Friday , May 10 2024

ስራሕን ቁጠባን

ሓዱሽ ሕጊ ክራይ ኣባይቲ ሳዕቤን ከምዘለዎ ተገሊጹ!!

ሓድሽ ሕጊ ክራይን ጽልዋኡን ኣብ ትሑት ዝኣታዊኦም ዜጋታት ጽልውኡ ዓቢ ሙዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ሽወደን ኣብ ክራይ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ሰባት ኣብ ውሽጢ ኣባይቶም ንዝገብርዎ ናይ ቀለም ምልካይ፥ ምልዋጥ ወረቐት መንደቕ ወይ ሓደስቲ መሕጸብ ማሽናት ምውሳኽ ዝመሰሉ ንጥፈታት ዘኽፍል ከም ዝኸውን ኣፍሊጡ። እዚ ኣካል ናይቲ መንግስቲ ዘተኣታተዎ ሓድሽ ናይ ክራይ ሕጊ ኮይኑ ምስ ሊብውራላውን ማእከላይን ሰልፊታት ኣብ ጥሪ ብ ዝተኣትወ ስምምዕ …

Read More »

ሽወደን ምስ ኢራን ናይ ንግድ ንጥፈት ንምቕጻል ፋይናንሳዊ ጒዳያት ዘዳቕስ ስርዓት ክትጽንበር ከም ትደሊ ኣፍሊጣ!!

ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ሩስያ ፒተር ኤሪክሰን ሃገሩ ምስ ኢራን ዝጸንሓ ንግዳዊ ርክብ ክትቅጽለሉ ድሌታ ምዃኑብ ፋይናንሳዊ ጒዳያት ንምውርራድ ስራዓተ INSTEX ክትጽንበር ድሌት ከም ዘለዋ ገሊጹ’ሎ። “ዛጊት ሰለስተ ሃገራት ጥራይ–ማለት ጀርመን፥ ፈረንሳን ብሪጣንያን ነዚ ስርዓት ምጽንባረን እፈልጥ እየ። እዚ ስርዓት ግና ንዂለን ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት እውን ክፉት ክኸውን ኣለዎ” ኢሉ። ሽወደን ምስ ኢራን ኣጠቓላሊ ውጥን ንግድ ከም ዝገበረትን ኣብቲ ዞባ ኲነታት …

Read More »

ኣብ ሽወደን ኣብ መንጐ ሃብታማትን ድኻታትን ዝጸንሐ ጋግ ይሰፍሕ!!

ድሕሪ ምጅማር እዚ ሓድሽ ሚለንየም ሽወደናውያን ኣብ ታሪኾም ዝበዝሐ ኣታዊ ከምጽኡ ምኽኣሎምን እቲ ኣብታ ሃገር ዝነበረ ጋግ ድኻታትን ሃብታማትን ግና እናሰፍሐ ምምጽኡ ይንገር ኣሎ። ኣብ መንጐ ድኻታትን ሃብታማትን ዘሎ ጋግ ካብ 290 ምምሕዳራት ከተማ ኣብ 275 ምውሳኹ በዓልመዚ ሃገራዊ ስታቲስቲክስ ብምጥቃስ ተለቪዥን ሽውደን ሓቢራ። ብመሰረት ሎሚ ዝወጸ ኣሃዛት ኣብ ማሎን ቬስተርባተንን ዝነበሩ ሰባት ካብቶም ኣብ ስቶክሆልምን ዳንደሪድን ዝነብሩ ዝወሓደ ኣታዊ …

Read More »

ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2019 ቊጠባ ሽወደን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ምጉዳል የርእይ!!

ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2019 ቊጠባ ሽወደን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ተቓርኖ ኣርእዩ ክብክ በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ’ሎ። ብመሰረት እዚ ዳታ ኔት ሰደድ ምድኻሙን ምጒዳል ወፍሪ ከም ዝተመዝገበን ተገሊጹ። በዚ መሰረት ሓፈሻዊ እቶት እታ ሃገር ምስ ናይ 2018 እንክወዳደር ብ 0.1 ሚእታዊት ምጒዳሉን ሓፈሻዊ ዕቤት ቊጠባ 1.4 ሚእታዊት ጥራይ ምንባሩን ተመልኪቱ’ሎ። “ቊጠባ ሽወደን ኣሳጒማ ጎብየ እየ ዝኸይድ ዘሎ። …

Read More »

ካፒታል ዋን፡ ሰነድ ልዕሊ 100 ሚሊዮን ውልቀሰባት ዝሰረቑ ተኣሲሮም

ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ዝርከቡ ከባቢ 160 ሚሊዮን ውልቀሰባት ዝርዝር መረዳእታ፡ ብሰርሰርቲ ተሰሪቑ ኢሉ፡ ኩባኒያ ኣገልግሎት ካፒታል ዋን። እቲ ኩባኒያ ትማሊ እቶም ጥርጡራት ኣብ ቀይዲ ምስ ኣተው’ዩ ነዚ ወግዓዊ ገይሩ። ከም ሓበሬታ ካፒታል ዋን፡ እቲ ዝተሰረቐ መረዳእታ ዝርዝር ሓበሬታ ኣድራሻ፣ ሽምን ቁጽሪ ስልክን ተጠቀምቲ ዝሓዘ’ዩ። እንተኾነ፡ እቶም ሰርሰርቲ ቁጽሪ ናይ ገንዘብ ካርዲ እቶም ውልቀሰባት ንምጥቃም ዘኽእሎም መገዲ ኣይረኸቡን። ካፒታል ዋን …

