Saturday , April 27 2024

ብዙሓት ምምሕዳራት ሸወደን ሃገዝ መትከሊ እግሪ ይቅጽልኦ!!

ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ንሓደስቲ መጻእቲ እግሪ ቅድሚ ምትካሎም ዝወሃብ ናይ ረድኤት ገንዘብ ይቕጽላሉ ኣለዋ። ጋዜጣ Sidesväskan ኣብ ዘስፈረቶ ጸብጻብ ምምሕዳራት ከተማ Sündpere, Vekkho and Schiflinghe ዝርዝር ናይ ረድኤት ምድላወንን እዚ ድማ ንስደተኛታት ልቓሕ ክረኽቡ ዝሕግዝ ምዃኑን ኣመልኪታ’ላ። “እዚ ነቶም ስራሕን  ካልእ ምንም ምንጪ ኣታዊ ንዘይብሉን ናብዘን ምምሕዳራት ከተማ ንዝመጹ ሓደስትን ዝምልከት እዩ” ይብል ጆሃን ኤሪክሰን። ብተወሳኺ እዘን ምምሕዳራት ከተማ ነዞም ስደተኛታት ብዓቕሞም ስራሕ ከውህባ ዝኽእላ ኲባንያትታ ኣብ ምድላይ ይነጥፋ ከምዘለዋን ሓቢራ። ከምዝፍለጥ ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ንሓደሽቲ መጻእቲ ካብ ቤትጽሕፈት ዕዮ ሓገዝ ክሳብ ዝረኽቡ በብወገነን ሓገዛት ከም ዝገብራሎም ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com