Thursday , May 16 2024

ስራሕን ቁጠባን

ወርሒ ሰነ 2019 ኣብ ሽወደን ብብዝሒ ኣብያቲ ዝተሸየጠላ ወርሒ ተባሂላ!!

ኣብ ዋጋታት ኣብያቲ ብብዝሒ ምቅይያራት እካ እንተይዘነበረ ኣብ ዝሓልፈት ወርሒ ሰነ ግን ብ ደረጃ ሃገር ምስ ናይ ዝሓልፈ ዓመት ወርሒ ሰነ 2018 ብምንጽጻር ብብዝሒ ኣባይቲ ዝተሸጠላ ወርሒ ኮይና ክብል ካብ ራድዮ ሽወደን ዝወጸ ጸብጻብ። ብብዝሒ ዝተሸጠ ኣብይቲ ንኣሽቱ ኣፓርትመንት ኮይኑ ኣብ ዋጋታት ኣብያቲ ግን ዝኾነ ምጉዳል ከምዘይተራየሉን ኣብ ከተማታት ስቶኮልም ዮቶበሪን ብርብዒ ኣብ ከታማ  ኡብሳላ ድማ ብ 50 ሚእታዊት ካብ …

Read More »

ብምኽንያት ዝናብ ፍርያት ጥረታት ሽወደን ይውስኽ!!

ማሕበር ሓረስቶት ሽወደን ናይ ሎም ዓመት ፍርያት ኣእካል ካብ ናይ ዓሚ ዝበለጸ ክኸውን ምዃኑ ገሊጹ’ሎ። ብመሰረት ዳይረክተር ኮኦፐሬቲቭ ሬድዮ ሽወደን ሚካኤል ጊብሰን ናይ ሎም ዓመት ምህርቲ ጥረታት 6.3 ሚልዮን ቶን ኮይኑ ምስ ናይ ዓሚ 3.6 ሚልዮን ቶን እንክወዳደር ርኡይ ወሰኽ ምርኣዩ ኣስሚርሉ። ብማእከላይ ገምጋም እቶት ጥረታት ሽወደን 5.8 ሚልዮን ቶን ምስምዃኑ እዚ ናይ ሎም ዓመት ኣዝዩ ኣዕጋቢ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ሽወደን …

Read More »

ኣቑሑትን ኣገልግሎትን ክትገዝእ ከለኻ ዘሎዉ መሰላት

ኣብ ሽወደን ኣቑሑትን ኣገልግሎትን ክትገዝእ ከሎካ ዝከለኸሉልካ ሕግታት ኣሎዉ። እቶም ሕግታት ንኣብነት ንዕድግካ ክትጠርዕ ኣብ ሓደ ሓደ ኵነት ድማ ክትጠዓስ መሰል ይህቡኻ እዮም። ቅብሊት ካብ ዱኳን ክትዕድግ ከሎኻ፡ ቅብሊት ክወሃበካ መሰል ኣሎካ። ብኢንተርኔት እንተ ዄንካ ዓዲግካ፡ ናይቲ ትእዛዝካ መረጋገጺ ክወሃበካ መሰል ኣሎካ። ነቲ እንታይ ከም ዝዓደግካን ክንደይ ከም ዝኸፈልካን ዘርኢ መርትዖ ክትዕቅቦ ጽቡቕ ምኳኑ ዘክር። እቲ ቅብሊት ካልእ ገዲፍካ ናይ …

Read More »

ኩባንያ ቦይንግ፡ ንሓንቲ 737 ማክስ ነፋሪት ሓድሽ ስም ሂቡ

ንመገዲ ኣየር ሪያንኤይር ዝተዳለወት ነፋሪት ቦይንግ 737 ማክስ ኣብ ናይ ቅድሚት ክፋላ [ኣፍንጫ] ዝተጽሓፈ ስያመ ሞዴል ተቐይሩ ተራእዩ። እታ፡ ኩባንያ ቦይንግ ነፈርቲ ካብ ዘፍርየሉ ጋራዥ ወጺኣ ትረኣይ ነፋሪት፡ 737 ማክስ ዝብል ስማ ብ737-8200 ከም ዝተተክአ ኣብ ትዊተር ዝተዘርግሑ ስእልታት የመልክቱ። እዚ ከኣ እታ ፈተናታት ዝበዝሓ ማክስ፡ ብድሕሪ እቶም ዘጋጠምዋ ክልተ ከበድቲ ሓደጋታት ስማ ብምቕያር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ከም ዝተሓሰበ ግምታት …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን ናብ ኣውሮጳ ምሉእ ለይቲ ዝኸዳ ባቡርት ከዳሉ ይውጥን!!

ጥዕና ከባቢ ንምሕላው ሰባት ኣብ ክንዲ መኪና ወይ ነፋሪት ዝጥቀሙ ብባቡር ክጓዓዙ ንምትብባዕ መንግስቲ ሽወደን ናብ ኣውሮጳ ምሉእ ለይቲ ዝኸዳ ባቡር ከዳሉ ወጢኑ’ሎ። ነዚ ዕላማ ብምግባር መንግስቲ ንክፍሊ መጓዓዝያ እዚ ውጥን ክሳብ ክንደይ ክዉን እዩ ንዝብል ሕቶ ከጽንዕ ከም ዝመዘዞ ይፍለጥ። “ዛጊት ብዛዕባ ናይ ለይቲ ፍሰት ትራፊክ ምሉእ መጽናዕቲ ኣየካየድናን ዘሎና። ሕጂ ንጅምሮ ምህላውን ጽቡቕ እዩ” ክብል ሓላፊ ውጥን በዓልመዚ …

Read More »

ቡዙሓት ነበርቲ ካብ ከተማ ስቶኮልም ወጺዮም ኣብ ካልእ ቦታታት ክነብሩ ይመርጹ!!

