Friday , May 17 2024

ዜና

ሃዛርድ ናይ እንኻዕ መጻኻ ጽንብል ተገርሉ!!

ካብ ኢንግሊዛዊት ቸልሲ ናብ ክልብ ርያል ማድሪድ ብ150 ሚልዮን ፓውንድ ዝተሰጋገረ ኤደን ሃዛርድ ወግዓዊ መላለዪ ምስ ክለቡ ኣብ ቅድሚ ከባቢ 55 ደገፍቲ ኣብ ዝተረኽብሉ ተገርሉ። እዚ ቁጽሪ ብዘይ ብላ ማልያ ምስ ደገፍቲ ሓዳስ ክለቡ  ዝተላለየለ ሃዛርድ ብብዝሒ ዝተረኽቡ ደገፍቲ ምስ ብራዚላዊ ካካ ብምዕርራይ ድሕሪ ክሪስትያኖ ሮናልዶ ማለት ብ 70 ደገፍቲ ዝተጸንበለሉ ካልኣይ ደረጃ ብሉጽ ተጻዋትይ ንክሰየም ኣዝየ ክጽዕር እየ ዝበለ …

Read More »

ጀርመን ናብ ሸወደን ትበርር ዝንበረት ነፋሪት ትኽልክል!!

ካብ ስፔይን ናብ ስቶክሆልም ትበርር ዝነበረት ህዝባዊት ነፋሪት ብክሊ ኣየር ጀርመን ከይትሓልፍ ሰብ መዚ ክፍሊ ኣቭየሽን ጀርመን ከልኪልፕማ።  እዛ ቦይንግ 737 ማክስ 8 ዝዓይነታ ነፋሪት ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ኖርዌይ ኮይና ጀርመን እዚ ስጒምቲ ዝወሰደትሉ ምኽንያት ከምዚአን ዝዓይነተን ነፈርቲ ሓደጋ ክወርደን ምጽንሑ ብምምልካት እያ። እዚ ነፈርቲ ኣብ ርእሲ ውሕስነት ዘይብለን ብተደጋጋሚ ን ሕደጋ ብምቅለዔን ምስዚ ዘሎ ክራማት ኣብ ግምት ብምእታው …

Read More »

በርቂ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሽወደን ባርዕ ኣስዒቡ!!

ትማል ለይቲ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ሽወደን ማዕበል ዝናብን በርቅን ምስዓቡ ተገሊጹ። “እዚ በርቅን ማዕበል ዝናብን ሰዓት 4፡30 ለይቲ ዝጀመረ ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ቐጺሉ’ሎ” ክብል በዓልመዚ ህጹጽ ሓደጋ ደቡባዊ ዞን ስተፋን ሉንድክቪስት ምስ SVT ኣብ ዝገበሮ ዕላል ገሊጹ’ሎ። ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰዓታት ኣብ Dalarna ዝርከቡ መጥፋእቲ ሓዊን ኣገልግሎት ህጹጽ ሓደጋን ክሳብ 6 ዝበጽሕ ጻውዒታት ምቕባሎም ገሊጾም ኣለዉ። ኣብ Norberg በርቂ ብዘውረዶ …

Read More »

ኣለክሳንደር ኢሳቅ ናብ ስጳኛዊት ክለብ ርያል ሶሰይዳ ተሰጋጊሩ!!

ድሕሪ ናብ ጀርመናዊ ክለብ ዶርትመንድ ምስግጋሩ ብልቓሕ ምስ ሆላንድዊት ክለብ ዊልያም 2ይ ተስጋጊሩ ቡሉጽ ምንቅስቃ ብምንጽብራቕ ካብ 18 ግጥማት 14 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ክለባትድአን ኣስአልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ክስሕብ ዝኽኣለ ኣለክሳንደር ኢሳቕ ብ ኣስታት 10 ሚልዮን ዩሮ ናብ ክለብ ርያል ሶስይዳ ተሰጋጊሩ። እዚ ን ኣስታት ሓሙሽተ ዓመት ንክጻወት ፈርሙ ዘሎ ኣለክሳንደር እንሆ ከም ትጺቢት ቡዙሓት ቆዋሚ ቦታ ረኺቡ …

Read More »

ሽወደን ብርቱዕ ዝናብ ይሃርም ብምህላዉ ሓደጋ ባርዕ ጫካ ክጐድል እዩ ተባሂሉ!!

