Friday , May 17 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

Harmony Media News 17/11/2021

Read More »

ኬንያ ኣብ ተጠንቀቕ

ኬንያ ኣብ ተጠንቀቕ።   ኣብ ኡጋንዳ ትማሊ ድሕሪ ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ወኪል ጸጥታ ኬንያ ኣብ ተጠንቀቕ ምህላዉ ተገሊጹ። ዜጋታት ንዝጥርጥርዎ ክከታተሉን ነቒሖም ክሕክዉን ኣፈኛ መንግስቲ ኬንያ ሲሪስ ኦጉና ኣተሓሳሲቡ’ሎ። ኣቐድም ኣቢሉ ሰለስተ ብግብረሽበራ ዝተኣስሩ ሰባት ካብቲ ካብ ናይሮቢ ውጽእ ኢሉ ዝርከብ ጽኑዕ ቤት ማእሰርቲ ከም ዘምለጡ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዩ። ትማሊ ኣብ ኡጋንዳ ሰለስተ ሰባት ብዘካየድዎ ነፍሰ ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ምፍንጃር …

Read More »

ትግራዎት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ መደብ፡ ደው ኢሉ

ትግራዎት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ዝነበረ መደብ፡ ንግዝይኡ ደው ኢሉ ከምዘሎ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን ገሊጹ። በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ነዚ ውሳኔ ዝወስድ ዘሎ፡ ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራዎት ዝወርድ ዘሎ ግህሰት ሰባኣዊ መሰላትን ዓመጽን ምርኩስ ብምግባር ምዃኑ ገሊጹ። ጸጥታዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፡ ሕማቕን ኣሻቓልን ኣንፈቱ ንምልላይ ዘጸግምን እናኾነ ይኸይድ ከምዘሎ እቲ በዓል መዚ ገሊጹ። ብመሰረት ዝሓለፈ ሰሙን ዝተረኽቡ …

Read More »

Harmony Media News 15/11/2021

Read More »

Harmony Media News 12/11/2021

Read More »

ስደተኛታት ዘድሓነት መርከብ፡ ኣብ ወደብ ሲስልያ፡ ንኽትዕሽግ ፍቓድ ረኺባ

ብ ሲ-ኣይ 4 (Sea-Eye 4 ) እትፍለጥ ጀርመናዊት ናይ ሂወት ኣድሕን መርከብ፡ ኣብ ወደብ ትራፓኒ፡ ሲስልያ፡ እዛ መርከብ፡ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፡ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝኣከበቶም (ዘድሓነቶም) ልዕሊ 800 ስደተኛታ ዝጸዓነት እያ። እዛ መርከብ፡ ካብ ዝሓለፈ ሓሙስ ጀሚራ፡ ትዕሽገሉ ወደብ ከተናዲ ድሕሪ ምጽናሓ፡ መንግስቲ ጣልያን ኣብ ወደብ ትራፓኒ ንኽትዕሽግ፡ ትማሊ ቀዳም፡ ፍቓድ ከምዝሃባ ጀርመናዊ ማሕበር ምትሕግጋዝ ሲ-ኣይ ገሊጹ። ዝበዝሑ ካብቶም ስደተኛታት፡ …

Read More »

ሓንቲ ዓለም …. ብ ኣማኑኤል ሳህለ …. መሰል ወድሰብ ….ቀዳማይ ክፋል

ንምዃኑ ወድሰብ: መሰል ዚብሃል ኣምር ካበይ ዘምጽኦ እዩ? ኣለዎ ድዩኸ? መን ዝሃቦ? ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ በረኻታትን ጫካታትን ኪነብር ከሎን ነንሓድሕዱ ድማ ከም ኣራዊት ኪባላዕ ከሎን እቲ ብሓይሉ ንኹሉ ዘሰነፈ ሰብ እዩ መሰል ዚብሃል ኣምር ኪፈጥር ዝኸኣለ። ናይ ባዕሉ መሰል። መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ ማንም ከይትክፈኒ ይብል ነይሩ። ሻማን ዚብሃሉ መራሕቲ ማሪታዊ ሃይማኖት ድማ እቲ መራሒ ካብ ኣምላኽ እተቐበሎ ምሉእ ናይ …

Read More »

ኢትዮጵያ፥ ኣንጻር ሰራዊት ትግራይ: ቃልሳ ከም እተሐይል ትገልጽ 

ኢትዮጵያ፡ ነቲ ተዂሲ ደው ክብል ዝጽውዕ ዓለምለኸ ጻውዒት ንጎድኒ ብምግዳፍ፡ ኣንጻር ሰራዊት ትግራይ እተካይዶ ቃልሲ ክትቅጽሎ ምዃና ገሊጻ። ናይ ህላወ ቃልሲ ኢና ነካይድ ዘለና ዝበለ እቲ መግለጺ፡ ዝኾነ ናይ ወጻኢ ምትእትታው ኢድ ደው ኣየብለናን እዩ ኢሉ። ሃገራት ኣፍሪቃ፥ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ኣመሪካን ተኹሲ ክቋረጽን ሰላማዊ ዘተ ክካይድን ጻውዒት ኣቕሪቦም ኣለዉ። ነዚ ዕላማ ተባሂሉ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፡ ጀፍሪ ፈልትማን፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ …

Read More »

ኢራን: ንውዕል ኑክሌር: ኣብ ዝስዕብ ሳምንታት ክትቕጽሎ እያ 

ኣብ 2015: ኣብ መንጐ ኢራንን ሽዱሽተ ሃገራትን ንዝተኸተመ ውዕል ኑክሌር ንምብርባር ዝዓለመ ዘተ: ኣብዚ ወርሒ ክበራበር እዩ ተባሂሉ። መንግስቲ ኢራን: ኣብ 29 ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ ኣብ ቪዬና ክራኸብ ድሉው ምህላዉ ዋና ተዛታዪ: ዓሊ ባቐሪ ካኒ: ገሊጹ’ሎ። ኣኽራሪ መርገጺ ከም ዘለዎ ዝንገረሉ ፕረዚደንት ኢራን ስልጣን ካብ ዝጨበጠሉ ዕለት ኣትሒዙ: እዞም ዘተ ደው ኢሎም ምጽንሖም ዝፍለጥ እዩ። ኣብ እዋን ፕረዚደንትነት ዶናልድ …

Read More »

190 ሃገራትን ውድባትን: ከሰል ከይጥቀማ ይመባጸዓ

ኣብ ዓለምና ከሰል ብብዝሒ ካብ ዝጥቀማ ሃገራት ዝኾና ፖላንድ፥ ቬትናምን ቺለን ሓዊስካ 190 ሃገራትን ውድባትን ነዚ ኣገባብ ክሓድጋ ከም እተመባጸዓ ዋዕላ COP26 ዘአንግድ ዘሎ መንግስቲ ብሪጣንያ ኣፍሊጡ። እዘን ሃገራት ኣብ ከሰል ዝገብራኦ ሃገራዊን ኣህጒራዊን ወፍሪ ከቋርጻ ቃል ኣትየን ኣለዋ። “ዓለምና ንጒዳይ ከሰል ዓጽያ ብጽሩይ ጸዓት ዝዝወር ቊጠባዊ ረብሓ ኣብ ምንዳይ ምትኳራ ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ትኸይድ ምህላዋ ዘርኢ እዩ” ክብል ጸሓፊ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com