Saturday , May 4 2024

ውህደት

ዓለምለኻዊ መዓልቲ ቡን

ሎሚ  1 October ዓለምለኻዊ መዓልቲ ቡን እዩ ፡ ኣብ  ሽወደን 29 september .ቡን ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ከፋ ኣብ ዝተባህለ ከተማ ብሓደ ጓሳ ከምዝተረኸበ ይፍለጥ። እቲ ኮፊ ዝብል ሽም ድማ ካብ ከፋ ዝብል ቃል ከምዝረኣመ ይፍለጥ። ብደረጃ ዓለም ምሒር ሰተይቲ ቡን ተባሂሎም ዝፍለጡ ህዝብታት ፊንላንድ፡ ኖርዌይ፡ ኣይስላንድ፡ዴንማርክን ኔዘርላንድስ ምኳኖም wikipedia ብተርታ ይጠቅስ።

Read More »

ወርሒ ጽገረዳ

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ ጥቅምቲ ኣፍልጦ ሕማም መንሽሮ ጡብ ንምዕባይ ጎስጓስ ዝኻየደሉ ወርሒ ኾይኑ ይዝኸር። ወርሒ ጥቅምቲ ምስዚ ብዝተሓሓዝ ወርሒ ጽገረዳ ተባሂሉ’ውን ይጽዋዕ።

Read More »

ናይ’ቲ ቈልዓ ድሕነት

ብዛዕባ ናይ’ቲ ቈልዓ ድሕነት ምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ። ውላድኪ ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ንዘሎ ተኽእሎ ክንክዮ ይኽእል እዩ። ቈልዑ ኣብ ማይ ቈልዑ ብዝቐልጠፈ ምሕንባስ ክምሃሩ ኣገዳሲ እዩ። ቈልዑ ኣብ ማይን ጃልባን ክህልዉ ኸለዉን ኣብ ገምገም ባሕሪ ክጻወቱ ኸለዉን መንሳፈፊ ጃኬት ክወድዩ ኣሎዎም። እቲ ሓደጋ ግን ዋላ ኣብ ክፍሊ መሕጸቢ ሰብነት ኣብ ገዛ እውን ኣሎ። ቁሩብ ሰንቲ ሜተር ማይ እኹል ክኸውን ይኽእል እዩ። …

Read More »

ምኽሪ ንዓበይቲ ብዛዕባ ጥዕና

ብዙሓት ኣባጽሕ፡ ውሕድ ዝበለ ጽዑቕ ስብሒ (mättat fett) እንተ ዝምገቡ፡ ጽቡቕ ጥዕና ምሃለዎም። ጽዑቕ ስብሒ፡ ኣብቲ ካብ እንስሳታት ዝስራሕ መግቢ ይርከቡ። ንኣብነት፡ ካብ ሓፊስ ጸባ: ርግኦ: ጠስሚ: ፎርማጆ: ስቡሓት ፍርያት ስጋ: ስብቆ: ጀላቶን ችኮላታን። ካብ ገለ-ገለ ኣትክልቲ ዝወጹ ቅብኣታት፡ ንኣብነት ከም ዘይቲ ዓካትን ስየን (kokos- och palmolja)’ውን ይርከብ’ዩ። ጽዑቕ ስብሒ፡ ሕማማት ልብን ሻምብቆታት ደምን ናይ ምሕማም ሓደጋ ከዛይድ ይኽእል’ዩ። ዘይጽዑቕ …

Read More »

ኣካይዳ ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራሲ ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ስደተኛታት ምውጻእ እዩ ክትብል ሓንቲ ሽወደናዊት ጋዜጠኛ ኣቃሊዓ።

ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራሲ ኣጋውሉ ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ስደተኛታት ምውጻእ እዩ ክትብል ሓንቲ ሽወደናዊት ጋዜጠኛ ኣቃሊዓ። ብርክት ዝበሉ ኣባላት ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራሲ፥ እንተላይ ሚኒስተር ሲቪላዊ ጒዳያት ኣርዳላን ሺካራቢን ኣማኻሪ ኤስኪልስቱና ጂሚ ጃንሰንን ኣብ ቀረባ እዋን ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ኣብ ልዕሊ ስደት ክግብር ምጽውዖም ተፈሊጡ። ጋዜጣ ፎከስ ኣብ ዘውጽኣቶ ስፍሕ ዝበለ ጸብጻብ ላዕለዎት ሰብ መዚ እቲ ሰልፊ ነዚ ኣካይዳ ዘለዎም ደገፍ ምግላጾምን …

Read More »

