Monday , May 20 2024

ስራሕን ቁጠባን

ባጀት ሚንስትሪ ምኽልኻል ሸወደን ብ 20 ቢልዮን ክሮነር ይውስኽ!!

ባጀት ምክልኻል ሃገር ሽወደን ክብ ንምባል ኣብ ዝቕጽል ዓመት ብ 20 ቢልዮን ክሮነር ክውስኽ ምኻኑ ይሕበር። መንግስቲ ሽወደን ብዓርቢ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ምስ ሰልፊታት ማእከል ሊበራልን ብዝገበሮ ስምምዕ ናይ 20 ቢልዮን ተወሳኺ ባጀት ናብ ምክልኻል ክስልዕ ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ስምምዕ ካብ 2022-2025 ኣብ ዘሎ ዓመታት ወከፍ ዓመት ሓሓደ ቢልዮን ክሮነር ወሰኽ እናተገብረ ክቕጽል እዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፈን ምስዘን …

Read More »

መድሕን ሸቕለት ኣልቦነት (Arbetslöshetsförsäkringen)

ኣስታት ፍርቂ ህዝቢ ሽወደን፡ ስራሕን ደሞዝን ኣሎዎም። ሽቕለት ኣልቦነት ዳርጋ 6.5% እዩ። ኣብ’ቶም ካብ 15-24 ዝዕድመኦም መንእሰያት ግን ሽቕለት ኣልቦነት ክብ ዝበለ እዩ። 16.4% ድማ ይበጽሕ። ኣብ ሽወደን፡ ነቶም ስራሕ ዘይብሎም ሰባት ውሕስነት ዝህብ ትካላዊ ስርዓት ኣሎ። እዚ ድማ፡ “መድሕን ሽቕለት ኣልቦነት” ይብሃል። እዚ ስርዓተ-ውሕስነት’ዚ ኸኣ፡ ሓደ ሰብ ስራሕ ኣብ ዘናድየሉ እዋን ደሞዝ ከም ዝህሉዎ ይገብር። ኣባላት ናይ ካሳ ሽቕለት …

Read More »

መሸጣታት ብርኪ ስቶክሆልም ኣብ ዕዳጋታት ኣመሪካ ይጎድል።

መሸጣ ብርኪ ስቶክሆልም ኣብ ኣህጒራዊ ዕዳጋታት ኤኲቲን ኣመሪካን ክዝሕትል ምጅማሩ ተገሊጹ። ብምኽንያት ንግዳዊ ምውድዳራት ኣመሪካን ቻይናን ዝሓለፈ ሳምንታት ዓለማዊ መሸጣ ብርኪ ምስ ካልኦት ብምውድዳር ድኽመት ምርኣዩን ሎሚ ንግሆ እዚ ኣጸቢቑ ከም እተጋህደን ተፈሊጡ። መሸጣ ብርኪ ኣብዚ ሰሙን ብ 0.7 ሚእታዊት ጐዲሉ ምጅማሩ ድማ ተገሊጹ። ኣብቲ መመልከቲ ካብ ዘለዉ 30 ዓበይቲ ኲባንያታት 29 ኲባንያታት ብ 2 ሚእታዊት ጐደሎ ምርኣየን ድማ ተፈሊጡ። …

Read More »

ምምሕዳር ኦፕሳላ ኣስታት 700 ሚልዮን ክሮነር ንሓገዝ ስራሕን ማሕበራዊ ድሕነትን ይምድብ!!

ምምሕዳር ኦፕሳላ ንዝመጽእ ዓመት ማሕበራዊ ድሕነት 700 ሚልዮን ክሮና መዲቡ ተባሂሉ። ምምሕዳር ከተማ ኣፕሳላ ንዝመጽእ ዓመት ናይ ማሕበራዊ ድሕነት ስርዓት፡ ብፍላይ ኣብ ምሕጋዝ ደለይቲ ስራሕን ኣብያተ ትምህርትን ናይ 700 ሚልዮን ክሮና ባጀት ምምዳቡ ተፈሊጡ። ወከልቲ ሰልፊታት ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ሊበራልን ኣከባቢን ኣብ ዝተረኽቡሉ ጋዜጣዊ መግለጺ እዩ እዚ ናይ 700 ሚልዮን ክሮና ባጀት ምምዳቡ ዝተፈልጠ። እዚ ብዘይ ምቕራጽ ዝግበር ምዃኑ’ውን ተገሊጹ’ሎ። ብጠቕላላ …

Read More »

ቊጠባ ሽወደን ዝሕታለ ምርኣዩ ተገሊጹ።

ቊጠባ ሽወደን ብምኽንያት ዓለማዊ ንግዳዊ ቊርቊስን ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ዝሕታለ ምርኣዩ፥ እንተኾነ ግና መንግስቲ እኹል ምድላው ጌሩ ምህላዉ ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊን ኣንደርሶን ሓቢራ። “ኣብ ዝሓለፋ ዓመታት ዝነበረ ብርቱዕ ንግዳዊ ቊርቊስ ኣመሪካን ቻይናን ዓብዪ ማዕበል ቅልውላው ፈጢሩ ምጽንሑ እውን እታ ሚኒስተር ኣብሪሃ። መንግስቲ ብቐንዱ ዘይሻራዊ ገንዘባዊ ፖሊሲ ክኽተል ምጽንሑን ቊጠባ ምዝሕታል ኣብ ዘርእየሉ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣዝዩ ጽንኲር …

Read More »

ኩባንያ ማይክሮሶፍት ኣብ ማልሞ ጨንፈር ይኸፍት!!

