Saturday , May 18 2024

ውህደት

ዓመጽ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ናይ ቀረባ መዛምድን

ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ናይ ቀረባ መዛምዲ ማለት፡ ንናይ ቀረባ ሰብካ ምዕማጽ ኮይኑ፡ ብሓይሊ ብምቊጽጻር፡ ብማህረምቲ ወይ ብምፍርራህ ሓይልኻ ምጥቃም ክካየድ ይኽእል። ኣብ ሽወደን፡ ኣንጻር ካልኦት ሰባት ዝቐንዐ ጎነጽን ፈኸራን ምጥቃም ክልኩል እዩ። ከምዚ ምግባር፡ ’ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ናይ ካልኦት ሰባት’ ስለዝኾነ ርእሱ ዝኸኣለ ገበን እዩ። ኣብ ስድራቤት ዓመጽ ምጥቃም’ውን ብሕጊ ክልኩል እዩ። ኣብ ልዕሊ ናይ ቀረባ መዛምዲ(Våld i nära relationer) …

Read More »

ትርጉም ቀለቤት

ጽባቐ ተፈጥሮና ንምድማቕ ዝተፈላለዩ መመላኽዒታት ንጥቀም ኢና። ካብዞም መመላኽዒታት ኣብ ዝበዝሐ ሕብረተ-ሰብ ዝዝውተር ካትም ወይ ናይ ኣጻብዕቲ ቀለቤት እዩ። ነዚ ኣብ ኣጻብዕቲ ኢድና እንገብሮ ካትም፡ ሰባት በብባህሎምን ሃይማኖቶምን ነናቶም መግለጺታት ይህብዎ እዮም። ካብዚ ተበጊሶም ድማ ሓደ ሰብ ንዝወደዮ ካትም ትርጉም እናሃቡ፡ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዝርከብን እንታይ ዝምድናታት ከምዘለዎን ይፈልጡ። ትርጉም ናይ ኣጻብዕቲ ቀለቤት ካብ ናይ ቀደም ታሪኽን ባህልን ዝመጸ’ዩ። ክሳብ’ዚ …

Read More »

ዋሕዲ ኣቓልቦ ወይ ዘይንቡር ዋዒ ኣብ ህጻናት/ADHD

ADHD ኣሕጽሮተ ቃል ናይ ዋሕዲ ኣቓልቦ ወይ ዘይንቡር ዋዒ ማለት እዩ። ኣብ ምሉእ እዚ ጽሑፍ እዚ ኣሕጽሮተ ቓል ADHD ክንጥቀም ኢና። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ADHD ዘለዎ ናይ እቓልቦ ጸገም፡ ዘይንቡር ዋዒ; ምርባሽ ወይ ልዑል ኣካላዊ ምንቅስቓስ ቀጻሊ ዕረፍቲ ዘይምህላው፡ ህዉኽ ግብረ መልሲ ምሃብ የርኢ። መብዛሕትኡ ግዜ ADHD ኣብ ዕድመ ቁልዕነት እዩ ዘጋጥም። ኣከባቢን ተወርሶ ካብ ስድራቤት ልዑል ADHD ናይ ምምዕባል …

Read More »

ክልተ ሰባት ዕውታት ሽልማት ኖቤል ስነጹሑፍ 2019 ኮይኖም ተረቚሖም!!

ኣብ ከተማ ስቶኮልም ሸወደን ዝካየድ ዘሎ ምዕዳል ስነስርዓት ሽልማት ኖቤል 2019 ትማሊ ክልተ ዕውታት ስነ ጽሑፍ ዓዲሉ ኣሎ። በዚ መሰረት ዕዉት ኦውስትርያዊ ፒተር ሃንድክን ብዘቕረቡ ብ ረቒቕ ኣጸሓሕፋ ቛንቛ ብምጥቃም ጽልዋ ኣብ ስነጽሑፍ ብምፍጥሩ ነዚ ሽልማት ክበቕዕ ከሎ  ፓላንዳዊት ኦልጋ ነቲ ዓሚ ዘይተዋህበ ናይ 2018 ሽልማት’ያ ተዓዊታ። እቲ ኣብዚ ዓመት ክዕወት ትጽቢት ተገይሩሉ ዝነበረ ፍሉጥ ኣፍሪቃዊ ጸሓፊ ኬንያዊ ንጉጊ ዋ …

Read More »

ንባብ መግቢ ናይ ኣእምሮ እዩ

ኣብ ህይወትና ብዙሓት ነገራት ከም ምርጫ ወሲድና ከነተግብሮም ንረአ ኢና። ነቲ ምርጫ ምውሳድናን ዘይምውሳድናን ከኣ፡ ብመጠን’ቲ ድሒሩ ዘስዕቦ ሳዕቤን እዩ ዝዕቀን። እቶም ብዘይ ምትግባርና ክቦኽሩና ወይ ክጎድሉናን ክጎድኡናን ዝኽእሉ ነገራት ከኣ ናይ ግድን ክንወስዶም ዝግባኣና ኣማራጺታት ይኾኑ። ሓደ ካብኦም ከኣ ምንባብ እዩ። ንባብ መግቢ ናይ ኣእምሮ እዩ ይበሃል እንተሎ፡ ንኹሉ ሰብ ብማዕረ ከም ዝምልከቶን ከም ዘርብሖን እዩ ዝሕብረና። ኣብዛ ዓለም …

