜግነት ምሓዞም” ኣዝዩ ከም ዘሐብኖም” 24 ሚእታዊት ከኣ ብመጠኑ ክብሉ ምምላሶም ገሊጹ። እቶም ኣዝዮም ሕቡናት ሶማላውያን እዮም ይብል እቲ መጽናዕቲ። ኣብ ዓመታት 2010 ከምኡ’ውን 2014 ዝተገብረ መጽናዕቲ 39.7 ሚእታዊት ተሓተትቲ ብሽወደናዊ ዜግነት ኣዝዮም ሕቡናት ምዃኖም ገሊጾም ኔሮም። እዚ መጽናዕቲ ካብ ኣባላት ኣውሮጳዊ ሕብረት ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ሃገራት ዝውለዱ 6516 …

Read More »

ውጥረት

ብዙሕ ሓሳባት ኣለካ’ዶ? ምዕራፍ ትስእን’ዶ ? ብቐሊሉ ’ዶ ትቑጣዕ ? መልሲ እወ አንተኾይኑ ምናልባት ኣብ ውጥረት ክትህሉ ትኽእል ኢኻ ። ውጥረት ንኣካላትካ ይኣስሮ። ህርመት ልብን እስትንፋስን ከቐልጥፍን ይኽእል ። ውጥረት ገለ ነገር ኣይክእሎን እየ ኢልካ ክትሻቐል ከለኻ ክመጽእ ይኽእል፡ ንኣብነት ፈተና ኣብ ቤት ትምህርቲ። ውጥረት ኩነታትካ ከመይ ከም ዝክኸውን ክትፈልጥ ብዘይምኽኣልካ ክመጽእ ይኽእል። ምክንያት ናይ ውጥረት ገለ ዘፍርሓካ ነገራት ብምህላው …

Read More »

ፖሊስ ማልሞ ንሓደ ሰብ ዘፈራርሕ ዝነብረ ተኪሶም ወቒዖም!!

ፖሊስ ሽወደን ን ሓደ ኣብ ማእከል መዋፈሪ ባቡራት ከተማ ማልሞ ቦንባ ክፈንጅር እየ ኢሉ ዘፈራርህ ንዝነበር ሰብ ድሕሪ ናይ ቡዙሕ ምሕጽንታ ሃሪሞም ከምዘውድቕዎ ገሊጾም። ስጋብ ሕጂ ዝኾነ ተወሳኺ መጉዳእቲ ኾነ ሓደጋታት ዝበጽሔ እካ እንተዘየለ እቲ ቦታ ግን ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ ኮይኑ ንግዚኡ ኣገልግሎት ካብ መሃብ ኣቓሪጹ ከምዘሎን ብኽኢላታት ሃንደሳ ዝኮነ ተፈንጀርቲ ከይህሉ ተፍትሽ ይግበረሉ ከምዘሎ ሓቢሮም። ወሃቢ ቃል ፖሊስ …

Read More »

ሎሚ ምሸት ሃገራዊያን ጋንታታት ሸወደንን ስጳኛን ኣብ ግጥም መጻረዩ ኤውሮጳ 2020 ክጽመዳ እየን!!

ሎሚ ምሸት ብ ኣቆጻጽራ ሽወደን ካብ ሰዓት 20:45 ጀሚረን ሃገራውያን ጋንታታት ሽወደንን ስጳኛ ኣብ ግጥም መጻሪ ዋንጫ ኤውሮጳ 2020 ክጽመዳ እየን፡፡ እዘን ጋንታታት ቅድሚ ሕጂ ቡዙሕ ተራኺበን ዘይፈልጣ ኮይነን ን ኣስታት 31 ዓመት ዝኣክል ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ናብ ስጳኛ ከይዳ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ስጳኛ ተዓዊታ ኣይትፈልጥን፡፡  ኣብ ታሪክ ተሰኒዱ ከምዘሎ ሃገራዊት ጋንታ ሸወደን ን ሃገራዊት ጋንታ ስጳኛ ዝተዓወተትሉ ኣብ …

Read More »

ማንቸስተር ዩናይትድ ን ብሩኖ ፈርዲናንድ ንምፍራም ተሰማሚዓ!!

