Monday , May 20 2024

ዜና

News Magazine ዜና መጽሄት -07-07-2023

Read More »

ክሪስተርሾን ዝመጽእ ሰኑይ ምስ ዔርዶጋን ክራኸብ እዩ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሾ ቅድሚ ኣብ ቪልኒየስ ዝካየድ ዋዕላ ኔቶ፥ ምስ ፕረዚደንት ቱርክ ረሲፕ ጠይብ ዔርዶጋን ብዛዕባ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ንምዝታይ ዝመጽእ ሰኑይ ክራኸቡ እዮም። ዋና ጸሓፊ ኔቶ የንስ ስቶልንበርግ ድሕሪ ኣኼባ ወከልቲ ሽወደን፡ ቱርክን ፊንላንድን ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝሃቦ መደረ፡ ሽወደን ምስ ቱርኪ ዝኣተወቶ ውዕል ዝፈጸመት ከም እትመስል ገሊጹ። ሃንጋሪን ቱርኪን ክሳብ ሕጂ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብቲ …

Read More »

ሆላንድ፡ ተማህሮ ኣብ ክፍሊ ሞባይል ካብ ምጥቃም ክእገዱ እዮም።

ን ሞባይል ሓዊሱ፥ ካልኦት ኣብ ክፍሊ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን መስርሕ ዝዕንቅፉ ንብረታት ክእገዱ ምዃኖም መንግስቲ ሆላንድ ኣፍሊጡ። እዚ ተበግሶ ምስ ኣብያተ ትምህርቲ ብምትሕብባር ዝተኣታተወ ኮይኑ፡ ኣብ ምጅማር ዝመጽእ ዓመት ተግባራዊ ክኸውን እዩ። እዚ ክልከላታት ብሕክምናዊ ጠለብ ወይ ብምኽንያት ስንክልና ግድን ክሕዝዎ ንዘለዎም ተማሃሮ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዲጂታላዊ ክእለት ንዘተኮረ ትምህርቲታት ኣይምልከትን እዩ። እቲ እገዳ ክሳብ ሕጂ ሕጋውንት ኣይለበሰን ኣሎ፥ ካብ ብምጅማር …

Read More »

ፊንላንድ፥ ኣማኢት ሰነዳት ዘይብሎም ዒራቓውያን ብግዴታ ናብ ዒራቕ ክግዕዙ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ።

ኣማኢት ሰነዳት ዘይብሎም ወጻእተኛታት ካብ ፊንላንድ ክስጐጒእ ከም ዝኽእሉ ሄልሲንጊን ሳኖማት ሓቢሩ። ሄልሲንጊን ሳኖማት ዝሓለፈ ሰኑይ፥ ብዛዕባ ሓደ ኣብ ፊንላንድ ንሸሞንተ ዓመታት ዝተቐመጠ፥ እንተኾነ ግና ናይ ዕቚባ ሕቶኡ ስለ እተነጽገ ናብ ዒራቕ ክግዕዝ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ፖሊስ ዝርከብ ዒራቓዊ ሓደ ጸብጻብ ኣቕሪባ ኔራ። እዚ ሰብኣይ ሕጋዊ ሰነዳት ዘይብሉ ብምዃኑ እቲ ምስጓጒ ኣብ ዝቕጽላ ክፍጸም ይኽእል'ዩ ተባሂሉ’ሎ። እቲ ሰብኣይ ነቲ ምስጋኡጒ …

Read More »

ዝበዝሑ ኖርወጃውያን ስቓይ ኣብ ዝበዝሖ ሕማም ብሓገዝ ሓኪም ዝፍጸም ሞት ይድግፉ።

70 ሚእታዊት ካብ ኖርወጃውያን፥ ስቓይ ኣብ ዝበዝሖ ሕማማት ብሓገዝ ሓኪም ዝፍጸም ሞት ከም ዝድግፉ ሓደ መጽናዕቲ ሓቢሩ። እንተኾነ ግና እዚ ኣብ ኖርወይ ብሕጊ ስለ ዘይጸደቐ፡ ዘይምሕር ግና ኣሳቓዪ ሕማቕ ዘለዎም ሰባት ብሓኪም ተሓጊዞም ንኽሞቱ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክገሹ ጸኒሖም ኣለዉ። መራሒት ትካል “መሰል ክቡር ሞት” ኣና ኪራህ ካብ ውልቃዊ ተመኲሮኣ ብምብጋስ ፡ ሕጂ ኣብዚ ጉዳይ ሓድሽ ህዝባዊ ክትዕ ክለዓዓል ትደሊ …