Read More »

ህዝብታትን ባህሊታቶምን

ሓደ ካብ ጽቡቕ ባህሊ ጃፓናውያን፡ ብሕጊ ተቐይድካ ምኻድን ምክብባርን’ዩ። ጃፓን ኣብ ትምህርቲ ልዑል ወፍሪ ብምግባር፡ ካብ ሓንቲ ብኲናት ዝዓነወት ሃገር ናብ መሳርዕ ምዕቡላት ሃገራት ተሰሪዓ እያ። ማእከላት ትምህርቲ ጃፓን ኣካዳሚያዊ ኣፍልጦ ጥራይ ዘይኮነ፡ ተማሃራይ ክብርታት ሕብረተ-ሰቡ ዝቐስመለን ማእከላት’የን። ኣብ’ታ ሃገር ካብ ቅድሚ 10ታት ዓመታት ዝጀመሩ፡ ከም ልምድን ባህልን ዝሰረጹ መዓልታዊ ንጥፈታት በቶም ተማሃሮ ይካየዱ እዮም። መማህራን ጃፓን፡ ኣብ ሕብረተሰቦም ልዑል …

Read More »

ዋጋታት ትኬት SL መጛዓዓዝያ ከተማ ስቶኮልም ካብ ወርሒ ጥሪ ከምዝውስኽ ተገሊጹ።

ካብ ዝመጽእ ሓዱሽ ዓመት 2020 ጀሚሩ ብ40 ክሮነር ኣብ ወርሓዊ ካርድ SL ከተማ ስቶኮልም ማለት 930 ክሮነር ን ወርሓዊ ካርድ  ከምዝኸውን መርበብ ሓቤረታ ስቫኒስክ ዳግብላደት ገሊጻ። እዚ ወስክ ኣብ ሰለስተ ክብረ በብዓመት ዝውስኽ ኮይኑ ስጋብ 2022 ዝቕጽል እዩ። እቲ ቀዳማይ ወስኽ ኣብ ጥሪ 2, 2020 ብ 40 ክሮነር ብምውሳኽ ዋጋ ወርሓዊ ካርድ SL 930 ክኸውን ከሎ እቲ ካልኣይ ስልሳይ ድማ …

Read More »

ፍልልያትና ዝፈጥሮ ፍሉይነት ህይወት

ኵልና ሰባት ዝተፈላለና ኴንና ምፍጣርና ጣቋ ኣለዎ። መልክዕና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ባህሪና፡ ትሕዝቶና፡ ኣተሓሳስባናን ኣረዳድኣናን፡ ድሌታትናን ሕልምታትናን ወዘተ ዝተፈላለየ ምዃኑ ከኣ’ዩ ንዓለም መቐረት ዝህባ። ሓደ ዓይነት ነይርና እንተ ንኸውን፡ ዝተፈላለዩ ነገራት ክንርኢ፡ ክንስምዕን ክንምኮርን ፍጹም ኣይምኸኣልናን። ዓለም መለሳ ዘይብላ ሓደ ዓይነት ኮይና ከኣ፡ መቐረታ ሃሲሱ ዕምራ ምሓጸረ። የግዳስ ነዚ ሓቂ ብምጒሳይ ሰባት ልክዕ ከማና ክኾኑ ወይ ከኣ ልክዕ ንካልኦት ክንመስል ክንጽዕር …

Read More »

ብዛዕባ ሽወደን

Read More »

ሂሞግሎቢን ንምውሳኽ ዝሕግዙና መግብታት

ኣይረን፡ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ መኣዛታት ናይ ነብስና እዩ። እዚ ማለት፡ ሂወትና ብዘይ ኣይረን ክትነብር ኣዝዩ ኣጸጋሚ ይኸውን። ኣይረን፡ ነቲ ቀንዲ ትሕዝቶ ናይ ደም ዝኾነ ሂሞግሎቢን ይፈጥር። ሂሞግሎቢን፡ ኣብ ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ዝርከብ ባእታ እዩ። እዚ ባእታ’ዚ ንደምና ቀይሕ ሕብሪ ከም ዝህልዎ ይገብር። ከምኡ’ውን ማይን ኦክስጅንን ኣብ ኩሉ ኣካላትና ንኽዘውር ይሕግዝ። ስለዚ እምበኣር፡ ዋሕዲ ሂሞግሎቢን ምስ ዝህልወና እቶም ኣብ ደም …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com