ብመስረት መጽናዕቲ ስቨኒስካ ዳግ ብላደት ብዝሒ ንከትማ ስቶኮልም ገዲፎም ኣብ ካልእ ቦታታት ዝነብሩ ሰባት ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ከምዝወሰኸን እቲ ድሌት ድማ ገና ብተዓጻጻፊ ቁጽሪ ከምዘሎ ጸብጻብ ምምሕዳር እዛ ከተማ የረድእ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ግን ብምኽንያት ሓደሽቲ ዝውለዱን ናብ ከተማ ስቶኮልም ካብ ዝተፈላልየ ከተማታት በብዓመቱ ዝመጹ ሓደሽቲ ሰፍርቲ ብዝሒ ተቐማጦ እዛ ከተማ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳወሰከ ይከይድ ከምዘሎ …

Read More »

ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመትን ንዓመታን 50 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክትልእኽ እያ!!

ስእነት ስራሕ ንምንካይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጻ ሰለስተ ዓመታት ክሳብ 200 ሽሕ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ናብ ኢማራት ዓረብ ንስራሕ ክትልእኽ ምዃና ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ ዘረባ እቲ ቀዳማይ እብረ ናይ ሞያ ክኢላታት ከም ዝኸውን ብምግላጽ ሃገሩ ንወፍሪ ክፍትቲ ክትከውን ከም ዝጽዕር ኣብሪሁ’ሎ። ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉዋ ብድሆታት ሓደ ሽቕለት ኣልቦነት ኮይኑ ኣብዚ ተልእኾኦም ሞያን ዓቕምን ከጥርዩ ትጽቢት ክግበረሎም እዩ ተባሂሉ’ሎ። …

Read More »

ሽወደን–ናይ ሓሙሽተ ዓመት ውዙፍ ዕዳ 35 ቢልዮን ክሮነር ይበጽሕ!!

ናይ ሓሙሽተ ዓመት ውዙፍ ዕዳ ማዕከን መንግስቲ ሽወደን ማለት ክሮኖፎግደን ( kronofogden) 35 ቢልዮን ክሮነር ከም ዝበጽሐ ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ብምኽንያት ገለ ዘይከፈላ ኲባንያታትን ውልቀሰባትን እዩ ተባሂሉ’ሎ። “እዚ ኣዝዩ ዓብዪ ኣሃዝ እዩ፥ ይዂንምበር መንግስቲ ኣዝዩ ብዙሕ ዝመጠኑ ግብሪ እዩ ዝእክብ ዘሎ” ክብል ተንታኒ ምእካብ ዕዳ ዮሃን ክራዝ ይገልጽ። ንሱ መጠን ዕዳ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ብሲሶ ምውሳኹ …

Read More »

ልዕሊ 65 ዓመት እንተ ኾንካ

ዕድሜኻ ልዕሊ 65 ዓመት እንተ ኾይኑን ደጊም ክትሰርሕ ዘይትደሊ ወይ ዘይትኽእል እንተ ኾንካን፡ ካብ ብዓል መዚ ጥሮታ ቍጠባዊ ሓገዝ ክትሓትት ትኽእል ኢካ። እዚ ጥሮታ ምውጻእ ይብሃል። ቍጠባ ሓገዝ ካብ ብዓል መዚ ጥሮታ ካብ ብዓል መዚ ጥሮታ ኣየናይ ዓይነት ቍጠባዊ ሓገዝ ከምትረክብ በዚ ዝስዕብ ዝተሞርኮሰ እዩ፡ ኣብ ሽወደን ዝተቐመጥካሉ ንውሓት ግዜ። እዚ ዝተቐመጥካሉ ግዜ (bosättningstid) ይብሃል።ከም ስደተኛ መጠን መንበሪ ፍቓድ ተዋሂቡካ …

Read More »

ሽቕለት ኣልቦነት ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ዝሓለፉ 11 ዓመታት ኣብ ዝተሓተ ደረጅኡ ምህላዉ ተገሊጹ!!

ትማሊ ዓርቢ ዝተፈነው ሓበሬታ ከም ዘመልክቶ ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ዝሓለፈ ግንቦት ናብ 7.5 ሚእታዊት ወሪዱ’ሎ። እዚ ግሎባላዊ ንግድ ኣሉታዊ ጽልዋ ክህልዎ እዩ ተባሂሉ ኣብ ዝፍርሃሉ ዝነበረ እዋን ምምጽኡ ድማ ኣዝዩ ኣገራሚ ይገብሮ ይብል እቲ ጸብጻብ። ብግንቦት ኣብ ዝተገብረ ጸብጻብ ኣብ ቼክ ሪፓብሊክ ዝወሓደ ሽቕለት ኣልቦነት ዝተመዝገበ ኮይኑ 2.2 ሚእታዊት ወሪዱ’ሎ ተባሂሉ። ግሪኽ ዝበዝሐ ሽቕለት ኣልቦነት ዘለዋ ኮይና ክሳብ 18 ሚእታዊት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com