ኮሚሽን ሜትሮሎጂ ሽወደን በርቅን ንፋስን እተሓወሶ ዝናብ ይሃርም ምህላዉን ብ ጠቕላላ ልዕሊ 35 ሚሊሜትር ዝናብ ክሃርም ትጽቢት ምህላዉን ተገሊጹ። እዚ ማዕበል ዝናብ ሎም ንግሆ ኣብ Östersjön ዝጀመረ ኮይኑ ናብ Gotland ገጹ ይግስግስ ኣሎ ተባሂሉ። ብመሰረት ጸብጻብ ኤጀንሲ ሜትሮሎጂ ሽወደን በዚ ማዕበል እተወራ ከተማታት ሸወደን ዛጊት Skåne, Blekinge,Gotland. Kronoberg,Gotland. Halland, Jönköping, Kalmar, Öland, Gotland እየን። እቲ ኤጀንሲ ኣብ ገለ ከባቢታት ብፍላይ …

Read More »

ፖሊስ ሽወደን ብዛዕባ ከረሜላታት ወይ ጉዲስ ዝመስል ናርኮቲን ንስድራቤት ህጻናት የጠንቕቕ!!

ፖሊስ ሽወደን ኣብ ዝገብሮ ዳህሳስ ናርኮቲን ዝተባህለ ባእታ n ጉዲስ ወይ ከሬሜላታት ዝመስሉ ናርኮቲን ዝተብሃለ ሓሺሽ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። በዚ መሰረት ኣብ ኩሉ ናይ ፌስቡክ ገጻት ብምልጣፍ  ስድራቤታት ንህጻናት ነዚ ኣወላፊ ነገራት ከይገዝእሎም የጠንቕቕ። ስድራቤታት ን ደቕም ከረሜላታት ኣብ ዝገዝእሉ እዋን ካብ ሙቑራት ዝመስሉ ግን ብ ናርኮቲን ዝተባእለ ኣደንዛዚ ባእታ ዝተሸፈኑ ከስተብህሉሎምን ካብ ምግዝኦም ክቑጠቡ ብምምካር ብፍላይ ኣለይቲ ቖልዑን፣ መምሃራን ናይ …

Read More »

ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ብኣታዊታቶም ኣብ ቅድሚት ይስሩዑ!!

ኾዋኽብቲ ተጻወቲ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ዝኾኑ ሊዮንሊ መሲ፣ ክርስትያኖ ሮናልድን ነይማርን ብዝኽፈልዎ መሃያ ላዕለዎት ደረጃ ይሕዙ። ኣርጀንቲናዊ ኣጥቃዓይ ባርሴሎና ልዮነል ሜሲ ብ127 ሚልዮን ዶላር ኣብ ቅድሚት ክስራዕ ከሎ ፖርቱጋላዊ ሮናልዶ፡ ብ109 ሚልዮን ዶላር 2ይ ደረጃ ፡ ብራዚላዊ ነይማር ድማ ብ105 ሚልዮን ዶላር 3ይ ተርታ ሒዞም፡፡ ዝሓለፈ ዓመት ብ ኣታውታቶም 1ይ ደረጃ ሒዙ ዝነበረ ተጓሳጣይ ማይወዘር  ካብ መሳልል ላዕለዎት ኣታዊታት ዝረኸቡ …

Read More »

ቤትፍርዲ ኢሚግሬሽን ዮተበሪ ብምግድንጓይ ተነቒፉ!!

ኣብ ሽወደን ዕቚባ ዝሓቱ ሰባት ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኢሚግሬሽን ዘቕርብዎ ሕቶ ዘይስነመጎታዊን ዘይርትዓዊን ምድንጓይ ኣለዎ ብዝብል ነቐፌታ ወሪድዎ። እዚ ዝተባህለ ብመሰረት ጸብጻብ በዓልመዚ ሓባስ ንብዓት እዩ። እዚ ቤትጽሕፈት ካብ ኣመልከትቲ ዝቐርብ ናይ ጥርዓን ደብዳቤታት ዝምልከት ኮይኑ ሕቶኦም ፈለማ ዝተነጽገ ፥ ኣርባዕተ ናይ ምጽባይ ዓመታት ዘሕለፉን ግዜያዊ ናይ መንበሪ ፍቓድ ሽውደን ዝረኸቡን ይምልከት። ናይ ዕቚባ ጒዳያት ኣብዚ ቤትፍርዲ ካብ 17 ክሳብ …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ኣብ ውድድር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ብዓወት ይጅምራ!!

ትማሊ ምሸት ኣብ ውድድር ዋንጫ ዓለም 2019፣ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውርርር ፈላሚ ጸወታ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ቺለ 2 ብ 0 ብምዕዋት ውድድረን ፈሊመን። ኣብዚ ኣብ መበል 73 ብሰንኺ ሓያል ዝናብ ዝተቓረጸ ውድድር ን ሙሉእ ጸወታ ዓብላልነት ተጻወቲ ሸወደን እካ  እንተነበረ ሓሓሊፈን ሓደገኛ ፈተነታታት ክገብራ እምበር ሸቶ ክረኽባ ኣይከኣላን። ድሕሪ ዝናብ ኣብ ዝቐጸለ …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 11 ሰነ 2019

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com