Saturday , May 18 2024

ውህደት

ልዕሊ 65 ዓመት እንተ ኾንካ

ዕድሜኻ ልዕሊ 65 ዓመት እንተ ኾይኑን ደጊም ክትሰርሕ ዘይትደሊ ወይ ዘይትኽእል እንተ ኾንካን፡ ካብ ብዓል መዚ ጥሮታ ቍጠባዊ ሓገዝ ክትሓትት ትኽእል ኢካ። እዚ ጥሮታ ምውጻእ ይብሃል። ቍጠባ ሓገዝ ካብ ብዓል መዚ ጥሮታ ካብ ብዓል መዚ ጥሮታ ኣየናይ ዓይነት ቍጠባዊ ሓገዝ ከምትረክብ በዚ ዝስዕብ ዝተሞርኮሰ እዩ፡ ኣብ ሽወደን ዝተቐመጥካሉ ንውሓት ግዜ። እዚ ዝተቐመጥካሉ ግዜ (bosättningstid) ይብሃል።ከም ስደተኛ መጠን መንበሪ ፍቓድ ተዋሂቡካ …

Read More »

ሙዚቃን ዝኸርታቱን

ሙዚቃ ብዝኽሪ ንድሕሪት ሒዙካ ዝውንጨፍ ሮኬት’ዩ። እዚ ማለት ከኣ፡ ቅጽበት፡ ዝኽሪታትካ ዝቕስቅስ ሓይልን መልእኽትን ኣለዎ። ከም ኣብነት፡ ናይ 60ታትን 70ታትን ደርፊ ዝሰምዐ ሰብ፡ ብቕጽበት ናብ’ቲ እዋን ክገይሽን ክሕንበብን ሓደ ይኸውን። ናብ ሕሉፍ ዕድመኡ ተመሊሱ ይዝክር፡ ይጠዓስ፡ የስቆንቁን፡ ይበኪ፡ ይሕበን. . .። ብሓፈሻ ናብ ናይ’ቲ እዋን ዝነበሩ መተዓብይቱ፡ መዛኑኡን ሂወቱን ብሽኩ-ሽኳ ዝኽሪ ሙዚቃ ኣቢሉ ይዕዘር። “ኣየ’ወ ክጥዕም፡ ክሓስም” እናበለ ድማ ኣብ …

Read More »

ቅቡል ክትከውን

ምስ ሰባት ኣብ እትቀራረበሉ እዋን ፍሽኽታ ኣዘውትር። ሰባት ከዕልሉኻ እንከለዉ ድማ ጽን ኢልካ ተገዲስካ ስምዓዮም። ኣሉታዊ ነቐፈታ ምሃብ ምስ ሰባት ከረሓሕቐካ ልዑል ተኽእሎ ኣለዎ። ስለዚ ሚዛኑ ዝሓለወ ምኽሪ ኣዘውትር። ካብ ንነቐፌታ ምቅድዳም ሓሳባት ሰባት ክትቅበል ፈትን። ኩሉ ግዜ ሻራዊ መርገጺ ምሓዝ ምስ ሰባት የባእሰካዩ። ስለዚ ርትዓዊ ኩን፡ ሰባት ከይጸልኡኒ ኢልካ ንሓቂ ኣይትሕብኣያ። “ኣነ ሃህ ኢለየ ዝዛረብ” እናበልካ ድማ ስምዒትካ ኣይትደርጕሕ። …

Read More »

ክንክን ኣስናን

ን ዓበይቲ ይኹን ንናኣሽቱ፣ ኣስናን ብጥዕና ንምሓዝ መዓልታዊ ምምዋጽ ወይ ምሕጻብ ስኒ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ዋላ ናይ ምሕማም ወይ ናይ ቃንዛ ስምዒት ኣይሃሉ፣ ሓደ ግዜ ናብ ሓኪም ስኒ ኬድኩም ቁጽጽር ኣስናን ምግባር ይምከር። ኣብ ሓደ ኣንዳ ስኒ ሓኪም፣ ሓደ በዓል ሞያ ኣጽራይ ኣፍ ኣሎ። እዚ በዓል ሞያ ኣስናንን ግርጻንን ብኸመይ ብጥዕና ከምዝዕቀብ ይምህር። ኣብ ምዕባይ ዘለዉ ቆልዑ፣ ስርዓተ ኣስናኖምን ኮራርምቶምን …

Read More »