ማይክሮሶፍት ጥቓ ማልም ማእከል ዳታ ተኺሉ ተባሂሉ። ማይክሮሶፍት ካብ ማልም ውጽእ ኢልካ ኣብ ስታቫንስትሮፕ ገዚፍ ወፍሪ ብምግባር ማእከል ዳታ ምኽፋቱ ተገሊጹ። ብመሰረት ከንቲባ እታ ከተማ ክርስትያን ሳንሶን እዚ ማእከል ኣብ ታሪኽ እቲ ዝዓበየ ወፍሪ እዩ። እዚ ማይክሮሶፍት ብዙሓት ሰባት ዝቘጽር ምስ ምዃኑ ኣዝዩ ኣገዳሲ ወፍሪ እዩ ክብል ሳንሶን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃለመጠይቕ ሓቢሩ’ሎ። ማይክሮሶፍት ብወገኑ ኣብ ክልተ ካልኦት ከተማታት ሽወደን …

Read More »

ኣብ ሽወደን ምውሳኽ ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ዝመጣጠን ምህናጽ ሓደስቲ ኣባይቲ ዘይምህላዉ ተጠቒሱ።

በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ምስ ምውሳኽ ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ዝመጣጠን ምህናጽ ሓደስቲ ኣባይቲ ዘይምህላዉ ጠቒሱ’ሎ። እዞም ዝወጹ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ ካብ ወርሓ ጥሪ ክሳብ ሓምለ እተሰርሑ ኣባይቲ ክራይ ኣባይቲ እዮም። ፍርቂ ካብዞም ኣብ ሽወደን እተሃንጹ ኣባይቲ ሕጂ ብተኻረይቶም ነበር ተወኒኖም ምህላዎም እውን እቶም ጸብጻባት ብተውሳኺ ኣመልኪቶም ኣለዉ። በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን ጆሃንስ ጆሃንሰን እዚ ኣብ ክራይ ዘሎ ወሰኽ ኣዝዩ …

Read More »

ኩባንያ መኻይን ቮልቮ ሰራሕተኛታቱ ከጉድል ሙዃኑ ይሕብር!!

ቮልቮ ከም ኣካል ምቚጣብ ርእሰ ማል 170 ካብ ስራሕተኛታቱ ከሰናብት ውጥን ከም ዘለዎ ተገሊጹ። ከም ኣካል ናይቲ ክኽተሎ ዝወጠኖ ብቚጠባ ናይ ምክዋን መደብ ቮልቮ 170 ካብ ሰራሕተኛታቱ ኣብ ከተማ ኮፒን ኣሰናቢቱ ተባሂሉ። እዚ ምስንባት ሰራሕተኛታት ዝተኻየደሉ ምኽንያት ጠለብ መካይን ቮልቮ ብናህሪ ብምንቊልቋሉ እዩ ክብል ሰራሕተኛ እቲ ትካል ኦሳ ብራካንደር ሓቢሩ’ሎ። ቮልቮ ፓወርቴን ኣካል ቮልቮ ጒጅለ ኤቢ ኮይኑ ምስ ቮልቮ ትራክስ …

Read More »

ኣብ መላእ ሃገረ ሽወደን ዝረኸባ ተሓጋገዝቲ ነርሳት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይደን

ኣብ መላእ ሃገር ሽወደን ዝርከባ ከተማታት ተሓጋገዝቲ ነርሳት ብሓሙስ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይደን። ብዙሓት ተሓጋገዝቲ ነርስ ብስርሐን ሕጉሳትን ዕጉባት ከምዘይኮና ብምጥቃስ፣ ዝሓሸ ደሞዝን ናይ ስራሕ ሰዓታትን ንክህልወን ብምጥላብ እየን ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይደንኦ። እዘን ተቓወምቲ ኣብዚ ጽድያ ማለት ካብ ወርሒ መጋቢት ጀሚረን እየን ብመንገዲ ፌስቡክ ክተኣኻኸባ ብምጅማር። መንግስቲ ነቲ ኣብ ምሕብሓብ ኣረጋውያን ዝጠፍእ ዝነበረ ተወሳኺ ገንዘን ብምስሓቡ ከምዝተወጽዓ ዝገለጻ።፡ 14 …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን ኣብ መንጎ ርኹባትን ዘይርኹባትን ከባብታት እዚ ሃገር ዘሎ ጋግ ንምጽባብ ይሰርሕ።

መንግስቲ ሽወደን ኣብ መንጎ ንኣሽቱን ዓበይትን ከተማታት ዘሎ ፍልልይ ቁጠባዊ ጸጋታት ንምምዕርራይ፣ ብዘንቀሎ ሓሳባት ተመርኩሱ ንዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ መጽናዕቲ ሙሉእ ደገፍ ሂቡ ይሰርሓሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እዚ ዝተነግረ ኣብቲ መራሕ መንግስቲ ስቴፋንሎቨን ከም ባህሊ ኣበየ ከተማታቱ ዝግበር ናይ ሓጋይ መደረ ወይ ከኣ SOMMARTAL ንተቐማጦ ክሪስተንሃምን ኣብ ዘስምዖ መደረ ተኸቲሉን፣ ብመገዲ ሚኒስተራት ማሕበራዊ ጉዳያት ሌና ሃለንግረን ከምኡ እዉን ሚኒስተር ሲቪላዊ ጉዳያት ኣርዳላን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com