Sunday , May 19 2024

ስፖርት

ሰልፊ ሶሻል ደሞክራት ኣዝዩ ፍቱው ሰልፊ ኰይኑ ዳግም ምቕልቃሉ ይንገር ኣሎ።

ዳህሳስ Demoskop፡ ብብዝሒ ሰዓብቲ ሶሻል ዲሞክራትስ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ይስራዕ ትካል Aftonbladet / Demoskop ካብ ጥሪ 25 ክሳብ የካቲት 5 ዘሎ ግዜ ንብዝሒ ሰዓብቲ ሰልፍታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝግበሮ ዳህሳስ፡ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትስ ነቲ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝኸሰሮ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ቦትኡ ከምዝመለሶ ሓቢሩ። ብዝሒ ሰዓብቲ ናይዚ ሰልፊ ብገምጋም ናይ 1.3% ብምውሳኽ ናብ 24.7% ክብ ኢሉ ይርከብ። ሽወደናዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ብዝሒ …

Read More »

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣትሌት ሮቤል ፍሰሃ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት (doping) ይኽሰስ ።

ወዲ 23 ዓመት ሽወደናዊ ኣትሌት ሮቤል ፍሰሃ ናይ መሐየሊ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ይወስድ ምንባሩ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት እዚ ታሪኻዊ ሻምፕዮና ኣውሮጳ ካብ ውድድር ከም ዝደስከለ ተረጋጊጹ። ንሱ ኣቐዲሙ ብርክት ዝበለ ናይ ነዊሕ ርሕቀት ብ SMSM ን ፊንካምፕን (Finkamp) ውድድራት ምዕዋቱ ይዝከር። ሮቤል ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ውድድራት ሻምፕዮና ኣውሮጳ ዕረፍቲ ወሲዱ ከም ዝጸንሐ ዝዝከር ኰይኑ ኣብቲ ዝተሳተፎ ናይ ኣውሮጳ ሻምፕዮና …

Read More »

ሪያል ሶሰይዳ ብ ክልተ ሾቶታት ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተሓጊዛ ን ሪያል ማድሪዳ ገሊፋታ!!

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ርብዒ ፍጻሜ ኮፓ ዲ ረይ ስጳኛ ሪያል ሶሰይዳ ናብ ሜዳ ሪያል ማድሪድ ከይዳ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ን ርያል ማድሪዳ ብ ክልተ ሸቶታትን ሓንቲ ንቐረብ ዝገበረ ኣሌክሳንደር ኢሳቅ 4 ብ 3 ብምስዓራ ናብ ዝቕጽል ግጥም ሓሊፋ። ኣብዚ ሎሚ ምሸት ድንቂ ጸወታ ዘርኣየሉ ምሸት ካብ ብዙሓት ማእከናት ዜና ከም ጎል ዶት ኮም (Goal.com) ቪያ ፕለይ ሽወደን ብዙሕ …

Read More »

ባርሳ ቅድምን ድሕርን ሜሲ ፍልልይ ምስ ሪያል ማድሪድ።

Read More »

ቆንስል ኣውሮጳ ብ ኣታሓሕዛ ሰደተኛታት ንዴንማርክ ወቒሱ።

ኮሚተ ቆንስል ኣውሮጳ ምክልኻል ስቓይ ዴንማርክ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዘሎ ኲነታት ጠመተ ብምግባር ከተመሓይሾ ጸዊዑ። እታ ኮሚተ እዞም ማእከላት ስደተኛታት ካብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝፍለዩ ከም ዘይኮኑን ኣታሕዛ ስደተኛታት ዝነኣድ ከም ዘይኰነን ኣመልኪታ። ብፍላይ ነቲ ስደተኛታት ሞባይል ከይጥቀሙን ክጥቀሙ እንተተረኺቦም ንክልተ ቕነ በይኖም ክሕየሩን ዝድንግግ ሕጊ እቲ ማእከል ስደተኛታት ብትሪ ነቒፍዎ።፡ ኣብ 2019 እታ ኮሚተ ኣብ ዴንማርክ ዝርከቡ ማእከላት ስደተኛታት ብምብጻሕ …

Read More »

ሽወደን ኣብ ዒራቕ ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይላ ንግዚኡ ከተደስክሎ ምውሳና ተገሊጹ።