ማንቸስተር ዩናይትድ ን ኣከፋፋሊ ክለብ ሊዝበን ብሩኖ ፈርዲናንድ ብ 70 ሚልዮን ፓውንድ ንምፈራም ተሰማሚዓ። እዚ ፖርትጋላዊ ኣከፋፋሊ ሎሚ ዓመት ብሉጽ ምንቅስቃስ ብምግባሩ ኣስታት 120 ኩዓሳሱ ካብ ኣንጻሩ ዕውት ምምንጣል ክገብር ከሎ 13 ንጎል ዝኾና ኩዓሳሱ ከምእውን ብሽሙ 20 ሸቶታት ብምምዝጋብ  ኣብ የዕይንቲ ብዙሓት ክለባት ክስሕብ ዝኽኣለ።   እዚ ኣከፋፋሊ ብዓበይቲ ክለባት ኢንግሊዝ ሊቨርፑል ማንቸስተር ሲትን ቶተንሃምን ክህደን ድሕሪ ምጽናሕ እዩ …

Read More »

ሶማላውያን ብምዕጻው ሓዋላ ብዙሕ ምብዳሎም ይገልጹ!!

ሽወደን ኣብ ብሓወላ ዝመሓላለፍ ገንዘብ ከቢድ ቁጽጽር ብምግባራ ድሮ ምዕጻው ኣዘን ትካላት ብምጅማሩ ኣብ ብዝሓት ሰባት ሻቅሎት ፈጢሩ ይርከብ። ብዙሓት ሃገራት ብዘይ ውሑስ ኣገባብ ምትሕልላፍ ገንዘብ ኣብ ዝተዋፈራ ስርዓታት (ሓዋላ) ዘለወን ኮይነን ኣብ ሓዋላ ዝተመርኰሰ ህይወት ዘለዎም ስድራቤታት ከም እተሃስዩ ይገልጹ ኣለዉ። በዚ ድማ ሃገራዊ ጒባኤ ሶማል ሽወደን እዘን ትካላት ክዕጸዋ ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ። “ዓበይቲ ባንካታት ነዘን ሕሳባት ድሮ ክዓጽዋ ጀሚረን …

Read More »

ፖርትጋል ተዓዋቲት ቦክሪ ግጥም ሊግ ነሽን ኤውሮፓ ኮይና!!

እዚ ሎሚ ዓመት ንመጀምርያ ግዜ ብ ማሕበር ኩዑሶ እግሪ ኤውሮፓ ተኣታትዩ ዘሎ ሓዲሽ ግጥም ናሽናል ሊግ ብ 5 ግዜ ኮኾብ ዓለምና ዝኾነ ክርስትያኖ ሮናልዶ እትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ፖርትጋል ኣብ ሃገሩ ንዝተኻየደ ውድድር ተዓዊቱሉ። እዚ ሓያል ግጥም ዝተራእየሉ ጸወታ እታ ተሪር ምኽልኻል ብ ቫንዳይችን ማትያክ ደሊኽን ክትዕወተሉ እያ ዝብሃል ዝነብረ ጸወታ ብ ጉደዝ ኣብ መበል 60 ደቒቕ ዘመዝገባ ሸቶ ክትስዓር ኪኢላ። …

Read More »

ኣብ ማልም ማእከላት መመልመሊ ፖሊስ ተኸፊቶም!!

ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ እዋን ፖሊስ ኣብ ማልም 850 ማእከላት መሰልጠኒ ቦታታት መዲቦም እኳ እንተነበሩ እቲ ቊጽሪ ሕጂ 950 በጺሑ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ማልም ጥራይ እቲ ቊጽሪ ካብ 96 ናብ 144 ወሲኹ ኣሎ ተባሂሉ። ” ክሳብ መስከረም ዘድሊ መሳለጥያ ክንቅርብ ኢና። ብምትሕብባር ዩኒቨርሲቲ ማልም ኸኣ 144 ተመሃሮ ክንቅርብ መደብ ኣሎና” ክትብል ዳይረክተር ስልጠና ፖሊስ ካሮሊን መልግረን ሓቢራ።

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com