Monday , April 29 2024

ስራሕን ቁጠባን

ካርቱን ቁ. 25

Read More »

ስራሕን ቈልዑን ኣብ ሽወደን

ንስኻ ናእሽቱ ቈልዑ ዘለዉኻ፡ እቲ ቈልዓ ንእሽተይ ከሎ ወይ እቲ ቈልዓ እንተ ሓሚሙ፡ ነቲ ቈልዓ ንኽትኣልዮ ካብ ስራሕ፡ ትምህርትኻ ወይ ናይ ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሕ ንጥፈታት ተሪፍካ ኣብ ገዛ ክትህሉ ትኽእል ኢኻ። ድሕሪኡ ክትሰርሕ፡ ክትምሃር ወይ ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሕ ንጥፈታት ክትሳተፍ ከለኻ፡ እቲ ቈልዓ ናብ መውዓሊ ህጻናት ወይ ናብ ኣላይት ቈልዑ ኣብ እዋን ቀትሪ ክኸይድ ይኽእል እዩ። …

Read More »

ሕሳብ ባንክ፣BankID ፣ ስዊሽ

ሕሳብ ባንክ ንውልቓዊ ቑጠባኻ ንምእላይ ናይ ባንክ ሕሳብ ክህልወካ ኣለዎ። እቲ ንስኻ ትደልዮ ሕሳብ ዝተፈላለየ ስም ክህልዎ ይኽእል እዩ፣ ንኣብነት ናይ ልቓሕ ሕሳብ፣ ናይ ምትሕልላፍ ሕሳብ፣ ውልቓዊ ሕሳብ፣ ወይ ክፍሊታዊ ሕሳብ። ሕሳብ እንታይ ስሙ ኣሎዎ ኣየገድስን እዩ። እቲ ዘገድስ ነዞም ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ክትረክብ እዩ፣ ከም ደሞዝን ቍጠባዊ ሓገዝን ኣብ ሕሳብ ምእታውክፍሊታት ብምትሕልላፍ ባንክ፣ ባንክጂሮ(brevgiro)፣ ኣውቶጂሮ(autogiro)ምውጻእ ጥረ ገንዘብ ኤለክትሮኒካዊ መረጋገጺ መንነትን(BankID) …

Read More »

ጽቡቕ ናይ ገዛ ቑጠባ

ቍጠባ እታ ቍጠባ (ኤኮኖሚ) ትብል ቃል ካብ ናይ ግሪኽ ኦይኮኖሞስ ዝብል ቃል እያ መጺኣ። ኦይኮኖሞስ ምቝጣብ ማለት እዩ። እዚ ነቲ ሃብቲ ኣብቲ ዘድሊ ገደብ ውሽጢ ክትሕዞም ንኽትክእል መደብ ምውጻእ ማለት እዩ። ሃብቲ ኣብዚ ጕዳይ ገንዘብ፡ ኣቕሑት ወይ ካልኦት ርእሰ-ማል ክኸውን ይኽእል እዩ። ናይ ምዓልታዊ ሂወት ቍጠባ፡ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ኣታዊታትን ወጻኢታትን ዘሎ ሚዛን እዩ። ኣታዊታት ንኣብነት ደሞዝን ቍጠባዊ ሓገዝን እዩ። …

Read More »

ምንዳይ ስራሕ

ስራሕ ምርካብ፡ ብዙሕ ግዜ ክወስድ ይኽእል። ስራሕ ከተመልክቱ እንከለኹም፡ ወሃቢ-ስራሕ ዝጠልቦም ወረቓቕቲ ምስቲ ምልክታኹም ኣሰኒኹም ክትሰድዎ ኣለኩም። ዝበዝሕ እዋን፡ ወሃብቲ-ስራሕ፡ ውልቃዊ ደብዳበን ሰነድ መድለዪ ስራሕ ወይ ሲቪ (CV) ክትሰዱሎም ይደልዩ። (CV) ሴቨ ሴቨ፡ ካብ ላቲን ዝመጸ ቃል ኮይኑ፡ “ታሪኽ ህይወት” ማለት እዩ። ኣብ ሴቨ፡ ንዘለካ ተመኲሮ ስራሕ፡ ደረጃ ትምህርትን ካልእ ክእለትካን ትጽብጽብ። ብዛዕባኻን ከመይ ዝበልካ ሰብ ምዃንካን ድማ ቁሩብ ትትርኽ። …

Read More »

ፖሊስ ሽወደን ብዛዕባ ከረሜላታት ወይ ጉዲስ ዝመስል ናርኮቲን ንስድራቤት ህጻናት የጠንቕቕ!!

