Sunday , May 19 2024

ፖሎቲካ

ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን ይውስኽ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡ ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን፡ ብ29,953 ከምዝወሰኸ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ስታትስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ካብ ዓመተ 2005 ጀሚሩ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2020 ዝተሓተ ወሰኽ ብዝሒ ህዝቢ ከምዝተመዝገበ ዝዝከር ኮይኑ፡ ምስቲ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ናይዚ ዓመት ዝተራእየ ወሰኽ ህዝቢ ክነጻጸር እንከሎ፡ ብ 5000 ዝተሓተ ምንባሩ ተገሊጹ። ኣብ መፋርቕ ናይ ዓመተ 2020፡ ብዝሒ ህዝበኢ …

Read More »

Harmony Media News 18/08/2021

Read More »

ኢራን: ኣብ ካቡል ዝርከብ ኤምባሲኣ ኣይክትዓጹን እያ

ን ሩስያን ቻይናን ብምስዓብ ኢራን ኣብ ኣፍጋኒስታን (ካቡል) ዝርከብ ኤምባሲኣ ከም ዘይትዓጹ ኣፍሊጣ’ላ። እቲ ኣኽራሪ እስላማዊ ምዃኑ ዝንገረሉ ጒጅለ ጣሊባን ንርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን (ካቡል) ድሕሪ ምቊጽጻሩ ምዕራባውያን ሃገራት ኤምባሲታተን ካብታ ሃገር ከም ዘግዓዛ ዝፍለጥ እዩ።   ፕረሲደንት ኢራን ኢብራሂም ራኢሲ ነታ ደመኛ ጸላኢ ዝበላ ኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን ሓፊራን ተሳዒራን ምውጽኣ ከም ዘሐጐሶ ድሕሪ ምግላጽ ምውጻእ ኣመሪካ ካብቲ ቦታ ኣብቲ ዞባ …

Read More »

ኡጋንዳ: ሕጊ ጎና ክዳን ኣልዒላቶ

ቅዋማዊ ቤት ፍርዲ ኡጋንዳ ከም ኣካል ጸረ-ፖርኖግራፊ ዘተኣታተዎ ደቀንስትዮ ሓጺር ጎና ከይክደና ዝድንግግ ኣዋጅ ከም ዝሰረዞ ተፈሊጡ። ተጣበቕቲ መሰል ደቀንስትዮ ነዚ ውሳነ መሰል ብዓብዪ ሓጎስ ተቐቢለናኦ ኣለዋ።   ብመሰረት እቲ ቤት ፍርዲ እዚ ብ 2014 ዝወጸ ሕጊ ንቅዋም እታ ሃገር ዝጻረር እዩ። ብተመሳሳሊ ንትግባረ እዚ ሕጊ እትከታተል ኮሚተ እውን ከም እትፈርስ ተጌሩ’ሎ።   ብመሰረት እዚ ሕጊ ኲሉ ፖርኖግርፍያዊ እተባህለ ምንቅስቓስ …

Read More »

ፖላንድ: ምስ ቤት ፍርዲ ኣውሮጳዊ ሕብረት ተጸንቢራ

ፖላንድ ንጠለባት ኣውሮጳዊ ሕብረት ብምድናን ነቲ “ቦርድ ዲሲፕሊን” ዝስመ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝርከብ ኣከራኻሪ ኮሚተ ክትዓጹ ምውሳና መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ።   ቤት ፍርዲ ፍትሒ ኣውሮጳ እዚ ቦርድ ምስ ሕጊ ኣውሮጳ ከም ዘይሳነ ብምግላጽ ክፈርስ ጸዊዒ ኔሩ እዩ።   “ፖላንድ ነዚ ሕጋዊ ጽገናታት ብምግባር ስርዓተ ሕጊ ዝሰለጠ ምግባት ክትቅጽለሉ እያ” ክብል መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ’ሎ።   ፖላንድ …

Read More »

