Friday , April 26 2024

ኣብ ማልም ማእከላት መመልመሊ ፖሊስ ተኸፊቶም!!

ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ እዋን ፖሊስ ኣብ ማልም 850 ማእከላት መሰልጠኒ ቦታታት መዲቦም እኳ እንተነበሩ እቲ ቊጽሪ ሕጂ 950 በጺሑ ምህላዉ ተገሊጹ።

ኣብ ማልም ጥራይ እቲ ቊጽሪ ካብ 96 ናብ 144 ወሲኹ ኣሎ ተባሂሉ። ” ክሳብ መስከረም ዘድሊ መሳለጥያ ክንቅርብ ኢና።

ብምትሕብባር ዩኒቨርሲቲ ማልም ኸኣ 144 ተመሃሮ ክንቅርብ መደብ ኣሎና” ክትብል ዳይረክተር ስልጠና ፖሊስ ካሮሊን መልግረን ሓቢራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com