Friday , April 26 2024

ምስ ሶሻል ደሞክራትና ዳግማይ ኣይንዛተን ትብል ሓዳሽ መራሒት ሊበራልና!!

ናይ ወርሒ ጥሪ ጠለባትና እንተዘይተማሊኦም ክንወጽእ ኢና ክብል ሊበራላዊ ሰልፊ ኣፍሊጡ። ሊበራላዊ ሰልፊ ነዚ ዝበለ ፕረዚደንት እቲ ሰልፊ ኒያምኮ ሳቡኒ ከም መራሒት እቲ ሰልፊ ንመጀመርታ ግዜኣ ኣብ ሰሙን ኣልሚዳሊን ኣብ ዝሃበቶ ቃል እዩ። ንሳ ምስ S ንዘተ ኮፍ ኣይንብልን ኢና ትብል።

ናይ ጥሪ ጠለባትና እንተዘይተማሊኦም ክንወጽእ ኢና ኢላ’ላ። ስምምዕ ጥሪ ዝቕጽል መንግስቲ ቃሉ እንተሓልዩ ጥራይ እዩ ክትብል ደጊማ ገሊጻ’ላ።

“ቃሎም እንተዘይሓልዮም ካብቲ ኪዳን ክንወጽእ፥ ኣድላዪ እንተኾይኑ’ውን ዳግማይ ምርጫ ክነካይድ ኢና” ክትብል ኣጠንቂቓ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com