Read More »

እናገፍሐ ዝኸይድ ዘሎ ጋግ ድኽነትን ሃብትን

ኣብ ሰለስተ ሃገራት ማለት፡ ኣብ ናይጀርያ ህንድን ሲንጋፖርን ኣብ መንጎ ድኻን ሃብታምን ዘሎ ፍልልያት ኣዝዩ እናገፍሐ ይኸይድ ከም ዘሎ፡ ንዝተኻየዱ መጽናዕታት ብምውካስ ጸብጻባት ሓቢሮም። እተን ሰለስተ ሃገራት ነቲ ኣብ ዜጋታተን እናገፍሐ ዝኸይድ ዘሎ ቁጠባዊ ጋግ ከጽብብ ዝኽእል መደባት ከም ዘይብለንን፡ ብኣንጻሩ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እናገፍሐ ይኸይድ ከም ዘሎን ኣብቲ ጉዳይ መጽናዕቲ ዘካየደ ዓለምለኻዊ ትካል ‘ኦክስፋም’ ዝዘርገሖ ጸብጻብ የረድእ።1 ደቡብ …

Read More »

ሽወደናዊ ትካል ሳንቭክ ሰርሕተኛታቱ ከጉድል እዩ!!

ኲባንያ ሳንቪክ 2 ሽሕ ካብ ሰራሕተኛታቱ ከሰናብት እዩ ይበሃል ኣሎ። እዞም ዝሰናበቱ ሰራሕተኛታት ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኮይኖም ነቶም ኣብ ሽወደን ዝሰርሑ’ውም ከይተረፈ ክጸሉ ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ። ካብ መላእ ኣብ ሽወደን ዘለዉ ሰራሕተኛታት እቲ ኲባንያ እቶም 25 ሚእታዊት ክሰናበቱ ከም ዝኽእሉ ድማ ተመልኪቱ’ሎ። እዚ ኲባንያ ኣብ 160 ሃገራት ልዕሊ 42 ሽሕ ሰራሕተኛታት ከም ዝቘጽር ይፍለጥ።

Read More »

ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ የዛይድ እዩ ተባሂሉ።

ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከምዘዛይዶን ዝሓሸ ናይ ስራሕ ዕድላት ከምዘሎዎን ተሓቢሩ። ጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ከም ዘመልክትዎ IKEA ናይ ዓረብ ኣገልግሎት ከቕውም ምዃኑን እዚ ድማ ኣብ ዕዳጋ ሽቕለት ኣብዪ ኣስተዋጽኦ ክህልዎ እዩ ተባሂሉ ከም ዝሕሰብ ተገሊጹ። “ዓረብኛ ንዝዛረቡ ኣዝዩ ጽቡቕ ኣገልግሎት ዝህቡ ሰባት ቈጺርና ኣሎና” ክብል ኣንድርያስ ካስቶር ን ሬድዮ ሽወደን IKEA ገሊጹ’ሎ። IKEA ሓደ ካብቶም ዝበዝሑ …

Read More »

ምምሕዳር ከተማታት ደቡብ ሽወደን በጻሕቲ ንምስሓብ ብዙሕ ወፍሪ የካይዳ ኣለዋ ተባሂሉ!!

ሬድዮ ሽወደን ቻናል ፎር ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ሽወደን ብምትሕብባር ዘካየዶ ዳህሳስ ከም ዘመልክቶ ከተማታት ደቡብ ሽወደን ናይ ወጻኢ በጻሕቲ ንምስሓብ ገዚፍ ወፍሪ ኣብ ምግባር ተጸሚደን ኣለዋ። ብመሰረት ጸብጻባት ዝሓለፈ ዓመት ናይ ወጻኢ በጻሕቲ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሮም ሕድሮ ብ13 ሚእታዊት ዓብዩ’ሎ። እዚ ምስ ናይ ዓሚ እንክወዳደር ጽቡቕ ወሰኽ እኳ እንተኾነ ምስ ዴንማርክ ዘርኣየቶ ዕቤት(25%) እንክወዳደር ግና ዝነኣሰ እዩ። በዚ ድማ ከተማታት …

Read More »

ኩባንያ ኤስ ጄይ ሓደሽቲ ባቡራት ንምግዛእ ዓቢ ባጅት ይስልዕ!!

ኩባንያ መጎዓዓዝያ ኤስ ጄይ (SJ) ተሽከርከርቲ ንምሕዳስን ሓደስቲ ባቡራት ንምግዛእን 12 ቢልዮን ክሮነር ይስልዕ። ኤስጄ ቊጽሪ ተሳፈርቲ ብ 50 ሚእታዊት ንምዕባይ ምውጣኑ ይንገር ኣሎ። ቀንዲ ኣካያዲ እቲ ትካል ክቲስተር ፍሪትዘን ነዚ ዕማም ዝውዕል 12 ቢልዮን ክሮነር ክስላዕ እዩ ኢሉ’ሎ። ህሉው ዓቕሚ ባቡራት ብ 15 ሚእታዊት ክውስኽን 60 ዝኾና ባቡራትን ክሽመታ እየን ድማ ኢሉ። እዚ ድማ ኣብ 160 ዓመት ታሪኽ እቲ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com