ልዑል ትሕዝቶ ፖታሽዩም ዘለዎም መግብታት

ልዑል ትሕዝቶ ፖታሽዩም ዘለዎም መግብታት ጥቐሱ እንተንበሃል፡ መብዛሕትና ኣብ ሓንጎልና ብቐዳምነት ዝመጻና ባናና ኢዩ። ብርግጽ ባናና ልዑል ትሕዝቶ ፖታሽዩም ኢዩ ዘለዎ። ንዕኡ ጥራይ ስለ እንፈልጥ ኢዩ’ምበር ትሕዝቶ ፖታሽዩም ዘለዎም መግብታት ሓያሎ ኢዮም። ነዚ ዝቕጽል ጽሑፉ ምስ እነንብብ እምበኣር፡ ኣብ ቀረባና ካብ እንረኽቦም መግብታት ሓያሎ ልዑል ትሕዝቶ ፖታሽዩም ዘለዎም ከም ዘለዉ ክንፈጥ ክሕግዘና ኢዩ። እዞም መግብታት ኣብ ስሩዕ ኣመጋግባና ምስ እነዘውትሮም …

Read More »

ብዛዕባ ሽወደን

Read More »

ሞጎሳን መቅጻዕትን ንቆልዑ

ቖልዑ ጹቡቕ ዝኮነ ጠባይ ኣብ ዘንጸባርቐሉ ብጉቡእ ኪንምግሶም ይግብኣና ብተወሳኪ ኩሙ እይነት ጠባይ ቐጻሊ ንከንጻባሪቁ ከነተባብዕም ኣሎና። ብኣንጻሩ እንተ ዲኣ ዘይስነ ምግባራዊ ወይ ገጋ ዝኮነ ጠባያት ኣንጸባሪቆም ኪንእርሞምን ኪንቀጽዕምን ይግብኣና። ግን ከመይ ገርና ኣገባብ ዝሓለወን ዝበለጸን መንገድታት ሞጎሳ ወይ መቕጻዕቲ ነተግብሮም። ሞጎሳ ንቆልኡ ኣብ ሓፈሻዊ ዕበት ናይ ቆልዑ ሞጎሳሳ ወይ ኣድናቆት ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። ከምኡ እዉን ናይ ቖልዑ ኣእምሮ ንሞጎሳ …

Read More »

ካብ ጥቕምታት ማይ

=> እኹል ማይ ምስታይ ኣብ ኣካላትና ብባክተርያ ክፍጠር ንዝኽእል መርዚ ወይ ብከላ ብመልክዕ ሽንትን ቀልቀልን ንደገ ንኽወጽእ ልዑል ተራ ኣለዎ። ኲሊት፡ ነቲ መርዚ ካብ ደምና ኣብ ምውጻእ ሓያል ጻዕሪ ተካይድ’ኳ እንተኾነት፡ እኹል ማይ እንተዘይሰቲኻ ግና፡ እቲ ብኩሊት ዝተኣከበ መርዚ ብመልክዕ ሽንቲ ንደገ ክወጽእ ዘለዎ ተኽእሎ ከምቲ ዝድለ ከም ዘይከውን ኢዮም ክኢላታት ዝምዕዱ። 95 ሚእታዊት ካብ ሽንቲ ትሕዝቶኡ ማይ ክኸውን እንከሎ፡ …

Read More »

ምሕጻብ ኣስናን

ጥዑያት ኣስናንን ኮራርምትን ንጥዕናኻ ኣዝዮም ኣገደስቲ እዮም። መግቢ ብግቡእ ንምሕያኽን ብቐሊሉ ንምውሓጥን ጥዑያት ኣስናንን ኮራርምትን የድልዩኻ። ነፍስወከፍ መዓልቲ ኣስናንካ፡ ኮራርምትኻ፡ ግርጻንካን መልሓስካን ኣስናን፣ ኮራርምቲ፥ ግርጻንን መልሓስን ኣጽርዮ። ብኸምኡ ከኣ ብሱዓት ኣስናን/ብኽባዀን ዝነድረ ግርጻንን ኣይህልወካን። ብሓደ ኣስባስላ-ስኒ ወይ ሓደ ኤለክትሮኒካዊ ኣስባስላ- ስኒ ሕጸቦ። ክልተ ግዜ ኣብ መዓልቲ ንክልተ ደቓይቕ ኣስናካን ኮራርምትኻንሕጸቦ። ናይ ስኒ ብዕካኽን ትርፍራፍ ናይ መግብን እለዮ። ብዕካኽ ስኒ ብዙሓት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com