ፖሊስ ሽወደን ኣብ ዝገብሮ ዳህሳስ ናርኮቲን ዝተባህለ ባእታ n ጉዲስ ወይ ከሬሜላታት ዝመስሉ ናርኮቲን ዝተብሃለ ሓሺሽ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። በዚ መሰረት ኣብ ኩሉ ናይ ፌስቡክ ገጻት ብምልጣፍ  ስድራቤታት ንህጻናት ነዚ ኣወላፊ ነገራት ከይገዝእሎም የጠንቕቕ። ስድራቤታት ን ደቕም ከረሜላታት ኣብ ዝገዝእሉ እዋን ካብ ሙቑራት ዝመስሉ ግን ብ ናርኮቲን ዝተባእለ ኣደንዛዚ ባእታ ዝተሸፈኑ ከስተብህሉሎምን ካብ ምግዝኦም ክቑጠቡ ብምምካር ብፍላይ ኣለይቲ ቖልዑን፣ መምሃራን ናይ …

Read More »

ሶማላውያን ብምዕጻው ሓዋላ ብዙሕ ምብዳሎም ይገልጹ!!

ሽወደን ኣብ ብሓወላ ዝመሓላለፍ ገንዘብ ከቢድ ቁጽጽር ብምግባራ ድሮ ምዕጻው ኣዘን ትካላት ብምጅማሩ ኣብ ብዝሓት ሰባት ሻቅሎት ፈጢሩ ይርከብ። ብዙሓት ሃገራት ብዘይ ውሑስ ኣገባብ ምትሕልላፍ ገንዘብ ኣብ ዝተዋፈራ ስርዓታት (ሓዋላ) ዘለወን ኮይነን ኣብ ሓዋላ ዝተመርኰሰ ህይወት ዘለዎም ስድራቤታት ከም እተሃስዩ ይገልጹ ኣለዉ። በዚ ድማ ሃገራዊ ጒባኤ ሶማል ሽወደን እዘን ትካላት ክዕጸዋ ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ። “ዓበይቲ ባንካታት ነዘን ሕሳባት ድሮ ክዓጽዋ ጀሚረን …

Read More »

ምንቊልቋል ዋጋ ክሮነር ንዋሕዚ በጻሕቲ ክውስኽ እዩ ተባሂሉ!!

ጽላት ቱሪዝም ሽወደን ክሮነር ብመንጽር ዶላርን ዪሮን ምንካዩ ንበጻሕቲ ክስሕብ እዩ ይበሃል ኣሎ። ካብ ምጅማር እዚ ሓድሽ ዓመት ጀሚሩ ክሮነር ምጒዳል ዋጋ ምርኣዩን ዋጋ ሸርፊ ( 10.70 ክሮነር/ ዩሮ 960 ክሮነር/ ዶላር) በጺሑ’ሎ። ንሽወደን ክበጽሑ ዝመጹ ቱሪስት (ብፍላይ ካብ ኣህጒር እስያ ዝመጹ) ብሕሱር ዋጋ ናይ ህያብ ኣቕሑ ክገዝኡ ዝደልዩ ምዃኖም ሓደ ድርኺት እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ድማ ንዕዳጋ ሽወደን ብ 2 …

Read More »

ብዙሓት ምምሕዳራት ሸወደን ሃገዝ መትከሊ እግሪ ይቅጽልኦ!!

ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ንሓደስቲ መጻእቲ እግሪ ቅድሚ ምትካሎም ዝወሃብ ናይ ረድኤት ገንዘብ ይቕጽላሉ ኣለዋ። ጋዜጣ Sidesväskan ኣብ ዘስፈረቶ ጸብጻብ ምምሕዳራት ከተማ Sündpere, Vekkho and Schiflinghe ዝርዝር ናይ ረድኤት ምድላወንን እዚ ድማ ንስደተኛታት ልቓሕ ክረኽቡ ዝሕግዝ ምዃኑን ኣመልኪታ’ላ። “እዚ ነቶም ስራሕን  ካልእ ምንም ምንጪ ኣታዊ ንዘይብሉን ናብዘን ምምሕዳራት ከተማ ንዝመጹ ሓደስትን ዝምልከት እዩ” ይብል ጆሃን ኤሪክሰን። ብተወሳኺ እዘን ምምሕዳራት ከተማ ነዞም …

Read More »

ዝበዝሑ ተጓዓዝቲ ሽወደን ብምኽንያት ከባብያዊ ጥዕና ካብ ነፈርቲ ባቡር ምድሪ ከም ዝመርጹ ጋዜጣ Dagens Nyheiter ገሊጻ!!

 ኣብ መጀምርታ ርብዒ ዓመት 2019 መጓዓዝያ ባቡር ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ብ 8 ሚእታዊት ምውሳኹ ብኣንጻሩ መንገዲ ኣየር ብ 5 ሚእታዊት ምጒዳሉ ተገሊጹ’ሎ። እዚ ድማ ኣብ መንገዲ ኣየር ዘይነዓቕ ክሳራ ምውራዱ መንገዲ ኣየር ሽወደን ይሕብር። “ኣብ ዙርያ ክሊማ ዝግበር ዘሎ ክትዓት ኣብ ምጒዳል ስራሕ መንገዲ ኣየር ርኡይ ሽግራት ፈጢሩ’ሎ” ይብል ኣፈኛ እቲ ትካል።

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com