ምምሕዳር ባይደን ኣብ ጸሓያዊ ጸዓት: ወፍሪ ክገብር እዩ

 ክሳብ 2035 ኣብ ዘሎ ዓመት ጸሓያዊ ጸዓት ኣመሪካ ካብዚ ዘለዎ 3% ናብ 40% ክብ ክብል ከም ዝኽእል ክፍሊ ጸዓት ኣመሪካ ኣፍሊጡ።   እዚ ማለት ትካላትን ኮምፖነንትን ንምህናጽ ሓድሽ ድጎማ ቀረጽ ክግበር እዩ። ምምሕዳር ባይደን ጸሓያዊ ጸዓት ስራሕ ዝፈጥር ወፍሪ ክሊማ ንምግባር ወፍሪ ጀሚሩ ምህላዉ ትማል ሰሉስ ካብ ዋይት ሃውስ ዝወጸ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።   ጸሓያዊ ጸዓት ኣመሪካ ኣብ ዝቕጽል 15 ዓመታት …

Read More »

ሊንደ . . . ኩሎም ኣባላት ኤምባሲ፡ ናብ ሽወደን ተመሊሶም

ኩሎም ኣባላት ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ ካቡል፡ ናብ ሽወደን ተመሊሶም ከምዘለዉ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ኣን ሊንደ፡ ኣብ ውልቃዊ ሕሳብ ትዊተር ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ትማሊ ሰሉስ፡ ኩሎም፡ 19፡ ኣባላት ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝነበሩ፡ ኣባላት ወጻኢ ጉዳያት፡ ሲዳ፡ ኤሚግሬሽን፡ ፖሊስን FBA ን ናብ ሽወደን ከምዝምለሱ ተገይሩ ኣሎ። ብምልኦም ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ከምዘለዉን፡ ንዝገበርዎ ጻዕሪ ብምምስጋን እንቋዕ …

Read More »

ሩስያ፡ ወግዓዊ ተፈላጥነት፡ ኣብ ቀጺሎም ዝረኣዩ ተግባራቱ ዝምርኮሱ እዮም

ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ ምስ ወኪል ጣሊባን ኣብ ካቡል ድሕሪ ምርኻብ፡ ሩስያ፡ ንመንግስቲ ጣሊባን ኣፍልጦ ንምሃብ ዘሀውኽ ከም ዘይብላ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ሩስያ ነቲ ሓድሽ ዝቐውም መንግስቲ ጣሊባን ኣፍልጦ እትህቦን እትኸልኦን ብተግባሩ እዩ ክብል ሓላፊ ጒዳያት ወጻኢ ሩስያ፡ ዛሚር ካቡሎቭ፡ ገሊጹ ክብል ኤጀንሲ ኢንተርፋክስ ኒውዝ ሓቢሩ’ሎ። ንሱ፡ ጣሊባን ኣብ ዝቕጽል ግዜ፡ ነታ ሃገር ክሳብ ክንደይ ሓላፍነታውያን ኮይኖም …

Read More »

ኣብ ማሌዥያ፡ ዝነበረ መንግስቲ ፈሪሱ

ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ፖለቲካዊ ቅልውላው፡ መንግስቲ ማሌዥያ፡ ናብ ምውዳቕ ገጹ ተገማጊሙ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፡ ሙሕየዲን ያሲን፡ ንንጉስ እታ ሃገር፡ ብዛዕባ ምውዳቕ መንግስቲ ሓበሬታ ምሃቡ ምንጪታት ቤትመንግስቲ ኩዋላ ሉምፑር ሓቢሮም ክብል ተተ ኣቃሊሑ። ሙሕየዲን፡ ብሰኑይ ናብቲ ንጉስ (ሱልጣን) ዓብዱላ ዝርከበሉ ቤት መንግስቲ፡ ክበጽሕ ከም እተራእየ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣረዲኡ። ን 17 ኣዋርሕ ዝጸንሐ መሪሕነት ሙሕየዲን፡ ብሕድሕዳዊ …

Read More »

ካሜሩን፡ ብሰንኪ መሬት ዝሰዓበ ምስሕሓብ፡ ብዙሓት ሰባት ይስደዱ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብውሕዱ 10 ሽሕ ሰባት ካብ ካሜሮን ናብ ጫድ ከም እተሰደዱ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ትተተ ሓቢሩ። ጠንቂ ናይዚ ስደት፡ ብሰንኪ ኣብ ውነና መሬትን ሃብቲ ዓሳን እተላዕለ ግጭት ምዃኑ ተገሊጹ’ሎ። ዝበዝሑ ካብዞም ስደተኛታት፡ ቆልዑን ደቀንስትዮን እዮም። ኣብዚ ኣብ ሰሜን ካሜሩን ዝተኸስተ ግጭት፡ ዓሰርተታት ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ብዙሓት ድማ ቆሲሎም ኣለዉ። ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ መንጐ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com