ኣመሪካ ንኢራናዊ ኣዛዚ ሰራዊት ቃስም ሱሌይማኒ ዕላማ ዝገብረ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ጥቓ ከተማ ባቕዳድ ድሕሪ ምክያዳ እዩ እዚ ውሳነ ሽወደን ዝመጽእ ዘሎ። “ብምኽንያት ህሉው ኲነታት ኣብቲ ቦታ ክንሰርሕ ኣይንደልን ኢና” ክትብል በዓልቶ መዚ ሓበሬታ ሓይልታት ሽወደን ክሪስቲና ስዋን ሓቢራ’ላ። ኣብ መዓስከር ኣመሪካ ዒራቕ 70 ዝኾኑ ወተሃደራት ሽወደን ነቊጦም ከም ዝርከቡ ዝፍለጥ እዩ።

Read More »

ፈደረሽ ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ብ ጉዳይ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ኣብ ልዕሊ ሩማናይ ዝተዋህበ ውሳኔ ይቓወሞ።

ማሕበር ኲዕሶ እግሪ ሽወደን ብማሕበር ኩዑሶ እግሪ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ሮማንያ ንዝሃበቶ ውሳነ ብምቅዋም ይግባይ ይብል። ሮማንያ ድሕሪቲ ምስ ሽወደን ዝተኻየደ ግጥም ኣብ ልዕሊ ተጻዋታይ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ብዝወረደ ብጒዳይ ዓሌትነት ተኸሲሳ ምጽንሓ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ ማሕበር ኩዑሶ እግሪ ኤውሮጳ ግና ንማሕበር ኲዕሶ እግሪ ሮማንያ ብናጻብምባሉ እዩ ዝላዓለ ቕረትኡ ዘስምዕ ዘሎ። ማሕበር ኲዕሶ እግሪ ሽወደን እዚ ብይን ጌጋ እዩ ብምባል …

Read More »

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ውድድር ሴካፋ ንከንያ ብምስዓር ናብ ፍጻሜ ሓሊፋ።

ብ ኣሰልጣኒ ኣለምሰገድ ኤፍረም እንዳተኣልየት ኣብ ውድድር ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ትሳተፍ ዘላ ዓባይ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሎሚ ሰሉስ ኣንጻር ኬንያ ኣብ ዘካየደቶ ግጥም ፍርቒ ፍጻመ ዋንጫ ሴካፋ ብዘተኣማምን መንገዲ 4 ብ 1 ብምዕዋት ናብ ናይ ፍጻመ ጸወታ ሓሊፋ:: ኣቤል ሰለሙን: ሚኪኤል ሃብተን ሮቤል ኪዳነን ን3 ሸቶታት ኤርትራ ዘመዝገብወን ክኾኑ ከለዉ: ራብዐይቲ ድማ ተጻዋታይ ኬንያ ናብ ገዛእ ልዳቱ ኣመዝጊብዋ:: ሃገራዊት ጋንታ …

Read More »

ሽወደን ብመንገዲ ኤርትራዊ ዝመበቖሉ ንመጀመርያ ግዜ ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ውድድር ጉያ መሮር ኤውሮጳ ኮይና።

ሽወደን ሎሚ ዓመት ብ መንገዲ ኤርትራዊ መበቖል ዘልዎ ሮበል ፍሳሃ ኣብ ውድድር ቻምፒዮን ጉያ መሮር ሃገራት ኤውሮጳ 2019 ብምስታፍ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ታሪኻ ተዓዋቲት ወርቂ ብምዃን ሽማ ደሚቑ። እዚ ወዲ 23 ዓመት ዝኾነ  ሮቤል ፍስሃ ነዚ ኣብ ሃገረ ፖርትጋል ከተማ ሊዝበን ዝተኻየደ ውድድር ጎፖ ብ 29 ደቒቕን 59 ሰኮንድ ንውድድሩ ብመዝዛም ንዑኡን ንሽወደንን ቦኽሪ ታዓወቲ እዚ መድርኽ ዝኾኑ። ኣብዚ ውድድር …

Read More »

ዛላታን ምስ ኢጣልያዊት ክለብ ኤሲ ሚላን ክጻወት ተሰማሚዑ!!

ወዲ 38 ዓመት ሽወደናዊ ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ናይ ሰሪ ኣ ዓዲ ጥልያን ምስ ክለብ ኤሲሚላን ክጻወት ከምተሰማምዔ ሮይተር ሓቢሩ። ዛላታን ካብ ቡዙሓት ክለብ ኢንግሊዝ ጠለባት እዃ እንተመጾ ንሱ ግን ምስታ ካብ 2010 ስጋብ 2012 ዝተጻወተላን ኣብ ዓዘቕትን ዘላ ክለብ እዩ መሪጹ ከም ወትሩ ታሪኽ ንምስራሕ። ዛላታን ምስዛ ኣብ መበል 11 ደርጃ ሰሪ ኣ ተሰሪዓ ዘላ ኤሲ ሚላን ሲጋብ ናይ መወዳኣታ ወቕቲ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com