ጽልዋ ቁጥዐ ኣብ ስድራቤት

ክብርታቱ ከውሕስን ይኽእል። ኣብ ውሽጢ ኣባላት ስድራቤት ቁጥዐ ምስ ዘጋጥም ግን ብኸመይ ኢና ንፈትሖን ንጽግኖን? ነቲ ኣብ መንጎኦም ዝፈረሰ ዝምድናኸ ብኸመይ ንጽግኖ? እዞም ዝስዕቡ ገለ ካብቶም ክኢላታት ናይዚ ዓውዲ ዘቕርቡዎም ነጥብታት’ዮም። ቍጥዐ ሓደ ካብቶም ኣብ ዝምድናታት ዘጋጥም ዝውቱር ኣሉታዊ ባህሪያት’ዩ። ቁጥዐ ንሓዳር ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ሕማቕ ባህሪያት’ዩ። ብርግጽ ድማ ክውገድ ዘለዎ’ዩ። ብርግጽ ድማ ክውገድ ዘለዎ’ዩ። ቁጥዐ ብዙሕ ግዜ ኣብቶም ዘይውሑስ …

Read More »

ኣብ ዝመጺእ ሰመን ማእከላይ ኩነታት ኣየር ክህሉ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ይትንበ!!

ኣብዚ ቕጽል ሰሙን ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን መጠን ዝናብን መቐትን ክውስኽ ትጽቢት ይግበር ክትብል ኪኢላ እዚ ዓውዲ ቻርሎታ ኤሪክሰን ሓቢራ። ብመስረት ትንበያ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ማለት SMHI ትጽቢት ዝግበረሉ ኩነታት ኣየር ካብ 15 ስጋብ 20 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ካብ 10 ስጋብ 15 ዲግሪ ሰንቲ ግሬድ ኣብ ሰሜናዊ ክፈላ ክህሉ ትጽቢት ይግብር። ብተወሳኪ ተቀያያራይ ዝናብን ንፋስን …

Read More »

ካርቱን ቁ. 25

Read More »

ሓሙሽተ ዶክተራት ሽወደን ብዓሌት ቱኻን ዝስዕብ ብርቱዕ ረኽሲ ምህላዉ ገሊጾም!!

እዚ መግለጺ ኣብ መጽሄት Läkartidningen ዝወጸ ኮይኑ ብዙሓት ሽወደናውያን ብዛዕባዚ ሓስኻ ምስምዖም እንተኾነ ግና ባቤሲያ ብዛዕባ ዝተባሀለ ጽግዕተኛ ዝፈልጥዎ የለን ኢሉ። እዚ ሓድሽ ጽግዕተኛ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ኣብ ኣራዊትን ኣሓን ዝተራእየ እኳ እንተኾነ ኣብ ሰባት’ውን ክህሉ ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት ምህላዉ ሓቢሮም ኣለዉ። እዚ ሕማም ካብ ዘርእዮም ምልክታት ገሊኦም ንምጥቃስ ብርቱዕ ረስኒ፡ ቃንዛ ጭዋዳታት፡ ብርትዕ ኣብ ዝብለሉ እዋን ከኣ ምድኻም …

Read More »

ምስ ሶሻል ደሞክራትና ዳግማይ ኣይንዛተን ትብል ሓዳሽ መራሒት ሊበራልና!!

ናይ ወርሒ ጥሪ ጠለባትና እንተዘይተማሊኦም ክንወጽእ ኢና ክብል ሊበራላዊ ሰልፊ ኣፍሊጡ። ሊበራላዊ ሰልፊ ነዚ ዝበለ ፕረዚደንት እቲ ሰልፊ ኒያምኮ ሳቡኒ ከም መራሒት እቲ ሰልፊ ንመጀመርታ ግዜኣ ኣብ ሰሙን ኣልሚዳሊን ኣብ ዝሃበቶ ቃል እዩ። ንሳ ምስ S ንዘተ ኮፍ ኣይንብልን ኢና ትብል። ናይ ጥሪ ጠለባትና እንተዘይተማሊኦም ክንወጽእ ኢና ኢላ’ላ። ስምምዕ ጥሪ ዝቕጽል መንግስቲ ቃሉ እንተሓልዩ ጥራይ እዩ ክትብል ደጊማ ገሊጻ’ላ። “ቃሎም …

Read More »

ትርጉም ሰዓት ዓሰርተን ዓሰርተን

ሰዓት፡ ኣብ 14 ክፍለ ዘመን’ዩ ክቀላቐል ጀሚሩ። ኣብ’ቲ እዋን ዝነበራ ሰዓታት፡ ብንፋስ ተሓጊዘን ይሰርሓ ነበራ። ብዘይካ’ዚ ሰባት ብጽላሎት ተሓጊዞም፡ ሰዓት ክንደይ ከም ዘሎ ይፈልጡ ከም ዝነበሩ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ይገልጽ። ኣብ 17 ክፍለ ዘመን፡ ነቲ ብንፋስ ተሓጊዙ ዝሰርሕ ዝነበረ ሰዓት፡ ብሓይሊ ዝህብ ጸዓት ከም ዝሰርሕ ምስ ተገብረ:: ሰዓት ኣብ ዝኾነ ቦታ ከም ዝሰርሕ ኮይኑ ቀረበ። ሰዓት ኣብ እንገዝኣሉ እዋን፡ ኣይነስተብለሉን ንኸውን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com