Read More »

ን ሰልፊ PKK ብምምዋል እተኸሰሰ ሰብ ሎሚ ክፍረድ እዩ።

  ቤት ፍርዲ ስቶክሆልም ሎሚ፡ ኣብ ልዕሊ’ቲ ብፈተነ ምጭብርባር፣ ጥሕሰት ሕጊ ብረት፥ ከምኡ’ውን ን ግብረሽበራዊ ጉጅለ PKK ብምምዋል ዝተኸሰሰ ሰብ ፍርዳዊ ውሳነ ክህብ እዩ። እቲ ሰብኣይ ገበነኛ ኮይኑ እንተተረኺቡ ናይ ማእሰርቲ ግዜ ምስ ፈጸመ ናብ ቱርኪ ኣሕሊፉ ክወሃብ ዓቃቢ ሕጊ ሕቶ ኣቕሪቡ’ሎ። ይኹን ጠበቓ ተኸሳስይ ነቲ ክሲ ድሕሪ ምንጻግ፡ እቲ ሰብኣይ ናብ ቱርኪ እንተተስተሊሙ ኽሳቐን ሕማቕ ኣተሓሕዛ ክግበረሉን ስለ ዝኽእል …

Read More »

ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ 06-07-2023

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባይደን ብዛዕባ ኔቶ ዘትዮም።

SWEDEN USA

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሶን ትማሊ ረቡዕ ምሸት ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ብምርኻብ ሽወደን ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ኔቶ ብዛዕባ እትኣትወሉ ጒዳይ ኣመልኪቱ ተዘራሪቡ። እዚ ኣኼባ ኣብ መስርሕ ምጽንባር ኔቶ ንሽወደን ሓድሽ ጸዓት ክህብ ከም ዝኽእል፥ ኣብ ኣሜሪካ ናይ ዝርከብ “ትካል ምምኻር ኣትላንቲክ ካውንስል” ዳይረክተር ሰሜን ኤውሮጳ ዝኾነት ኣና ዊስላንደር ገሊጻ’ላ። እዚ እናኾነ ሽወደን ዘእተወቶ ሕቶ ኣባልነት ኔቶ፡ ን ዝመጽእ …

Read More »

ፖሊስ ሽወደን ቅዱሳት መጻሕፍቲ ንምንዳድ ፍቓድ ዝሓትት መመልከቲ ይበጽሖም

ፖሊስ ሽወደን፥ ቅዱሳን መጻሕፍቲ ዝቃጸሉሉ ሰልፍታት ንምክያድ ፍቓድ ዝሓትት ሰለስተ ሓደስቲ መመልከቲታት ከም ዝበጽሖም፥ ኣገልግሎት ዜና ቴሌቪዥን ሽወደን ሓቢሩ። ክልተ ካብቶም መመልከቲታት ኣብ ስቶክሆልም ሰልፊ ክካየድ ዝሓቱ ክኾኑ እንከለዉ፡ እቲ ክላእ ድማ ኣብ ሄልሲንግቦርግ ደቡባዊ ሽወደን ንምክያድ ዝተወጠነ እዩ። ኣብዞም ሰልፊታት ሓደ ሰብ ዝመጽእ ቀዳም፥ ቅዱሳት ጽሑፋት ኣይሁድ ዝኾነ ኦሪትን ክርስትያናዊ መጽሓፍ ቅዱስን ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ እስራኤል ከቃጽል ፍቓድ ክወሃቦ …

Read More »

“ሰፊሕ ክፋል ሰራዊት ሽወደን ንኔቶ ክቐርብ እዩ”–ሚኒስተር ሽወደን።

ኣብ ኣህጒር ኣውሮጳ ሰፊሕ ግጭት ይረኣየሉ ኣብ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን፥ ሽወደን ገዚፍ ክፋል ካብ ሰራዊታ ብቐጥታ ብኔቶ ክእዘዝ ንምፍቃድ ድልውቲ ምህላዋ ሚኒስተር ምክልኻል ሽወደን ፓል ጆንሰን ገሊጹ። ሰራዊት ሽወደን ብኔቶ ንኽእዘዝ ድሉው ምግባር ሽወደን ኣብቲ ውድብ ዘለዋ መትከላዊ ደገፍ ዘደልድል እዩ ክብል ጆንሰን ወሲኹ ሓቢሩ። ኣባል ሃገራት ዝተፈላለየ መጠን ሰራዊት ናብ ኔቶ ክፉት ከም ዝገበራ ዝገለጸ ጆንሰን፡ ሸወደን ግና …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com